ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ኣማልኽቲ ኣህዛብ ምስቲ ህያው ኣምላኽ ኪነጻጸሩ ኸለዉ (1-16)

      • ኣንጸላልዩ ዘሎ ጥፍኣትን ምርኮን (17, 18)

      • ኤርምያስ ጐሃየ (19-22)

      • ጸሎት ነብያት (23-25)

        • ሰብ ስጕምቱ ኬቕንዕ ኣይክእልን (23)

ኤርምያስ 10:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 18:3, 30፣ 20:23፣ ዘዳ 12:30
  • +ኢሳ 47:13

ኤርምያስ 10:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኸንቱነት።”

  • *

    ወይ፡ “ብምሳሩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:20፣ 44:14, 15፣ 45:20፣ ኣን 2:18

ኤርምያስ 10:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 115:4፣ ኢሳ 40:19
  • +ኢሳ 41:7

ኤርምያስ 10:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣን 2:19
  • +ኢሳ 46:7
  • +ኢሳ 41:23፣ 44:9፣ 1ቈረ 8:4

ኤርምያስ 10:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:11፣ 2ሳሙ 7:22፣ መዝ 86:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 38

ኤርምያስ 10:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:28
  • +መዝ 89:6፣ ዳን 4:35

ኤርምያስ 10:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከንቱነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 51:17፣ ኣን 2:18
  • +ኢሳ 44:19

ኤርምያስ 10:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:22

ኤርምያስ 10:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 3:10፣ ዳን 6:26
  • +ዳን 4:3፣ ኣን 1:12፣ ራእ 15:3
  • +ናሆ 1:5

ኤርምያስ 10:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ፍ. 11 ኣብ መጀመርታ ብኣራማይስጢ ተጻሒፋ ነይራ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 2:18፣ ኤር 51:17, 18፣ ጸፎ 2:11

ኤርምያስ 10:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 3:19፣ ኢሳ 45:18
  • +መዝ 136:3, 5፣ ኢሳ 40:22፣ ኤር 51:15, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 51-53

ኤርምያስ 10:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ግመ።”

  • *

    ወይ፡ “መፈንቶ፣ መተንፍሶ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 37:2፣ 38:34
  • +እዮ 36:27፣ መዝ 135:7
  • +ዘፍ 8:1፣ ዘጸ 14:21፣ ዘሁ 11:31፣ ዮና 1:4

ኤርምያስ 10:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትንፋስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:17፣ 44:11
  • +ኤር 51:17፣ ኣን 2:18, 19

ኤርምያስ 10:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከንቱነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:29

ኤርምያስ 10:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:9፣ መዝ 135:4
  • +ኢሳ 47:4

ኤርምያስ 10:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እውንጭፎም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:63፣ ኤር 16:13

ኤርምያስ 10:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 8:21

ኤርምያስ 10:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 4:20
  • +ኤር 31:15

ኤርምያስ 10:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 5:31
  • +ኤር 2:8፣ 8:9
  • +ኤር 23:1፣ ህዝ 34:5, 6

ኤርምያስ 10:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጋውሕታታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 9:11
  • +ኤር 1:15፣ 4:6፣ 6:22፣ ኣን 1:6

ኤርምያስ 10:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 17:5፣ 37:23፣ ምሳ 16:3፣ 20:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 2 2021፡ ገጽ 6

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2019፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2012፡ ገጽ 6

    15/12/2011፡ ገጽ 14

    15/4/2008፡ ገጽ 9-10

    1/11/2005፡ ገጽ 22

    15/10/2000፡ ገጽ 13

    1/9/1999፡ ገጽ 19-20

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 51-53

    ፍልጠት፡ ገጽ 12

ኤርምያስ 10:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 6:1፣ 38:1፣ ኤር 30:11

ኤርምያስ 10:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 34:2
  • +ኤር 51:34
  • +ኢሳ 10:22
  • +መዝ 79:6, 7፣ ኤር 8:16፣ ድጕ 2:22

ሓፈሻዊ

ኤር. 10:2ዘሌ 18:3, 30፣ 20:23፣ ዘዳ 12:30
ኤር. 10:2ኢሳ 47:13
ኤር. 10:3ኢሳ 40:20፣ 44:14, 15፣ 45:20፣ ኣን 2:18
ኤር. 10:4መዝ 115:4፣ ኢሳ 40:19
ኤር. 10:4ኢሳ 41:7
ኤር. 10:5ኣን 2:19
ኤር. 10:5ኢሳ 46:7
ኤር. 10:5ኢሳ 41:23፣ 44:9፣ 1ቈረ 8:4
ኤር. 10:6ዘጸ 15:11፣ 2ሳሙ 7:22፣ መዝ 86:8
ኤር. 10:7መዝ 22:28
ኤር. 10:7መዝ 89:6፣ ዳን 4:35
ኤር. 10:8ኤር 51:17፣ ኣን 2:18
ኤር. 10:8ኢሳ 44:19
ኤር. 10:91ነገ 10:22
ኤር. 10:10እያ 3:10፣ ዳን 6:26
ኤር. 10:10ዳን 4:3፣ ኣን 1:12፣ ራእ 15:3
ኤር. 10:10ናሆ 1:5
ኤር. 10:11ኢሳ 2:18፣ ኤር 51:17, 18፣ ጸፎ 2:11
ኤር. 10:12ምሳ 3:19፣ ኢሳ 45:18
ኤር. 10:12መዝ 136:3, 5፣ ኢሳ 40:22፣ ኤር 51:15, 16
ኤር. 10:13እዮ 37:2፣ 38:34
ኤር. 10:13እዮ 36:27፣ መዝ 135:7
ኤር. 10:13ዘፍ 8:1፣ ዘጸ 14:21፣ ዘሁ 11:31፣ ዮና 1:4
ኤር. 10:14ኢሳ 42:17፣ 44:11
ኤር. 10:14ኤር 51:17፣ ኣን 2:18, 19
ኤር. 10:15ኢሳ 41:29
ኤር. 10:16ዘዳ 32:9፣ መዝ 135:4
ኤር. 10:16ኢሳ 47:4
ኤር. 10:18ዘዳ 28:63፣ ኤር 16:13
ኤር. 10:19ኤር 8:21
ኤር. 10:20ኤር 4:20
ኤር. 10:20ኤር 31:15
ኤር. 10:21ኤር 5:31
ኤር. 10:21ኤር 2:8፣ 8:9
ኤር. 10:21ኤር 23:1፣ ህዝ 34:5, 6
ኤር. 10:22ኤር 9:11
ኤር. 10:22ኤር 1:15፣ 4:6፣ 6:22፣ ኣን 1:6
ኤር. 10:23መዝ 17:5፣ 37:23፣ ምሳ 16:3፣ 20:24
ኤር. 10:24መዝ 6:1፣ 38:1፣ ኤር 30:11
ኤር. 10:25ኢሳ 34:2
ኤር. 10:25ኤር 51:34
ኤር. 10:25ኢሳ 10:22
ኤር. 10:25መዝ 79:6, 7፣ ኤር 8:16፣ ድጕ 2:22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 10:1-25

ኤርምያስ

10 ኣቱም ቤት እስራኤል፡ እቲ የሆዋ ኣንጻርኩም እተዛረቦ ቓል ስምዑ። 2 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“መገዲ ኣህዛብ ኣይትምሃሩ፣+

ኣህዛብ ብእኡ ይርዕዱ እዮም እሞ፡

ብምልክታት ሰማያት እውን ኣይትርዓዱ።+

 3 ልምድታት ህዝብታትሲ ናይ ሓሶት* እዩ።

ካብ ዱር እተቘርጸ እሞ፡

ብኣእዳው ኢደ ጥበበኛ ብንዋቱ* እተሰርሐ ኦም ጥራይ እዩ።+

 4 ብብሩርን ብወርቅን ይስልምዎ፣+

ከይወድቕ ከኣ ብሞደሻን ብመሳምርን የጽንዕዎ።+

 5 ኣብ ግራት ኣጕርሲ ኸም ዘሎ መሰንበድ ጭሩ፡ ኪዛረቡ ኣይክእሉን እዮም፣+

ኪኸዱ ኣይክእሉን እዮም እሞ፡ ኪጽወሩ ኣለዎም።+

ኪጐድኡ ኣይክእሉን እዮም እሞ፡ ኣይትፍርህዎም፣

ጽቡቕ ኪገብሩ እውን ኣይክእሉን እዮም።”+

 6 ኦ የሆዋ፡ ከማኻ ዝበለ ሓደ እኳ የልቦን።+

ንስኻ ዓብዪ ኢኻ፡ ስምካ እውን ዓብይን ሓያልን እዩ።

 7 ኦ ንጉስ ኣህዛብ፡+ ይግብኣካ እዩ እሞ፡ መን እዩ ዘይፈርሃካ፧

ካብ ኵሎም ጥበበኛታት ኣህዛብን ካብ ኵለን መንግስትታቶምንሲ፡

ከማኻ ዝበለ ሓደ እኳ የልቦን።+

 8 ኵላቶም ዘይሓስቡን ዓያሹን እዮም።+

ካብ ኦም ዚውሃብ ትምህርትስ ፍጹም ናይ ሓሶት* እዩ።+

 9 ስራሕ ኢደ ጥበበኛ ዝዀነን ብኣእዳው ኣንጠረኛ እተገብረን

ተቐጥቂጡ ዝረቐቐ ብሩር ካብ ተርሲስ፡+ ወርቂ ኸኣ ካብ ኡፋዝ የምጽኡ።

ክዳውንቶም ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ዝሕብሩ ጸምርን እዩ።

ኵላቶም ብኽኢላታት ሰራሕተኛታት እተገብሩ እዮም።

10 ግናኸ፡ ብሓቂ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ እዩ።

ንሱ ህያው ኣምላኽን+ ናይ ዘለኣለም ንጉስን+ እዩ።

ብቝጥዓኡ ምድሪ ኸተንቀጥቅጥ እያ፣+

ካብ ኣህዛብ እውን ንዅነኔኡ ኺጻወር ዚኽእል የልቦን።

11 * ከምዚ ድማ በልዎም፦

“እዞም ሰማያትን ምድርን ዘይገበሩ ኣማልኽቲ

ካብ ምድርን ካብ ትሕቲ ሰማያትን ኪጠፍኡ እዮም።”+

12 ንሱ ብሓይሉ ንምድሪ ዝገበራ፡

ብጥበቡ ንፍርያም ምድሪ ዝሰረታ፡+

ብኣእምሮኡ ኸኣ ንሰማያት ዝዘርግሐ እዩ።+

13 ድምጹ ምስ ዜስምዕ፡

ኣብ ሰማያት ዘሎ ማያት ይናወጽ፣+

ካብ ወሰናት ምድሪ ድማ ደበናታት* የዕርግ።+

ንዝናም በርቂ* ይገብረሉ፣

ካብ ማዕከኑ እውን ንፋስ የውጽእ።+

14 ኵሉ ሰብ ይዕሹን ፍልጠት ዘይብሉ ይኸውንን።

ኵሉ ኣንጠረኛ ብሰሪ እቲ ጽሩብ ምስሊ ይሓፍር፣+

እቲ ፍሱስ ምስሉስ ናይ ሓሶት እዩ፣

መንፈስ* ከኣ የብሎምን።+

15 ናይ ሓሶት* እዮም፣ ዕዮ ላግጺ እውን እዮም።+

መዓልቲ ምጽብጻቦም ምስ መጸት፡ ኪጠፍኡ እዮም።

16 ግደ ያእቆብ ከምዚኣቶም ኣይኰነን፣

ንሱስ ንዅሉ ዝደኰነ እዩ፣

እስራኤል ከኣ በትሪ ርስቱ እዩ።+

ስሙ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እዩ።+

17 ኣቲ ኣብ ትሕቲ ኸበባ እትቕመጢ፡

ኣቕሑኺ ኻብ ምድሪ ኣክቢ።

18 የሆዋስ ከምዚ ይብል፦

“እንሆ፡ በዚ ግዜ እዚ ነዞም ነበርቲ ኻብዛ ምድሪ እድርብዮም* ኣለኹ፣+

ከጨንቖም እውን እየ።”

19 ብሰሪ መስበርተይሲ ወይለይ!+

ቍስለይ ዘይሓዊ እዩ።

ኣነ ኸኣ ከምዚ በልኩ፦ “እዝስ ብርግጽ ሕማመይ እዩ፡ ክጾሮ ድማ እየ።

20 ድንኳነይ ዓንያ፡ ኣግማድ ድንኳነይ ከኣ ተበቲኹ።+

ደቀይ ሓዲጎምኒ፡ የለዉን እውን።+

ድንኳነይ ዚግትር ወይ ዓለባታት ድንኳነይ ዜልዕል ሓደ እኳ የልቦን።

21 ጓሶትሲ ዓሽዮም፣+

ንየሆዋ ድማ ኣይሓተትዎን።+

ስለዚ፡ ብልቦና ኣይተመላለሱን፣

ኵለን መጓሰታቶም ከኣ ፋሕ ኢለን ኣለዋ።”+

22 ስማዕ! ወረ ይመጽእ ኣሎ!

ንኸተማታት ይሁዳ ኼባድመንን ሰፈር ወኻሩ* ኺገብረንን+

ካብ ምድሪ ሰሜን ብርቱዕ ምንድቕዳቕ ይመጽእ ኣሎ።+

23 ኦ የሆዋ፡ መገዲ ሰብ ናቱ ኸም ዘይኰነት ኣጸቢቐ እፈልጥ እየ።

ዚመላለስ ሰብ እውን ስጕምቱ ኬቕንዕ ናቱ ኣይኰነን።+

24 ኦ የሆዋ፡ ብፍርዲ ኣርመኒ፣

ከይተጥፍኣኒ ግና ብቝጥዓኻ ኣይኹን።+

25 ነድርኻ ኣብቶም ዕሽሽ ዚብሉኻ ኣህዛብ፡+

ኣብቶም ስምካ ዘይጽውዑ ዓሌታት ክዖ።

ንሳቶምሲ ንያእቆብ ውሒጦምዎ፡+

እወ፡ ክሳዕ ዚጸንት ውሒጦምዎ፣+

ንዓዱ እውን ኣባዲሞምዋ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ