ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 137
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ኣብ ጥቓ ኣፍላግ ባቢሎን

        • መዝሙራት ጽዮን ኣይዘመርናን (3, 4)

        • ባቢሎን ክትዓኑ እያ (8)

መዝሙር 137:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 51:13፣ ህዝ 3:15፣ ዳን 10:4
  • +ዳን 9:2, 3

መዝሙር 137:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኣብ ማእከል ባቢሎን።

  • *

    ወይ፡ “ክራራትና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 24:8

መዝሙር 137:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 123:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 95-96

መዝሙር 137:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትንቀጽ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 2:3፣ መዝ 84:2፣ 102:13, 14፣ ኢሳ 62:1፣ ኤር 51:50

መዝሙር 137:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 122:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/1998፡ ገጽ 13-14

መዝሙር 137:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 49:7፣ ድጕ 4:22፣ ህዝ 25:12፣ ኦብ 10-13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 16

መዝሙር 137:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 47:1፣ ኤር 25:12፣ 50:2
  • +ኤር 50:29፣ ራእ 18:6

መዝሙር 137:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 13:1, 16

ሓፈሻዊ

መዝ. 137:1ኤር 51:13፣ ህዝ 3:15፣ ዳን 10:4
መዝ. 137:1ዳን 9:2, 3
መዝ. 137:2ኢሳ 24:8
መዝ. 137:3መዝ 123:4
መዝ. 137:5ነህ 2:3፣ መዝ 84:2፣ 102:13, 14፣ ኢሳ 62:1፣ ኤር 51:50
መዝ. 137:6መዝ 122:1
መዝ. 137:7ኤር 49:7፣ ድጕ 4:22፣ ህዝ 25:12፣ ኦብ 10-13
መዝ. 137:8ኢሳ 47:1፣ ኤር 25:12፣ 50:2
መዝ. 137:8ኤር 50:29፣ ራእ 18:6
መዝ. 137:9ኢሳ 13:1, 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 137:1-9

መዝሙር

137 ኣብ ጥቓ ኣፍላግ ባቢሎን+ ተቐመጥና።

ንጽዮን ምስ ዘከርና በኸና።+

 2 ኣብ ማእከላ* ኣብ ልዕሊ ኣእዋም ዓራባ፡

መሰንቆታትና* ሰቐልና።+

 3 ኣብኡስ ማረኽትና ኽንዝምረሎም ሓተቱና፣+

እቶም ዜላግጹልና ኸኣ መዘናግዒ ደልዮም፡

“ሓደ ኻብ መዝሙራት ጽዮን ዘምሩልና” በሉና።

 4 ከመይ ጌርና እሞ መዝሙር የሆዋ

ኣብ ምድሪ ጓና ኽንዝምር፧

 5 ኦ የሩሳሌም፡ እንተ ረሲዐክስ፡

የማነይቲ ኢደይ ትረስዕ።*+

 6 እንተ ዘይዘኪረኪ፡

ንየሩሳሌም ድማ ልዕሊ ዅሉ

ቐንዲ ምኽንያት ሓጐሰይ እንተ ዘይገይረያ፡+

ልሳነይ ኣብ ትንሓገይ ትጣበቕ።

 7 ኦ የሆዋ፡ በታ የሩሳሌም ዝወደቐትላ መዓልቲ፡

ደቂ ኤዶም፡ “ኣፍርስዋ! ክሳብ መሰረታታ ኣፍርስዋ!”

ኸም ዝበሉ ዘክር።+

 8 ኣቲ ኣብ ቀረባ ግዜ እትዓንዊ ጓል ባቢሎን፡+

ከምቲ ዝገበርክና ግብሪ ዚፈድየክስ፡+

ሕጉስ ኪኸውን እዩ።

 9 ንደቅኺ ሒዙ ኣብ ኣኻውሕ ዚሕምሽሾምሲ፡+

ሕጉስ ኪኸውን እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ