ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 133
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ብሓድነት ሓቢርካ ምቕማጥ

        • ከምቲ ኣብ ርእሲ ኣሮን ዚፈስስ ዘይቲ (2)

        • ከም ኣውሊ ሄርሞን (3)

መዝሙር 133:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 13:8፣ ዮሃ 13:35፣ ቈሎ 3:14፣ እብ 13:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 56

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 5/2022፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1996፡ ገጽ 11

መዝሙር 133:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:4, 7፣ ምሳ 27:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1996፡ ገጽ 11

መዝሙር 133:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 125:2
  • +ዘዳ 3:8, 9፣ 1ዜና 5:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2007፡ ገጽ 15-16

    15/8/1998፡ ገጽ 32

    15/7/1996፡ ገጽ 11

ሓፈሻዊ

መዝ. 133:1ዘፍ 13:8፣ ዮሃ 13:35፣ ቈሎ 3:14፣ እብ 13:1
መዝ. 133:2ዘጸ 29:4, 7፣ ምሳ 27:9
መዝ. 133:3መዝ 125:2
መዝ. 133:3ዘዳ 3:8, 9፣ 1ዜና 5:23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 133:1-3

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ። ናይ ዳዊት።

133 እንሆ፡ ኣሕዋት ብሓድነት ሓቢሮም ኪቕመጡስ፡

ክንደይ ሰናይን ባህ ዜብልን እዩ!+

 2 ከምቲ ኣብ ርእሲ ዝፈሰሰ እሞ፡

ናብ ጭሕሚ፡

ናብ ጭሕሚ ኣሮን ዚወርድ፡

ናብ ክሳድ ክዳኑ ድማ ዚወርድ ጽቡቕ ዘይቲ እዩ።+

 3 ከምቲ ኣብ ኣኽራን ጽዮን ዚወርድ+

ኣውሊ ሄርሞን እዩ።+

ኣብኡ ኸኣ የሆዋ በረኸቱ፡

ናይ ዘለኣለም ህይወት፡ ኣዚዙ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ