ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • ሓዊ የሆዋ ንናዳብን ኣቢሁን ቀተሎም (1-7)

      • ንኻህናት ብዛዕባ ብልዕን መስተን እተዋህቦም ስርዓት (8-20)

ዘሌዋውያን 10:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:23፣ 1ዜና 24:2
  • +ዘጸ 30:34, 35፣ ዘሌ 16:12
  • +ዘጸ 30:9፣ ዘሌ 10:9፣ 16:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 22

ዘሌዋውያን 10:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 16:35
  • +ዘሁ 26:61

ዘሌዋውያን 10:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:22

ዘሌዋውያን 10:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:18

ዘሌዋውያን 10:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 21:10

ዘሌዋውያን 10:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:41፣ ዘሌ 8:12፣ 21:11, 12

ዘሌዋውያን 10:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 44:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 17

    1/12/2004፡ ገጽ 21-22

    15/5/2004፡ ገጽ 22

ዘሌዋውያን 10:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 44:23

ዘሌዋውያን 10:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:10፣ 2ዜና 17:8, 9፣ ነህ 8:7, 8፣ ሚል 2:7

ዘሌዋውያን 10:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 21:22
  • +ዘሌ 6:14, 16

ዘሌዋውያን 10:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:26፣ ዘሁ 18:10

ዘሌዋውያን 10:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:26-28፣ ዘሌ 7:31, 34፣ 9:21
  • +ዘሌ 22:13፣ ዘሁ 18:11

ዘሌዋውያን 10:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:13

ዘሌዋውያን 10:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 9:3, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2011፡ ገጽ 12

ዘሌዋውያን 10:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:25, 26፣ ህዝ 44:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2011፡ ገጽ 12

ዘሌዋውያን 10:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:29, 30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2011፡ ገጽ 12

ዘሌዋውያን 10:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 9:8, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2011፡ ገጽ 12

ዘሌዋውያን 10:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2011፡ ገጽ 12

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 10:1ዘጸ 6:23፣ 1ዜና 24:2
ዘሌ. 10:1ዘጸ 30:34, 35፣ ዘሌ 16:12
ዘሌ. 10:1ዘጸ 30:9፣ ዘሌ 10:9፣ 16:1, 2
ዘሌ. 10:2ዘሁ 16:35
ዘሌ. 10:2ዘሁ 26:61
ዘሌ. 10:3ዘጸ 19:22
ዘሌ. 10:4ዘጸ 6:18
ዘሌ. 10:6ዘሌ 21:10
ዘሌ. 10:7ዘጸ 28:41፣ ዘሌ 8:12፣ 21:11, 12
ዘሌ. 10:9ህዝ 44:21
ዘሌ. 10:10ህዝ 44:23
ዘሌ. 10:11ዘዳ 33:10፣ 2ዜና 17:8, 9፣ ነህ 8:7, 8፣ ሚል 2:7
ዘሌ. 10:12ዘሌ 21:22
ዘሌ. 10:12ዘሌ 6:14, 16
ዘሌ. 10:13ዘሌ 6:26፣ ዘሁ 18:10
ዘሌ. 10:14ዘጸ 29:26-28፣ ዘሌ 7:31, 34፣ 9:21
ዘሌ. 10:14ዘሌ 22:13፣ ዘሁ 18:11
ዘሌ. 10:151ቈረ 9:13
ዘሌ. 10:16ዘሌ 9:3, 15
ዘሌ. 10:17ዘሌ 6:25, 26፣ ህዝ 44:29
ዘሌ. 10:18ዘሌ 6:29, 30
ዘሌ. 10:19ዘሌ 9:8, 12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 10:1-20

ዘሌዋውያን

10 ናዳብን ኣቢሁን፡ ደቂ ኣሮን፡+ ነናቶም መትሓዝ ሓዊ ወሲዶም፡ ሓዊ ገበሩሉ፣ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ዕጣን+ ኣንበሩሉ። ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኸኣ፡ ንሱ ዘይኣዘዞም ዘይተፈቕደ ሓዊ ኣቕረቡ።+ 2 ሓዊ ኻብ ቅድሚ የሆዋ ወጺኡ ድማ በልዖም እሞ፡+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ሞቱ።+ 3 ሽዑ፡ ሙሴ ንኣሮን፡ “የሆዋ እተዛረቦ እዚ እዩ፦ ‘ኣብ መንጎ እቶም ዚቐርቡኒ ክቕደስ እየ፣+ ኣብ ቅድሚ ዅሎም ህዝቢ ድማ ክኽበር እየ’” በሎ። ኣሮን ከኣ ስቕ በለ።

4 ሙሴ ድማ ንሚሻኤልን ንኤሊጻፋንን፡ ደቂ ዑዚኤል፡+ ሓው ኣቦ ኣሮን፡ ጸዊዑ፡ “ቅረቡ እሞ ንኣሕዋትኩም ካብ ቅድሚ እቲ መቕደስ ናብ ወጻኢ ሰፈር ጾይርኩም ውሰድዎም” በሎም። 5 ንሳቶም ከኣ ቀረቡ እሞ፡ ከምቲ ሙሴ ዝበሎም፡ በቲ ወለል ዚብል ክዳውንቶም ጾይሮም ናብ ወጻኢ ወሰድዎም።

6 ሽዑ፡ ሙሴ ንኣሮንን ንደቁ ኣልኣዛርን ኢታማርን ከምዚ በሎም፦ “ከይትሞቱ እሞ፡ ኣምላኽ ንዅሉ እዚ ኣኼባ ኸይቍጥዖስ፡ ርእስኹም ኣይተወንጭሩ፡ ክዳውንትኹም ከኣ ኣይትቕደዱ።+ ነቶም የሆዋ ብሓዊ ዝቐተሎም፡ ኣሕዋትኩም ብዘለዉ ቤት እስራኤል ኪበኽዩሎም እዮም። 7 ዘይቲ ቕብኣት የሆዋ ኣብ ልዕሌኹም እዩ እሞ፡ ከይትሞቱስ፡ ካብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኣይትውጽኡ።”+ ንሳቶም ድማ ከም ቃል ሙሴ ገበሩ።

8 የሆዋ ኸኣ ንኣሮን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 9 “ንስኻን ምሳኻ እውን ደቅኻን ናብ ድንኳን ምርኻብ ክትኣትዉ ኸለኹም፡ ከይትሞቱስ፡ ወይኒ ወይ ኣልኮላዊ መስተ ኣይትስተዩ።+ እዚ ንውሉድ ወለዶኹም ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹንኩም። 10 እዚ ድማ ኣብ መንጎ ቅዱስን ርኹስን፡ ኣብ መንጎ ዘይንጹህን ንጹህን ንምፍላይ፡+ 11 ንእስራኤላውያን ከኣ ኵሉ እቲ የሆዋ ብሙሴ ኣቢሉ እተዛረቦም ስርዓታት ንምምሃር እዩ።”+

12 ሙሴ ድማ ንኣሮንን ነቶም ዝተረፉ ደቁ ኣልኣዛርን ኢታማርን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ነቲ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ዝተረፈ መስዋእቲ እኽሊ ውሰድዎ፣ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ እሞ፡+ ቅጫ ጌርኩም ኣብ ጥቓ እቲ መሰውኢ ብልዕዎ።+ 13 ካብቲ ንየሆዋ ብሓዊ እተገብረ መስዋእቲ፡ እዚ እጃምካን እጃም ደቅኻን ስለ ዝዀነ፡ ኣብ ቅዱስ ቦታ ብልዕዎ፣+ ከመይሲ፡ ከምኡ እየ ተኣዚዘ። 14 ሓኸለ መስዋእቲ ውዝወዛን እግሪ ቕዱስ ግደን+ እውን፡ ካብ መስዋእቲ ሕብረት እስራኤላውያን እጃምካን እጃም ደቅኻን ኪኸውን ተዋሂቡ እዩ እሞ፡ ንስኻን ኣወዳትካን ኣዋልድካን ኣብ ጽሩይ ቦታ ብልዕዎ።+ 15 ኣብ ቅድሚ የሆዋ መስዋእቲ ውዝወዛ ንምውዝዋዝ፡ እግሪ ቕዱስ ግደን ሓኸለ መስዋእቲ ውዝወዛን ምስቲ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ስብሕን ኬምጽኡ እዮም፣ እዚ ድማ ከምቲ የሆዋ ዝኣዘዞ፡ ንዓኻን ምሳኻ እውን ንደቅኻን ናይ ሓዋሩ እጃም ይኹን።”+

16 ሙሴ ኸኣ ነቲ መስዋእቲ ሓጢኣት ዝዀነ ወጠጦ ኣጸቢቑ ደለዮ፣+ ከም ዝሓረረ ድማ ፈለጠ። ሽዑ፡ ነቶም ዝተረፉ ደቂ ኣሮን፡ ኣልኣዛርን ኢታማርን፡ ከምዚ ኢሉ ተቘጥዖም፦ 17 “ስሕተት እቲ ኣኼባ ምእንቲ ኽትጾሩን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ምእንቲ ኸተተዓርቕዎምን፡ መስዋእቲ ሓጢኣት ቅዱስ ቅዱሳን እዩ፡ ንዓኻትኩም ከኣ ሂቡኩም እዩ እሞ፡ ስለምንታይ ኢኹም ኣብ ቅዱስ ቦታ ዘይበላዕኩምዎ፧+ 18 እንሆ፡ ደሙ ናብ ውሽጢ እቲ መቕደስ ኣይኣተወን።+ ከምቲ እተኣዘዝክዎ፡ ኣብቲ መቕደስ ብርግጽ ክትበልዕዎ ምተገብኣኩም ነይሩ።” 19 ኣሮን ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “እንሆ፡ ሎሚ መስዋእቲ ሓጢኣቶምን ዚሓርር መስዋእቶምን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣቕሪቦም እዮም፣+ ንዓይ ከኣ ከምዚ ዝበለ በጺሑኒ እዩ። ሎሚ መስዋእቲ ሓጢኣት እንተ ዝበልዕሲ፡ ንየሆዋ ባህ መበሎዶ፧” 20 ሙሴ፡ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ዓገበ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ