ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 104
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ንኣምላኽ ስለቲ መስተንክር ፍጥረታቱ ምውዳስ

        • ምድሪ ንዘለኣለም ትነብር (5)

        • ወይንን እንጌራን ንመዋቲ ሰብ (15)

        • “ግብርታትካስ ክንደይ ኰን ብዙሕ እዩ!” (24)

        • “መንፈሶም እንተ ወሲድካ፡ ይሞቱ” (29)

መዝሙር 104:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 103:1
  • +መዝ 86:10
  • +1ዜና 16:27፣ ህዝ 1:27, 28፣ ዳን 7:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2008፡ ገጽ 13

መዝሙር 104:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 1:17፣ 1ዮሃ 1:5
  • +ኢሳ 40:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2008፡ ገጽ 13

መዝሙር 104:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ማያት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:11፣ ኣሞ 9:6
  • +ዘዳ 33:26፣ ኢሳ 19:1
  • +2ሳሙ 22:11፣ እዮ 38:1

መዝሙር 104:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 1:13፣ እብ 1:7, 14

መዝሙር 104:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰንከልከል ኣይትብልን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 38:4, 6፣ መዝ 24:1, 2
  • +መክ 1:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2008፡ ገጽ 31

መዝሙር 104:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:2

መዝሙር 104:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:9

መዝሙር 104:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 8:25

መዝሙር 104:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 38:8-10፣ መዝ 33:7፣ ምሳ 8:29፣ ኤር 5:22

መዝሙር 104:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ርባታት።”

መዝሙር 104:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 38:37፣ መዝ 147:8፣ ኤር 10:13፣ ኣሞ 9:6፣ ማቴ 5:45
  • +መዝ 65:9፣ ግብ 14:17

መዝሙር 104:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:29, 30፣ 9:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 46

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2011፡ ገጽ 8

መዝሙር 104:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መክ 9:7
  • +መክ 10:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 43

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2011፡ ገጽ 8

መዝሙር 104:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተርሚን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 8:7

መዝሙር 104:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 39:1
  • +ምሳ 30:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2004፡ ገጽ 9

    15/7/1997፡ ገጽ 24

መዝሙር 104:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:16፣ መዝ 19:6፣ ኤር 31:35

መዝሙር 104:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:5፣ መዝ 74:16፣ ኢሳ 45:7

መዝሙር 104:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 3:4
  • +መዝ 147:9

መዝሙር 104:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 9:6
  • +ምሳ 3:19፣ ኤር 10:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 55፡ 173-175

መዝሙር 104:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:21

መዝሙር 104:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 41:1

መዝሙር 104:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 136:25፣ 145:15፣ 147:9፣ ማቴ 6:26

መዝሙር 104:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 12:24
  • +መዝ 107:9፣ 145:16

መዝሙር 104:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:19፣ እዮ 34:14, 15፣ መዝ 146:3, 4፣ መክ 3:19, 20፣ 12:7

መዝሙር 104:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 33:4፣ ግብ 17:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2002፡ ገጽ 5

መዝሙር 104:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:31

መዝሙር 104:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:18

መዝሙር 104:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከዚመሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 13:6
  • +መዝ 146:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 14

መዝሙር 104:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቲ ብዛዕባኡ ዘስተንትኖ፡ ባህ ዜብል ይኹን” ኪኸውን ይኽእል።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 40

መዝሙር 104:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:10, 38፣ ምሳ 2:22

ሓፈሻዊ

መዝ. 104:1መዝ 103:1
መዝ. 104:1መዝ 86:10
መዝ. 104:11ዜና 16:27፣ ህዝ 1:27, 28፣ ዳን 7:9
መዝ. 104:2ያእ 1:17፣ 1ዮሃ 1:5
መዝ. 104:2ኢሳ 40:22
መዝ. 104:3መዝ 18:11፣ ኣሞ 9:6
መዝ. 104:3ዘዳ 33:26፣ ኢሳ 19:1
መዝ. 104:32ሳሙ 22:11፣ እዮ 38:1
መዝ. 104:4ህዝ 1:13፣ እብ 1:7, 14
መዝ. 104:5እዮ 38:4, 6፣ መዝ 24:1, 2
መዝ. 104:5መክ 1:4
መዝ. 104:6ዘፍ 1:2
መዝ. 104:7ዘፍ 1:9
መዝ. 104:8ምሳ 8:25
መዝ. 104:9እዮ 38:8-10፣ መዝ 33:7፣ ምሳ 8:29፣ ኤር 5:22
መዝ. 104:13እዮ 38:37፣ መዝ 147:8፣ ኤር 10:13፣ ኣሞ 9:6፣ ማቴ 5:45
መዝ. 104:13መዝ 65:9፣ ግብ 14:17
መዝ. 104:14ዘፍ 1:29, 30፣ 9:3
መዝ. 104:15መክ 9:7
መዝ. 104:15መክ 10:19
መዝ. 104:17ኤር 8:7
መዝ. 104:18እዮ 39:1
መዝ. 104:18ምሳ 30:26
መዝ. 104:19ዘፍ 1:16፣ መዝ 19:6፣ ኤር 31:35
መዝ. 104:20ዘፍ 1:5፣ መዝ 74:16፣ ኢሳ 45:7
መዝ. 104:21ኣሞ 3:4
መዝ. 104:21መዝ 147:9
መዝ. 104:24ነህ 9:6
መዝ. 104:24ምሳ 3:19፣ ኤር 10:12
መዝ. 104:25ዘፍ 1:21
መዝ. 104:26እዮ 41:1
መዝ. 104:27መዝ 136:25፣ 145:15፣ 147:9፣ ማቴ 6:26
መዝ. 104:28ሉቃ 12:24
መዝ. 104:28መዝ 107:9፣ 145:16
መዝ. 104:29ዘፍ 3:19፣ እዮ 34:14, 15፣ መዝ 146:3, 4፣ መክ 3:19, 20፣ 12:7
መዝ. 104:30እዮ 33:4፣ ግብ 17:28
መዝ. 104:31ዘፍ 1:31
መዝ. 104:32ዘጸ 19:18
መዝ. 104:33መዝ 13:6
መዝ. 104:33መዝ 146:2
መዝ. 104:35መዝ 37:10, 38፣ ምሳ 2:22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 104:1-35

መዝሙር

104 ነፍሰየ፡* ንየሆዋ ወድስዮ።+

ኦ የሆዋ ኣምላኸይ፡ ንስኻ ኣዚኻ ዓብዪ ኢኻ።+

ክብርን ግርማን ዝለበስካ ኢኻ።+

 2 ንብርሃን ከም ክዳን እተጐልበብካ ኢኻ፣+

ንሰማያት ከም ዓለባ ድንኳን ትዝርግሖ።+

 3 ንሱ፡ ኣግማል ደርብታቱ ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ማያት* የንብር፣+

ንደበናታት ሰረገላኡ ይገብሮ፣+

ኣብ ኣኽናፍ ንፋስ ይጕዓዝ።+

 4 መላእኽቱ መናፍስቲ፡

ኣገልገልቱ እውን ዚባላዕ ሓዊ ይገብር።+

 5 ንምድሪ ኣብ መሰረታታ ሰረታ፣+

ንዘለኣለመ ኣለም ካብ ቦታኣ ኣይትነቓነቕን* እያ።+

 6 ከም ብልብሲ ብመዓሙቝ ማያት ከደንካያ።+

ማያት ኣብ ልዕሊ ኣኽራን ቈሙ።

 7 ብመግናሕትኻ ሃደሙ፣+

ብደሃይ ነጕድኻ ብስምባድ ጐየዩ፣

 8 እወ፡ ናብቲ ዝሰረትካሎም ቦታ ኸዱ፣

ኣኽራን ክብ በሉ፡+ ስንጭሮታት ድማ ለጠቕ በሉ።

 9 ንምድሪ ኸም ብሓድሽ ከይከድንዋስ፡

ዘይሓልፍዎ ደረት ገበርካሎም።+

10 ንሱ ናብ ስንጭሮታት፡* ዓይኒ ማያት ሰደደ፣

ኣብ መንጎ ኣኽራን ከኣ ይውሕዝ።

11 ንዅሉ እንስሳ መሮር የስትዮ፣

ኣእዱግ በረኻ ይረውዩሉ።

12 ኣብ ልዕሊኡ ኣዕዋፍ ሰማይ ይሰፍራ፣

ካብ መንጎ እቲ ልሙዕ ጨናፍር ከኣ ይዝምራ።

13 ንሱ ንኣኽራን ካብ ደርብታቱ የስትዮ።+

ምድሪ ብፍረ ተግባራትካ ትጸግብ።+

14 ካብ ምድሪ ምግቢ ኼብቍልሲ፡

ሳዕሪ ንኸብቲ፡

ኣትክልቲ ድማ ንጥቕሚ ሰብ የብቍል፣+

15 ወይኒ ኸኣ ንልቢ ሰብ ኬሐጕሶ፡+

ዘይቲ ድማ ንገጹ ኼብርሆ፡

እንጌራ እውን ንልቢ መዋቲ ሰብ ኬጽንዖ ኢሉ ኸምኡ ይገብር።+

16 ኣእዋም የሆዋን

እቲ ንሱ ዝተኸሎ ቄድሮሳት ሊባኖስን ይጸግብ፣

17 ኣብኡ ኣዕዋፍ ሰፈረን ይሰርሓ።

ቤት ራዛ+ ኣብ ኣእዋም ጽሕዲ* እዩ።

18 ነዋሕቲ ኣኽራን ንወይጠላት እዩ፣+

ኣኻውሕ ድማ መዕቈቢ ጊሐታት እዩ።+

19 ወርሒ ንምልክት ምዱብ ግዜያት ገበራ፣

ጸሓይ ከኣ መዓስ ከም እትዓርብ ኣጸቢቓ ትፈልጥ እያ።+

20 ንስኻ ጸልማት ተምጽእ፡ ለይቲ እውን ይኸውን፣+

ሽዑ፡ ኵሎም እንስሳታት ዱር ይዛወሩ።

21 ሽደናት ኣናብስ ግዳይ ደልዮም ይጓዝሙ፣+

ካብ ኣምላኽ ድማ ምግቦም ይደልዩ።+

22 ጸሓይ ምስ በረቐት፡

ይምለሱ፡ ኣብ መሕብኢኦም እውን ይድቅሱ።

23 ሰብ ናብ ዕዮኡ ይኸይድ፣

ክሳዕ ምሸት ድማ ይሽቅል።

24 ኦ የሆዋ፡ ግብርታትካስ ክንደይ ኰን ብዙሕ እዩ!+

ንዅሉ ብጥበብ ጌርካዮ።+

ምድሪ ብተግባርካ መሊኣ ኣላ።

25 ቍጽሪ ዘይብሎም ንኣሽቱን ዓበይትን ህያዋን ዝመልእዎ

ዓብይን ሰፊሕን ባሕሪ እንሆ።+

26 ኣብኡ መራኽብ ይጕዓዛ፣

እቲ ዝገበርካዮ ሌዋታን*+ ከኣ ኣብኡ ይጻወት።

27 ምግቦም በብግዜኡ ኽትህቦምሲ፡

ኵሎም ንዓኻ ይጽበዩ።+

28 እትህቦም ዘበለ ይእክቡ።+

ኢድካ ምስ ከፈትካ፡ ብጽቡቕ ነገር ይጸግቡ።+

29 ገጽካ ምስ ሓባእካ፡ ይርበሹ።

መንፈሶም እንተ ወሲድካ፡ ይሞቱ፡ ናብ ሓመድ እውን ይምለሱ።+

30 መንፈስካ እንተ ልኢኽካ፡ ይፍጠሩ፣+

ንገጽ ምድሪ ድማ ትሕድሶ።

31 ክብሪ የሆዋ ንዘለኣለም ኪነብር እዩ።

የሆዋ ብግብርታቱ ኺሕጐስ እዩ።+

32 ንምድሪ ይጥምታ፡ ንሳ ድማ ራዕራዕ ትብል፣

ንኣኽራን ይትንክዮም፡ ንሳቶም ከኣ ይተክኩ።+

33 ምሉእ ህይወተይ፡ ንየሆዋ ኽዝምረሉ እየ፣+

ብህይወት ክሳዕ ዘለኹ፡ ንኣምላኸይ ውዳሰ ኽዝምረሉ* እየ።+

34 ሓሳባተይ ንዕኡ ባህ የብሎ።*

ብየሆዋ ኽሕጐስ እየ።

35 ሓጥኣን ካብ ምድሪ ኺጠፍኡ እዮም፣

እኩያት እውን ኣይኪህልዉን እዮም።+

ነፍሰየ፡* ንየሆዋ ወድስዮ። ንያህ ወድስዎ!*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ