ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ንግስቲ ሳባ ንሰሎሞን በጽሓቶ (1-12)

      • ሃብቲ ሰሎሞን (13-28)

      • ሞት ሰሎሞን (29-31)

2 ዜና መዋእል 9:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ንግስቲ እታ ሳባ እትብሃል ሃገር።

  • *

    ወይ፡ “ብሕንቅሕንቅሊተይ።”

  • *

    ወይ፡ “ቃፍላይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 12:42፣ ሉቃ 11:31
  • +መዝ 72:15
  • +1ነገ 10:1-3

2 ዜና መዋእል 9:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዘይገለጸላ ኻብ ንጉስ እተሰወረ።”

2 ዜና መዋእል 9:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:28፣ መክ 12:9
  • +1ነገ 10:4-9

2 ዜና መዋእል 9:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብኣ መንፈስ ዚብሃል ኣይተረፈን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 4:22, 23
  • +2ዜና 8:12, 13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1999፡ ገጽ 23

2 ዜና መዋእል 9:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቃላትካን።”

2 ዜና መዋእል 9:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 11:31
  • +መክ 1:16
  • +1ነገ 4:31, 34፣ 2ዜና 1:11, 12

2 ዜና መዋእል 9:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 2:11

2 ዜና መዋእል 9:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ታለንት፡ 34.2 ኪ.ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 72:10
  • +1ነገ 10:10

2 ዜና መዋእል 9:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:27, 28፣ 10:22፣ 2ዜና 8:18
  • +1ነገ 10:11, 12

2 ዜና መዋእል 9:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንቤተ መንግስቲ።”

  • *

    ወይ፡ “ክራራትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:1
  • +1ነገ 6:8
  • +1ዜና 25:1፣ መዝ 92:3

2 ዜና መዋእል 9:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብዘይ እቲ ኽንዲ እቲ ንሳ ናብ ንጉስ ዘምጽኣቶ ዝዋግኡ ህያባት” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1999፡ ገጽ 20

2 ዜና መዋእል 9:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:14, 15፣ 2ዜና 1:15፣ መዝ 68:29፣ 72:15

2 ዜና መዋእል 9:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 72:10

2 ዜና መዋእል 9:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ሲቃል፡ 11.4 ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 12:9
  • +1ነገ 10:16, 17

2 ዜና መዋእል 9:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    መብዛሕትኡ ግዜ ብቐስተኛታት ዚጽወር።

  • *

    ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ፡ ሓደ ምና 570 ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:2

2 ዜና መዋእል 9:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:18-20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2023፡ ገጽ 7-8

2 ዜና መዋእል 9:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 49:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2023፡ ገጽ 7-8

2 ዜና መዋእል 9:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 23:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2023፡ ገጽ 7-8

2 ዜና መዋእል 9:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:21, 22, 27

2 ዜና መዋእል 9:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:27
  • +መዝ 72:10፣ ዮና 1:3
  • +1ነገ 10:18

2 ዜና መዋእል 9:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:12, 13፣ 4:29፣ 10:23-25

2 ዜና መዋእል 9:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:28፣ 4:34፣ 2ዜና 1:12፣ ምሳ 2:6

2 ዜና መዋእል 9:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 6:29

2 ዜና መዋእል 9:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስፍራ ኣፍራስን።”

  • *

    ወይ፡ “ፈረሰኛታትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 17:16፣ 1ነገ 4:26
  • +1ነገ 10:26

2 ዜና መዋእል 9:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኤፍራጥስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 4:21

2 ዜና መዋእል 9:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:27፣ 1ዜና 27:28

2 ዜና መዋእል 9:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:28፣ 2ዜና 1:16

2 ዜና መዋእል 9:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 11:41-43
  • +2ሳሙ 7:2፣ 12:1፣ 1ነገ 1:8፣ 1ዜና 29:29
  • +1ነገ 11:30, 31፣ 14:2, 6, 10
  • +1ነገ 11:26
  • +2ዜና 12:15፣ 13:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2012፡ ገጽ 25

2 ዜና መዋእል 9:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:9፣ 1ነገ 2:10
  • +1ነገ 14:21

ሓፈሻዊ

2 ዜና 9:1ማቴ 12:42፣ ሉቃ 11:31
2 ዜና 9:1መዝ 72:15
2 ዜና 9:11ነገ 10:1-3
2 ዜና 9:31ነገ 3:28፣ መክ 12:9
2 ዜና 9:31ነገ 10:4-9
2 ዜና 9:41ነገ 4:22, 23
2 ዜና 9:42ዜና 8:12, 13
2 ዜና 9:6ሉቃ 11:31
2 ዜና 9:6መክ 1:16
2 ዜና 9:61ነገ 4:31, 34፣ 2ዜና 1:11, 12
2 ዜና 9:82ዜና 2:11
2 ዜና 9:9መዝ 72:10
2 ዜና 9:91ነገ 10:10
2 ዜና 9:101ነገ 9:27, 28፣ 10:22፣ 2ዜና 8:18
2 ዜና 9:101ነገ 10:11, 12
2 ዜና 9:111ነገ 7:1
2 ዜና 9:111ነገ 6:8
2 ዜና 9:111ዜና 25:1፣ መዝ 92:3
2 ዜና 9:121ነገ 10:13
2 ዜና 9:131ነገ 10:14, 15፣ 2ዜና 1:15፣ መዝ 68:29፣ 72:15
2 ዜና 9:14መዝ 72:10
2 ዜና 9:152ዜና 12:9
2 ዜና 9:151ነገ 10:16, 17
2 ዜና 9:161ነገ 7:2
2 ዜና 9:171ነገ 10:18-20
2 ዜና 9:18ዘፍ 49:9
2 ዜና 9:19ዘሁ 23:24
2 ዜና 9:201ነገ 10:21, 22, 27
2 ዜና 9:211ነገ 9:27
2 ዜና 9:21መዝ 72:10፣ ዮና 1:3
2 ዜና 9:211ነገ 10:18
2 ዜና 9:221ነገ 3:12, 13፣ 4:29፣ 10:23-25
2 ዜና 9:231ነገ 3:28፣ 4:34፣ 2ዜና 1:12፣ ምሳ 2:6
2 ዜና 9:24ማቴ 6:29
2 ዜና 9:25ዘዳ 17:16፣ 1ነገ 4:26
2 ዜና 9:251ነገ 10:26
2 ዜና 9:261ነገ 4:21
2 ዜና 9:271ነገ 10:27፣ 1ዜና 27:28
2 ዜና 9:281ነገ 10:28፣ 2ዜና 1:16
2 ዜና 9:291ነገ 11:41-43
2 ዜና 9:292ሳሙ 7:2፣ 12:1፣ 1ነገ 1:8፣ 1ዜና 29:29
2 ዜና 9:291ነገ 11:30, 31፣ 14:2, 6, 10
2 ዜና 9:291ነገ 11:26
2 ዜና 9:292ዜና 12:15፣ 13:22
2 ዜና 9:312ሳሙ 5:9፣ 1ነገ 2:10
2 ዜና 9:311ነገ 14:21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 9:1-31

2 ዜና መዋእል

9 ንግስቲ ሳባ*+ ድማ ብዛዕባ ሰሎሞን ወረ ሰምዐት። ንሰሎሞን ከኣ ብእተሓላለኸ ሕቶታት* ክትፍትኖ ናብ የሩሳሌም መጸት። ምስኣ ኸኣ ኣዝዩ ዜደንቕ ዓጀባ፡* ዘይቲ በለሳንን ኣዝዩ ብዙሕ ወርቅን+ ክቡራት ኣእማንን ምስ እተጻዕና ኣግማል መጸ። ናብ ሰሎሞን ኣትያ ድማ፡ ኣብ ልባ ዝነበረ ዅሉ ተዛረበቶ።+ 2 ሰሎሞን ከኣ ኵሉ ሕቶታታ መለሰላ። ሰሎሞን ንዓኣ ኺገልጸላ ዝኸበዶ* ነገር ኣይነበረን።

3 ንግስቲ ሳባ፡ ጥበብ ሰሎሞንን+ እታ ዝሃነጻ ቤትን+ 4 ኣብ መኣዱ ዚቐርብ ምግብን+ ኣቀማምጣ ገላዉኡን ኣገልግሎት እቶም ኣሳሰይቱን ኣከዳድናኦምን ኣሰለፍቲ መስተኡን ኣከዳድናኦምን ነቲ ኣብ ቤት የሆዋ ዜቕርቦ ዚሓርር መስዋእቱን+ ምስ ረኣየት፡ ውኖኣ ተመሰጠ።* 5 ንንጉስ ከኣ ከምዚ በለቶ፦ “እቲ ኣብ ሃገረይ ከለኹ ብዛዕባ ፍረ ዕዮኻን* ብዛዕባ ጥበብካን ዝሰማዕክዎ ወረ ሓቂ እዩ። 6 መጺአ ብዓይነይ ክሳዕ ዝርእዮ ግና ነቲ ወረ ኣይኣመንክዎን ነይረ።+ እንሆ ድማ፡ ፍርቂ እቲ ዓብዪ ጥበብካ እኳ ኣይተነግረንን።+ ካብቲ ዝሰማዕክዎ ወረ ትበልጽ ኢኻ።+ 7 እቶም ሰብካ ሕጉሳት እዮም፡ እቶም ወትሩ ኣብ ቅድሜኻ ደው ዚብሉን ጥበብካ ዚሰምዑን ገላዉኻ ሕጉሳት እዮም! 8 እቲ ንየሆዋ ኣምላኽካ ንጉስ ክትኰነሉ ኣብ ዝፋኑ ኼንብረካ ባህ ዝበሎ የሆዋ ኣምላኽካ ይወደስ። ኣምላኽካ ንእስራኤል ስለ ዜፍቅሮ፡+ ንዘለኣለም ምእንቲ ኬቝሞ ኢሉ፡ ፍትሕን ጽድቅን ምእንቲ ኸተውጽእ፡ ንዓኻ ንጉስ ክትከውን ሸይሙካ።”

9 ንሳ ኸኣ ንንጉስ 120 ታለንት* ወርቅን+ ኣዝዩ ብዙሕ ዘይቲ በለሳንን ክቡራት ኣእማንን ሃበቶ። ከምቲ ንግስቲ ሳባ ንንጉስ ሰሎሞን ዝሃበቶ ዘይቲ በለሳን ከቶ መሊሱ ኣይመጸን።+

10 እቶም ካብ ኦፊር ወርቂ ዘምጽኡ ገላዉ ሒራምን ገላዉ ሰሎሞንን እውን፡+ ዕንጨይቲ ሰንደልን ክቡራት ኣእማንን ኣምጽኡ።+ 11 ንጉስ ድማ ካብቲ ዕንጨይቲ ሰንደል ንቤት የሆዋን ንቤት* ንጉስን+ ዚኸውን መደያይቦ፡+ ንዘመርቲ ዚኸውን መሰንቆታትን* በገናታትን ሰርሐ።+ ከምኡ ዝበለስ ቅድሚኡ ኣብ ምድሪ ይሁዳ ኣይተራእየን።

12 ንጉስ ሰሎሞን ከኣ ንንግስቲ ሳባ፡ ካብቲ ንሳ ናብ ንጉስ ዘምጽኣቶ ዚበዝሕ፡* ዝደለየቶን ዝለመነቶን ዘበለ ዅሉ ሃባ። ሽዑ፡ ንሳ ምስ ገላዉኣ ተመሊሳ ናብ ሃገራ ኸደት።+

13 ሚዛን እቲ ናብ ሰሎሞን ብሓንቲ ዓመት ዝመጸ ወርቂ 666 ታለንት ወርቂ ነበረ፣+ 14 እዚ ኸኣ ብዘይካ እቲ ኻብ ሰብ ሸቐጥን ካብ ነጋዶን ካብ ኵሎም ነገስታት ኣዕራብን ካብ ሹማምንቲ እታ ምድርን ዚመጽእ ዝነበረ እዩ፣ ንሳቶም ድማ ንሰሎሞን ወርቅን ብሩርን የምጽኡሉ ነበሩ።+

15 ንጉስ ሰሎሞን ድማ 200 ዓብዪ ዋልታ ሕዋስ ወርቅን+ (ነንሓደ ዓብዪ ዋልታ 600 ሲቃል* ሕዋስ ወርቂ)+ 16 300 ንእሽቶ ዋልታ* ሕዋስ ወርቅን (ነንሓደ ንእሽቶ ዋልታ ሰለስተ ምና* ወርቂ) ሰርሐ። ንጉስ ከኣ ነዚ ኣብታ ቤት ዱር ሊባኖስ ኣንበሮ።+

17 ንጉስ ድማ ብስኒ ሓርማዝ ዓብዪ ዝፋን ሰርሐ፡ ብጽሩይ ወርቂ እውን ለበጦ።+ 18 እቲ ዝፋን ከኣ ሽዱሽተ ደረጃ ነበሮ፣ ምስቲ ዝፋን ዝለገበ ድማ ናይ ወርቂ ድኳ እግሪ ነበረ፣ ኣብ ክልቲኡ ሸነኽ እቲ ኾፍ መበሊ ኸኣ መደገፍ ኢድ ነበሮ፣ ኣብ ጐድኒ እቲ መደገፊታት ኢድ ድማ ክልተ ኣንበሳ+ ደው ኢሎም ነበሩ። 19 ኣብቲ ሽዱሽተ ደረጃ 12 ኣንበሳ፡+ ማለት ኣብ ክልቲኡ ጫፍ እቲ ሽዱሽተ ደረጃ ሓሓደ፡ ደው ኢሎም ነበሩ። ከምዚ ዝበለ ዝገበረት ካልእ መንግስቲ ኣይነበረትን። 20 ኵሉ ኣቕሑ መሳተያ ንጉስ ሰሎሞን ከኣ ወርቂ ነበረ፣ ኵሉ ኣቕሑ ቤት ዱር ሊባኖስ ድማ ጽሩይ ወርቂ ነበረ። ብዘመን ሰሎሞን፡ ብሩር ገለ እኳ ኣይቍጸርን ነበረ እሞ፡ ብብሩር እተገብረ ሓደ እኳ ኣይነበረን።+ 21 ከመይሲ፡ መራኽብ ንጉስ ምስ መራኽብ ሒራም+ ናብ ተርሲስ+ ይኸዳ ነበራ። እተን መራኽብ ተርሲስ ከኣ ወርቅን ብሩርን ስኒ ሓርማዝን+ ህበይን ጣዎስን ተጻዒነን ኣብ ሰሰለስተ ዓመት ሓንሳእ ይመጻ ነበራ።

22 ንጉስ ሰሎሞን ድማ ብሃብትን ብጥበብን ካብ ኵሎም ነገስታት ምድሪ ዓበየ።+ 23 ኵሎም ነገስታት ምድሪ ኸኣ፡ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣብ ልቡ ዘንበሮ ጥበቡ ኺሰምዑ ኢሎም፡ ገጽ ሰሎሞን ኪርእዩ ይደልዩ ነበሩ።+ 24 ነፍሲ ወከፎም ድማ ህያብ፡ ማለት ኣቕሑ ብሩርን ኣቕሑ ወርቅን ክዳውንትን+ ኣጽዋርን ዘይቲ በለሳንን ኣፍራስን ኣባቕልን፡ ዓመት ዓመት የምጽኡ ነበሩ። 25 ሰሎሞን ድማ ንኣፍራሱ 4,000 ጋጽን* ሰረገላታትን 12,000 ፈረስን* ነበርዎ፣+ ኣብ ከተማታት ሰረገላን ኣብ ጥቓ ንጉስ ኣብ የሩሳሌምን ድማ ኣቐመጦም።+ 26 ካብቲ ፈለግ* ክሳብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያንን ክሳብ ዶብ ግብጽን ኣብ ልዕሊ ዅሎም ነገስታት እውን ይገዝእ ነበረ።+ 27 ንጉስ ከኣ ንብሩር ኣብ የሩሳሌም ከም እምኒ ዝምብዛሑ ገበሮ፣ ንዕንጨይቲ ቄድሮስ እውን ኣብ ሼፈላ ኸም ዘሎ ኣእዋም ሳግላ ዝምብዛሑ ገበሮ።+ 28 ኣፍራስ ድማ ካብ ግብጽን ካብ ኵለን ሃገራትን የምጽኡሉ ነበሩ።+

29 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ሰሎሞን፡+ ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ፡ ኣብ ቃላት ነብዪ ናታንን+ ኣብ ትንቢት ኣሒያ+ እቲ ሺሎናውን ኣብቲ ብዛዕባ የሮብዓም+ ወዲ ናባጥ ዚምልከት መዝገብ ራእያት ዒዶ+ እቲ ብዓል ራእይን ተጻሒፉዶ የሎን፧ 30 ሰሎሞን ከኣ ኣብ የሩሳሌም ኣብ ልዕሊ ዅሉ እስራኤል 40 ዓመት ነገሰ። 31 ሰሎሞን ድማ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ። ኣብ ከተማ ዳዊት ኣቦኡ እውን ቀበርዎ፣+ ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ወዱ ሮብዓም ነገሰ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ