ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • ኣምላኽ ብወዱ ተዛሪቡና (1-4)

      • እቲ ወዲ ኻብ መላእኽቲ ይበልጽ (5-14)

እብራውያን 1:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 24:3፣ ኤር 7:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

እብራውያን 1:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋእላት።” ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ስርዓት” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 2:8
  • +ዮሃ 1:3፣ ቈሎ 1:16
  • +ማቴ 17:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/1998፡ ገጽ 25

እብራውያን 1:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:14
  • +ቈሎ 1:15
  • +እብ 9:26
  • +መዝ 110:1፣ ግብ 7:55

እብራውያን 1:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 2:9, 10
  • +ኤፌ 1:20, 21፣ 1ጴጥ 3:22

እብራውያን 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 2:7
  • +2ሳሙ 7:14፣ ማር 1:11፣ ሉቃ 9:35፣ 2ጴጥ 1:17

እብራውያን 1:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኢድ ይንስኡሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:14፣ ሮሜ 8:29፣ ቈሎ 1:15

እብራውያን 1:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንህዝቢ ዜገልግሉ ኣገልገልቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 91:11፣ ሉቃ 22:43
  • +መዝ 104:4

እብራውያን 1:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ፍትሒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 28:18፣ ራእ 3:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2007፡ ገጽ 6

እብራውያን 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 45:6, 7፣ ኢሳ 61:1፣ ሉቃ 3:21, 22፣ 4:18

እብራውያን 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 8/2019፡ ገጽ 5

እብራውያን 1:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 102:25-27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 8/2019፡ ገጽ 5

እብራውያን 1:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:1፣ ማቴ 22:44

እብራውያን 1:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህዝባዊ ኣገልግሎት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:7፣ 91:11፣ ግብ 5:18, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 24

ሓፈሻዊ

እብ. 1:1ዘጸ 24:3፣ ኤር 7:25
እብ. 1:2መዝ 2:8
እብ. 1:2ዮሃ 1:3፣ ቈሎ 1:16
እብ. 1:2ማቴ 17:5
እብ. 1:3ዮሃ 1:14
እብ. 1:3ቈሎ 1:15
እብ. 1:3እብ 9:26
እብ. 1:3መዝ 110:1፣ ግብ 7:55
እብ. 1:4ፊል 2:9, 10
እብ. 1:4ኤፌ 1:20, 21፣ 1ጴጥ 3:22
እብ. 1:5መዝ 2:7
እብ. 1:52ሳሙ 7:14፣ ማር 1:11፣ ሉቃ 9:35፣ 2ጴጥ 1:17
እብ. 1:6ዮሃ 1:14፣ ሮሜ 8:29፣ ቈሎ 1:15
እብ. 1:7መዝ 91:11፣ ሉቃ 22:43
እብ. 1:7መዝ 104:4
እብ. 1:8ማቴ 28:18፣ ራእ 3:21
እብ. 1:9መዝ 45:6, 7፣ ኢሳ 61:1፣ ሉቃ 3:21, 22፣ 4:18
እብ. 1:12መዝ 102:25-27
እብ. 1:13መዝ 110:1፣ ማቴ 22:44
እብ. 1:14መዝ 34:7፣ 91:11፣ ግብ 5:18, 19
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 1:1-14

እብራውያን

1 ኣምላኽ ብዙሕ ሳዕን ብብዙሕ መገድን ቀደም ንኣቦታትና ብነብያት ተዛሪብዎም እዩ።+ 2 ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ከኣ በቲ ወራስ ኵሉ ገይሩ ዝሸሞ፡+ ብእኡ እውን ስርዓታት* ዝገበረ+ ወዱ ገይሩ ተዛሪቡና እዩ።+ 3 ንሱ ነጸብራቕ ክብሪ ኣምላኽን+ ልክዕ ምስሊ ባህርዩን እዩ፣+ ንዅሉ እውን ብሓይሊ ቓሉ ጾይሩ ኣሎ። ካብ ሓጢኣትና ምስ ኣንጽሃና ድማ፡+ ኣብ ላዕሊ ኣብ የማን ግርማ ተቐሚጡ እዩ።+ 4 ስለዚ፡ ካብ ናይ መላእኽቲ ኣዝዩ ዚበልጽ ስም ብምውራስ፡+ ክሳዕ ክንድኡ ኻባታቶም በሊጹ እዩ።+

5 ንኣብነት፡ ኣምላኽ ካብ መላእኽቲ ንመኖም እዩ፡ “ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ፡”+ ከም ብሓድሽ ከኣ፡ “ኣነ ኣቦኡ ክኸውን እየ፡ ንሱ ኸኣ ወደይ ኪኸውን እዩ”+ ዝበሎ፧ 6 ከም ብሓድሽ ነቲ በዅሩ+ ናብ ዓለም ኪልእኾ ኸሎ ድማ፡ “ኵሎም መላእኽቲ ኣምላኽ ይስገዱሉ”* ይብል።

7 ብዛዕባ መላእኽቲ ኸኣ፡ “መላእኽቱ መናፍስቲ፡ ኣገልገልቱ*+ እውን ሃልሃልታ ሓዊ ይገብር” ይብል።+ 8 ብዛዕባ ወዱ ግና ከምዚ ይብል፦ “ኣምላኽ ንዘለኣለመ ኣለም ዝፋንካ እዩ፣+ ዘንጊ መንግስትኻ እውን ዘንጊ ቕንዕና* እያ። 9 ጽድቂ ፈቲኻ፡ ጥሕሰት ሕጊ ኸኣ ጸሊእካ። ስለዚ፡ ኣምላኽ፡ ኣምላኽካ፡ ሓለፋ ብጾትካ ብዘይቲ ፍስሃ ቐቢኡካ።”+ 10 ከምኡ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ኣብ መጀመርታ መሰረታት ምድሪ ኣንቢርካ፣ ሰማያት ድማ ግብሪ ኣእዳውካ እዮም። 11 ንሳቶም ኪጠፍኡ እዮም፡ ንስኻ ግና ክትነብር ኢኻ፣ ኵላቶም ከም ክዳን ኪበልዩ እዮም፣ 12 ከም ባርኖስ፡ ከም ክዳን ድማ ክትጥቕልሎም ኢኻ፣ ኪልወጡ እውን እዮም። ንስኻ ግና ከም ቀደምካ ኢኻ፣ ዓመታትካ እውን ከቶ ኣይውዳእን እዩ” ይብል።+

13 ካብ መላእኽቲኸ ንመኖም እዩ፡ “ንጸላእትኻ ድኳ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ የማነይ ተቐመጥ” ዝበሎ፧+ 14 ኵላቶምዶ ነቶም ድሕነት ዚወርሱ ኼገልግሉ ዚለኣኹ መናፍስቲ ቕዱስ ኣገልግሎት* ኣይኰኑን፧+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ