ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ንጉስ ሒራም ናውቲ ህንጸት ኣቕረበ (1-12)

      • ሰሎሞን ዜሸቅሎም ዝነበሩ ሸቃሎ (13-18)

1 ነገስት 5:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:3
  • +2ሳሙ 5:11

1 ነገስት 5:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 2:3

1 ነገስት 5:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:5፣ 1ዜና 22:7, 8

1 ነገስት 5:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 4:24, 25
  • +ምሳ 16:7

1 ነገስት 5:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:12, 13፣ 1ዜና 22:9, 10፣ 2ዜና 2:4

1 ነገስት 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:9, 20
  • +2ዜና 2:8

1 ነገስት 5:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብዙሕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 2:11, 12

1 ነገስት 5:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተርሚንን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:5፣ 1ነገ 6:15፣ 2ዜና 3:5

1 ነገስት 5:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 2:15, 16፣ እዝ 3:7

1 ነገስት 5:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተርሚንን።”

1 ነገስት 5:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ቆሮስ፡ 220 ሊ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እተጐድአ ዘይትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 2:10

1 ነገስት 5:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪዳን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:12፣ 4:29፣ ያእ 1:5

1 ነገስት 5:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2005፡ ገጽ 23

1 ነገስት 5:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 20:24፣ 1ነገ 4:6፣ 12:18

1 ነገስት 5:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጾር ዚጾሩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 22:15
  • +እያ 16:10፣ 1ነገ 9:20-22፣ 2ዜና 2:2, 17, 18፣ 8:7-9

1 ነገስት 5:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2005፡ ገጽ 19

1 ነገስት 5:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:7
  • +ራእ 21:14
  • +1ነገ 7:9፣ 1ዜና 22:2

1 ነገስት 5:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 13:1, 5

ሓፈሻዊ

1 ነገ. 5:1ህዝ 27:3
1 ነገ. 5:12ሳሙ 5:11
1 ነገ. 5:22ዜና 2:3
1 ነገ. 5:32ሳሙ 7:5፣ 1ዜና 22:7, 8
1 ነገ. 5:41ነገ 4:24, 25
1 ነገ. 5:4ምሳ 16:7
1 ነገ. 5:52ሳሙ 7:12, 13፣ 1ዜና 22:9, 10፣ 2ዜና 2:4
1 ነገ. 5:61ነገ 6:9, 20
1 ነገ. 5:62ዜና 2:8
1 ነገ. 5:72ዜና 2:11, 12
1 ነገ. 5:82ሳሙ 6:5፣ 1ነገ 6:15፣ 2ዜና 3:5
1 ነገ. 5:92ዜና 2:15, 16፣ እዝ 3:7
1 ነገ. 5:112ዜና 2:10
1 ነገ. 5:121ነገ 3:12፣ 4:29፣ ያእ 1:5
1 ነገ. 5:131ነገ 9:15
1 ነገ. 5:142ሳሙ 20:24፣ 1ነገ 4:6፣ 12:18
1 ነገ. 5:151ዜና 22:15
1 ነገ. 5:15እያ 16:10፣ 1ነገ 9:20-22፣ 2ዜና 2:2, 17, 18፣ 8:7-9
1 ነገ. 5:161ነገ 9:23
1 ነገ. 5:171ነገ 6:7
1 ነገ. 5:17ራእ 21:14
1 ነገ. 5:171ነገ 7:9፣ 1ዜና 22:2
1 ነገ. 5:18እያ 13:1, 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ነገስት 5:1-18

1 ነገስት

5 ሒራም ኵሉ ሳዕ ፈታው ዳዊት ነበረ እሞ፡ ሒራም ንጉስ ጢሮስ፡+ ሰሎሞን ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ኺነግስ ከም እተቐብአ ምስ ሰምዐ፡ ንሰሎሞን ገላዉኡ ሰደደሉ።+ 2 ሰሎሞን ድማ ንሒራም ከምዚ ኢሉ ለኣኸሉ፦+ 3 “ኣቦይ ዳዊት ብሰሪ እቲ ኣብ ዙርያኡ ዝነበረ ውግእ፡ የሆዋ ንጸላእቱ ኣብ ትሕቲ ኸብዲ እግሩ ኽሳዕ ዚገብሮም፡ ንስም የሆዋ ኣምላኹ ቤት ኪሃንጽ ከም ዘይከኣለ፡ ንስኻ ኣጸቢቕካ ትፈልጥ ኢኻ።+ 4 ሕጂ ግና የሆዋ ኣምላኸይ ብዅሉ ሸነኽ ኣዕሪፉኒ እዩ።+ ሓደ እኳ ተጻራሪ የልቦን፡ ገለ ኽፉእ ነገር እውን የልቦን።+ 5 ስለዚ፡ ከምቲ የሆዋ ንዳዊት ኣቦይ፡ ‘እቲ ኣብ ክንዳኻ ኣብ ዝፋንካ ዘንብሮ ወድኻ፡ ንሱ ንስመይ ቤት ኪሃንጽ እዩ’ ኢሉ እተዛረቦ፡ ንስም የሆዋ ኣምላኸይ ቤት ክሃንጽ እሓስብ ኣለኹ።+ 6 ሕጂ ኸኣ፡ ካባናስ ከም ሲዶናውያን ገይሩ ምቝራጽ ኣእዋም ዚፈልጥ የልቦን እሞ፡ ንህዝብኻ ኻብ ሊባኖስ ቄድሮሳት ኪቘርጹለይ ኣዝዞም።+ ገላዎይ ድማ ምስ ገላዉኻ ኺዓይዩ እዮም፣ ንገላዉኻ ኸኣ ከም ኵሉ እቲ እትብለኒ ገይረ ዓስቦም ክኸፍሎም እየ።”+

7 ሒራም ዘረባ ሰሎሞን ምስ ሰምዐ፡ ኣዝዩ ተሓጒሱ፡ “ንዳዊት ኣብ ልዕሊ እዚ ዓብዪ* ህዝቢ እዚ ጥበበኛ ወዲ ሂብዎ እዩ እሞ፡ የሆዋ ሎሚ ይወደስ” በለ።+ 8 ሒራም ድማ ናብ ሰሎሞን ከምዚ ኢሉ ለኣኸሉ፦ “ነቲ ዝለኣኽካለይ መልእኽቲ ሰሚዐዮ ኣለኹ። ብዛዕባ ዕንጨይቲ ቄድሮስን ጽሕድን* ከኣ፡ ኣነ ዅሉ ዝደለኻዮ ኽገብር እየ።+ 9 ገላዎይ ካብ ሊባኖስ ናብ ባሕሪ ኼውርድዎ እዮም፣ ኣነ ድማ ጠሚረ ብባሕሪ ገይረ ናብታ ዝበልካኒ ቦታ ኸብጽሖ እየ። ኣብኡ ኸኣ ክፈትሖ እየ፡ ንስኻ ድማ ጾይርካ ትወስዶ። ንስኻ ኸኣ ብተራኻ ንቤተ ሰበይ ዝሓትተካ ምግቢ ኽትህብ ኢኻ።”+

10 ሒራም ድማ ንሰሎሞን ኵሉ እቲ ዝደለዮ ዕንጨይቲ ቄድሮስን ጽሕድን* ሃቦ። 11 ሰሎሞን ከኣ ንሒራም፡ ንቤተ ሰቡ ምግቢ ዚኸውን 20,000 ቆሮስ* ስርናይን 20 ቆሮስ ኣዝዩ ብሉጽ ዘይቲ ኣውልዕን* ሃቦ። ሰሎሞን ንሒራም ዓመት ዓመት ከምኡ ይህቦ ነበረ።+ 12 የሆዋ ድማ ንሰሎሞን፡ ከምቲ ዘተስፈዎ፡ ጥበብ ሃቦ።+ ኣብ መንጎ ሒራምን ሰሎሞንን ከኣ ሰላም ነበረ፣ ክልቲኦም ድማ ውዕል* ገበሩ።

13 ንጉስ ሰሎሞን ከኣ ካብ ኵሉ እስራኤል ብግዲ ዚሽቅሉ ሸቃሎ ኣከበ፣ 30,000 ሸቃሎ ድማ ኣከበ።+ 14 በብእብረ ኸኣ በብወርሒ 10,000 ናብ ሊባኖስ ይሰድዶም ነበረ። ሓደ ወርሒ ኣብ ሊባኖስ፡ ክልተ ወርሒ ድማ ኣብ ቤቶም ይነብሩ ነበሩ፣ ኣዶኒራም+ ከኣ ኣብ ልዕሊ እቶም ብግዲ ዚሽቅሉ ሸቃሎ ነበረ። 15 ሰሎሞን ድማ፡ 70,000 ተራ ሸቃሎ፡* 80,000 እውን ወቐርቲ ኣእማን+ ኣብ ኣኽራን ነበርዎ፣+ 16 ነቶም ዓየይቲ ዚቈጻጸሩ ኣዘዝቲ ዚዀኑ ኸኣ 3,300 ተቘጻጸርቲ ሓለፍቲ+ ነበርዎ። 17 ብትእዛዝ ንጉስ ድማ፡ መሰረት እታ ቤት ብውቑር ኣእማን+ ኪስረት፡+ ዓበይቲ ኣእማንን ክቡራት ኣእማንን+ ፈንቂሎም ኣውጽኡ። 18 ሃነጽቲ ሰሎሞንን ሃነጽቲ ሒራምን እቶም ጌባላውያንን+ ከኣ ይወቕሩ ነበሩ፣ ነታ ቤት ንምህናጽ ድማ ኣዕጫውን ኣእማንን ኣዳለዉ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ