ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ሞት ሳኦልን ደቁን (1-14)

1 ዜና መዋእል 10:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 31:1-5፣ 2ሳሙ 1:21, 25

1 ዜና መዋእል 10:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 8:33

1 ዜና መዋእል 10:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 26:9, 10

1 ዜና መዋእል 10:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከይጻወቱለይሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 16:21, 23
  • +1ዜና 10:13

1 ዜና መዋእል 10:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 31:6, 7

1 ዜና መዋእል 10:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

1 ዜና መዋእል 10:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 28:4፣ 31:8-10

1 ዜና መዋእል 10:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 16:23, 24

1 ዜና መዋእል 10:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መቕደስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 5:2

1 ዜና መዋእል 10:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 11:1
  • +1ሳሙ 31:11-13

1 ዜና መዋእል 10:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 2:5፣ 21:12

1 ዜና መዋእል 10:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 13:13፣ 15:22, 23
  • +ዘሌ 20:6፣ 1ሳሙ 28:7

1 ዜና መዋእል 10:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሩት 4:17፣ 1ሳሙ 13:14፣ 15:27, 28፣ 2ሳሙ 5:3

ሓፈሻዊ

1 ዜና 10:11ሳሙ 31:1-5፣ 2ሳሙ 1:21, 25
1 ዜና 10:21ዜና 8:33
1 ዜና 10:31ሳሙ 26:9, 10
1 ዜና 10:4መሳ 16:21, 23
1 ዜና 10:41ዜና 10:13
1 ዜና 10:61ሳሙ 31:6, 7
1 ዜና 10:81ሳሙ 28:4፣ 31:8-10
1 ዜና 10:9መሳ 16:23, 24
1 ዜና 10:101ሳሙ 5:2
1 ዜና 10:111ሳሙ 11:1
1 ዜና 10:111ሳሙ 31:11-13
1 ዜና 10:122ሳሙ 2:5፣ 21:12
1 ዜና 10:131ሳሙ 13:13፣ 15:22, 23
1 ዜና 10:13ዘሌ 20:6፣ 1ሳሙ 28:7
1 ዜና 10:14ሩት 4:17፣ 1ሳሙ 13:14፣ 15:27, 28፣ 2ሳሙ 5:3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 10:1-14

1 ዜና መዋእል

10 ፍልስጥኤማውያን ድማ ምስ እስራኤል ተዋግኡ፣ ሰብ እስራኤል ከኣ ካብ ቅድሚ ፍልስጥኤማውያን ሃደሙ፡ ብዙሓት እውን ኣብ ከረን ጊልቦዓ ተቐቲሎም ወደቑ።+ 2 ፍልስጥኤማውያን ድማ ንሳኦልን ንደቁን እግር እግሮም ሰዓብዎም፣ ፍልስጥኤማውያን ከኣ ንዮናታንን ንኣቢናዳብን ንማልኪ-ሹዓን+ ደቂ ሳኦል ቀተልዎም። 3 እቲ ውግእ ድማ ንሳኦል በርትዖ፡ ቀስተኛታት ከኣ ረኸብዎ፡ በቶም ቀስተኛታት እውን ቈሰለ።+ 4 ሽዑ፡ ሳኦል ነቲ ተሰካም ኣጽዋሩ፡ “እዞም ዘይግዙራት እዚኦም መጺኦም ከይጭክኑለይሲ፡*+ ሰይፍኻ መሊሕካ ብእኡ ውግኣኒ” በሎ። እቲ ተሰካም ኣጽዋሩ ግና፡ እምብዛ ፈሪሁ ስለ ዝነበረ፡ ኣበየ። ሽዑ፡ ሳኦል ሰይፉ ወሲዱ ኣብ ልዕሊኡ ወደቐ።+ 5 እቲ ተሰካም ኣጽዋሩ ኸኣ ሳኦል ሞይቱ ምስ ረኣየ፡ ንሱ እውን ኣብ ሰይፉ ወደቐ እሞ ምስኡ ሞተ። 6 በዚ ኸምዚ፡ ሳኦልን ሰለስተ ደቁን ኵሎም እቶም ኣብ ቤቱ ዝነበሩን ብሓደ ሞቱ።+ 7 እቶም ኣብ ስንጭሮ* ዝነበሩ ህዝቢ እስራኤል፡ ኵሎም ከም ዝሃደሙ፡ ሳኦልን ደቁን ድማ ከም ዝሞቱ ምስ ረኣዩ፡ ነተን ከተማታቶም ሓዲጎምወን ሃደሙ። ፍልስጥኤማውያን ከኣ መጺኦም ሓዝወን።

8 ንጽብሒቱ፡ ፍልስጥኤማውያን ነቶም ቅቱላት ኪገፍፍዎም ምስ መጹ፡ ንሳኦልን ንሰለስተ ደቁን ኣብ ከረን ጊልቦዓ ወዲቖም ረኸብዎም።+ 9 ንዕኡ ገፊፎም፡ ርእሱን ኣጽዋሩን ከኣ ወሲዶም፡ ንጣኦታቶምን ንህዝብን ኬውርዩ ናብ ኵላ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን ወረ ለኣኹ።+ 10 ኣጽዋሩ ድማ ኣብ ቤት* ኣምላኾም ኣንበርዎ፣ ሽክና ርእሱ ኸኣ ኣብ ቤት ዳጎን ሰቐልዎ።+

11 ኵሎም እቶም ኣብ ያቤሽ+ ናይ ጊልዓድ ዝነበሩ፡ ኵሉ እቲ ፍልስጥኤማውያን ንሳኦል ዝገበርዎ ምስ ሰምዑ፡+ 12 ኵሎም ጀጋኑ ተንሲኦም፡ ሬሳ ሳኦልን ሬሳታት ደቁን ጾይሮም ወሰድዎ። ናብ ያቤሽ ኣምጺኦም ከኣ ንኣዕጽምቶም ኣብ ትሕቲ እቲ ኣብ ያቤሽ ዘሎ ዓብዪ ኦም ቀበርዎ፣+ ሸውዓተ መዓልቲ ድማ ጾሙ።

13 በዚ ኸምዚ፡ ሳኦል ንቓል የሆዋ ስለ ዘይሓለወ፡+ ንየሆዋ ብምጥላሙን ንጠያቒት መናፍስቲ ብምሕታቱን ሞተ።+ 14 ንየሆዋ ኣይሓተቶን። ስለዚ ድማ ቀተሎ፣ ነቲ ንግስና ኸኣ ናብ ዳዊት ወዲ እሴይ ኣመሓላለፎ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ