ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ነገስት—ትሕዝቶ

      • እቲ ታቦት ናብታ ቤተ መቕደስ ደየበ (1-13)

      • ሰሎሞን ነቲ ህዝቢ ተዛረቦ (14-21)

      • ሰሎሞን እታ ቤተ መቕደስ ክትውፈ ኸላ ዝጸለዮ ጸሎት (22-53)

      • ሰሎሞን ነቲ ህዝቢ ባረኾ (54-61)

      • መስዋእትን በዓል ወፈያን (62-66)

1 ነገስት 8:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 5:2, 3
  • +መክ 1:1
  • +2ሳሙ 6:17
  • +2ሳሙ 5:7፣ 1ዜና 11:5

1 ነገስት 8:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ለ15 ርአ።

  • *

    ማለት፡ በዓል ዳስ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 23:34፣ ዘዳ 16:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1517፡ 1604

1 ነገስት 8:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:2, 15፣ 2ዜና 5:4-6

1 ነገስት 8:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 40:2፣ 2ዜና 1:13

1 ነገስት 8:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 16:1

1 ነገስት 8:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 26:33፣ 40:21፣ 2ሳሙ 6:17፣ ራእ 11:19
  • +1ነገ 6:27፣ 2ዜና 5:7፣ መዝ 80:1፣ ህዝ 10:5

1 ነገስት 8:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:20፣ 2ዜና 5:8-10

1 ነገስት 8:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:14፣ 37:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2001፡ ገጽ 31

1 ነገስት 8:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:1፣ ዘሁ 10:11, 12
  • +ዘጸ 24:8
  • +ዘጸ 40:20፣ ዘዳ 10:5
  • +ዘዳ 4:13፣ እብ 9:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 9/2020፡ ገጽ 3

1 ነገስት 8:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 40:34፣ ዘሌ 16:2፣ 2ዜና 5:11-14

1 ነገስት 8:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 40:35፣ ህዝ 10:4፣ 43:4፣ 44:4፣ ግብ 7:55፣ ራእ 21:23

1 ነገስት 8:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:21፣ ዘዳ 5:22፣ 2ዜና 6:1, 2፣ መዝ 18:11፣ 97:2

1 ነገስት 8:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 78:69፣ 132:13, 14

1 ነገስት 8:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 6:3-11

1 ነገስት 8:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 12:11

1 ነገስት 8:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:1-3፣ 1ዜና 17:1, 2

1 ነገስት 8:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ካብ ሕቘኻ ዚወጽእ ወድኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:12, 13

1 ነገስት 8:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:5, 6

1 ነገስት 8:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:28፣ ዘዳ 9:9፣ 31:26

1 ነገስት 8:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 6:12

1 ነገስት 8:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:9
  • +ዘጸ 15:11፣ 1ሳሙ 2:2፣ 2ሳሙ 7:22፣ 2ዜና 6:14-17

1 ነገስት 8:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:12, 13

1 ነገስት 8:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:4፣ መዝ 132:12

1 ነገስት 8:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 66:1
  • +መዝ 148:13፣ ኤር 23:24
  • +2ዜና 2:6፣ 6:18-21፣ ነህ 9:6፣ ግብ 17:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 123

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2022፡ ገጽ 9-10

1 ነገስት 8:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:24፣ 2ሳሙ 7:13
  • +ዳን 6:10፣ 1ጴጥ 3:12

1 ነገስት 8:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 33:13
  • +2ዜና 7:13, 14፣ ዳን 9:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 123

1 ነገስት 8:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምስ ዚረግሞ።” ማለት፡ ብሓሶት እንተ ተማሒሉ ወይ ማሕላ እንተ ተጣሒሱ መቕጻዕቲ ዚኸውን መርገም ዘለዎ ማሕላ።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብመርገም።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መርገም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 6:22, 23

1 ነገስት 8:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እኩይ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ጻድቕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 34:11

1 ነገስት 8:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:14, 17፣ እያ 7:8, 11፣ 2ነገ 17:6, 7
  • +ነህ 1:11
  • +2ነገ 19:19, 20፣ 2ዜና 6:24, 25

1 ነገስት 8:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 106:47

1 ነገስት 8:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዝወጻዕካዮም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 14:13
  • +ዘሌ 26:19፣ ዘዳ 28:23
  • +2ዜና 6:26, 27

1 ነገስት 8:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 30:20፣ 54:13
  • +1ነገ 18:1

1 ነገስት 8:37

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጐደበ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብታ ምድሪ፡ ኣብ ኣፍ ደገታቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:16፣ 2ነገ 6:25
  • +ዘዳ 28:21, 22፣ ኣሞ 4:9
  • +2ዜና 6:28-31

1 ነገስት 8:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 14:10
  • +2ዜና 33:12, 13

1 ነገስት 8:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 63:15
  • +መዝ 130:4
  • +1ሳሙ 16:7፣ 1ዜና 28:9፣ ኤር 17:10
  • +እዮ 34:11፣ መዝ 18:20

1 ነገስት 8:41

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዝናኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 9:14፣ ሩት 1:16፣ 2ነገ 5:15፣ 2ዜና 6:32, 33፣ ኢሳ 56:6, 7፣ ግብ 8:27

1 ነገስት 8:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 9:10

1 ነገስት 8:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 67:2፣ 102:15
  • +መዝ 11:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 27

1 ነገስት 8:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:31፣ 1ነገ 20:13
  • +መዝ 78:68፣ 132:13
  • +2ዜና 6:34, 35፣ 14:11፣ 20:5, 6

1 ነገስት 8:46

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 51:5፣ 130:3፣ መክ 7:20፣ ሮሜ 3:23፣ 1ዮሃ 1:8
  • +ዘዳ 28:15, 36፣ 2ነገ 17:6፣ 25:21፣ 2ዜና 6:36-39

1 ነገስት 8:47

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:40
  • +ነህ 1:6፣ መዝ 106:6፣ ምሳ 28:13፣ ዳን 9:5
  • +ዘዳ 30:1, 2
  • +ዘዳ 4:27, 29፣ 2ዜና 33:12, 13

1 ነገስት 8:48

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 7:3
  • +ዳን 6:10

1 ነገስት 8:49

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 63:15

1 ነገስት 8:50

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 30:9፣ እዝ 7:28፣ ነህ 2:7, 8

1 ነገስት 8:51

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:30፣ ዘዳ 4:20
  • +ዘጸ 19:5፣ ዘዳ 9:26

1 ነገስት 8:52

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናባኻ እተማህለሉሉ ዘበለ ነገር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 86:5፣ 145:18
  • +2ዜና 6:40

1 ነገስት 8:53

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:6፣ ዘዳ 4:34፣ 32:9

1 ነገስት 8:54

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 6:12, 13

1 ነገስት 8:56

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 4:24, 25
  • +ዘዳ 10:11፣ እያ 21:45

1 ነገስት 8:57

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 31:6፣ እያ 1:5፣ 2ዜና 32:7፣ መዝ 46:7
  • +ኢሳ 41:10፣ እብ 13:5

1 ነገስት 8:58

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 86:11፣ 119:36፣ 2ተሰ 3:5

1 ነገስት 8:60

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 4:24፣ 1ሳሙ 17:46፣ ህዝ 36:23፣ 39:7
  • +ዘዳ 4:35, 39፣ ኢሳ 44:6

1 ነገስት 8:61

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምሉእ ብምሉእ ንየሆዋ ኣምላኽና እተወፈየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 18:13፣ 2ነገ 20:3፣ 1ዜና 28:9፣ ማቴ 22:37

1 ነገስት 8:62

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 7:4, 5

1 ነገስት 8:63

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:1
  • +እዝ 6:16፣ ነህ 12:27

1 ነገስት 8:64

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 4:1
  • +ዘሌ 3:16

1 ነገስት 8:65

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መእተዊ ሓማት።”

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:18፣ ዘሁ 34:5, 8
  • +ዘሌ 23:34

1 ነገስት 8:66

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሻምነይቲ፡” ማለት፡ ድሕሪ እታ ኻልአይቲ ጕጅለ ሸውዓተ መዓልቲ ዝነበረት መዓልቲ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:19፣ ኢሳ 63:7፣ ኤር 31:12

ሓፈሻዊ

1 ነገ. 8:12ዜና 5:2, 3
1 ነገ. 8:1መክ 1:1
1 ነገ. 8:12ሳሙ 6:17
1 ነገ. 8:12ሳሙ 5:7፣ 1ዜና 11:5
1 ነገ. 8:2ዘሌ 23:34፣ ዘዳ 16:13
1 ነገ. 8:31ዜና 15:2, 15፣ 2ዜና 5:4-6
1 ነገ. 8:4ዘጸ 40:2፣ 2ዜና 1:13
1 ነገ. 8:51ዜና 16:1
1 ነገ. 8:6ዘጸ 26:33፣ 40:21፣ 2ሳሙ 6:17፣ ራእ 11:19
1 ነገ. 8:61ነገ 6:27፣ 2ዜና 5:7፣ መዝ 80:1፣ ህዝ 10:5
1 ነገ. 8:7ዘጸ 25:20፣ 2ዜና 5:8-10
1 ነገ. 8:8ዘጸ 25:14፣ 37:4
1 ነገ. 8:9ዘጸ 19:1፣ ዘሁ 10:11, 12
1 ነገ. 8:9ዘጸ 24:8
1 ነገ. 8:9ዘጸ 40:20፣ ዘዳ 10:5
1 ነገ. 8:9ዘዳ 4:13፣ እብ 9:4
1 ነገ. 8:10ዘጸ 40:34፣ ዘሌ 16:2፣ 2ዜና 5:11-14
1 ነገ. 8:11ዘጸ 40:35፣ ህዝ 10:4፣ 43:4፣ 44:4፣ ግብ 7:55፣ ራእ 21:23
1 ነገ. 8:12ዘጸ 20:21፣ ዘዳ 5:22፣ 2ዜና 6:1, 2፣ መዝ 18:11፣ 97:2
1 ነገ. 8:13መዝ 78:69፣ 132:13, 14
1 ነገ. 8:142ዜና 6:3-11
1 ነገ. 8:16ዘዳ 12:11
1 ነገ. 8:172ሳሙ 7:1-3፣ 1ዜና 17:1, 2
1 ነገ. 8:192ሳሙ 7:12, 13
1 ነገ. 8:201ዜና 28:5, 6
1 ነገ. 8:21ዘጸ 34:28፣ ዘዳ 9:9፣ 31:26
1 ነገ. 8:222ዜና 6:12
1 ነገ. 8:23ዘዳ 7:9
1 ነገ. 8:23ዘጸ 15:11፣ 1ሳሙ 2:2፣ 2ሳሙ 7:22፣ 2ዜና 6:14-17
1 ነገ. 8:242ሳሙ 7:12, 13
1 ነገ. 8:251ነገ 2:4፣ መዝ 132:12
1 ነገ. 8:27ኢሳ 66:1
1 ነገ. 8:27መዝ 148:13፣ ኤር 23:24
1 ነገ. 8:272ዜና 2:6፣ 6:18-21፣ ነህ 9:6፣ ግብ 17:24
1 ነገ. 8:29ዘጸ 20:24፣ 2ሳሙ 7:13
1 ነገ. 8:29ዳን 6:10፣ 1ጴጥ 3:12
1 ነገ. 8:30መዝ 33:13
1 ነገ. 8:302ዜና 7:13, 14፣ ዳን 9:19
1 ነገ. 8:312ዜና 6:22, 23
1 ነገ. 8:32እዮ 34:11
1 ነገ. 8:33ዘሌ 26:14, 17፣ እያ 7:8, 11፣ 2ነገ 17:6, 7
1 ነገ. 8:33ነህ 1:11
1 ነገ. 8:332ነገ 19:19, 20፣ 2ዜና 6:24, 25
1 ነገ. 8:34መዝ 106:47
1 ነገ. 8:35ህዝ 14:13
1 ነገ. 8:35ዘሌ 26:19፣ ዘዳ 28:23
1 ነገ. 8:352ዜና 6:26, 27
1 ነገ. 8:36ኢሳ 30:20፣ 54:13
1 ነገ. 8:361ነገ 18:1
1 ነገ. 8:37ዘሌ 26:16፣ 2ነገ 6:25
1 ነገ. 8:37ዘዳ 28:21, 22፣ ኣሞ 4:9
1 ነገ. 8:372ዜና 6:28-31
1 ነገ. 8:38ምሳ 14:10
1 ነገ. 8:382ዜና 33:12, 13
1 ነገ. 8:39ኢሳ 63:15
1 ነገ. 8:39መዝ 130:4
1 ነገ. 8:391ሳሙ 16:7፣ 1ዜና 28:9፣ ኤር 17:10
1 ነገ. 8:39እዮ 34:11፣ መዝ 18:20
1 ነገ. 8:41ዘሁ 9:14፣ ሩት 1:16፣ 2ነገ 5:15፣ 2ዜና 6:32, 33፣ ኢሳ 56:6, 7፣ ግብ 8:27
1 ነገ. 8:42ነህ 9:10
1 ነገ. 8:43መዝ 67:2፣ 102:15
1 ነገ. 8:43መዝ 11:4
1 ነገ. 8:44ዘጸ 23:31፣ 1ነገ 20:13
1 ነገ. 8:44መዝ 78:68፣ 132:13
1 ነገ. 8:442ዜና 6:34, 35፣ 14:11፣ 20:5, 6
1 ነገ. 8:46መዝ 51:5፣ 130:3፣ መክ 7:20፣ ሮሜ 3:23፣ 1ዮሃ 1:8
1 ነገ. 8:46ዘዳ 28:15, 36፣ 2ነገ 17:6፣ 25:21፣ 2ዜና 6:36-39
1 ነገ. 8:47ዘሌ 26:40
1 ነገ. 8:47ነህ 1:6፣ መዝ 106:6፣ ምሳ 28:13፣ ዳን 9:5
1 ነገ. 8:47ዘዳ 30:1, 2
1 ነገ. 8:47ዘዳ 4:27, 29፣ 2ዜና 33:12, 13
1 ነገ. 8:481ሳሙ 7:3
1 ነገ. 8:48ዳን 6:10
1 ነገ. 8:49ኢሳ 63:15
1 ነገ. 8:502ዜና 30:9፣ እዝ 7:28፣ ነህ 2:7, 8
1 ነገ. 8:51ዘጸ 14:30፣ ዘዳ 4:20
1 ነገ. 8:51ዘጸ 19:5፣ ዘዳ 9:26
1 ነገ. 8:52መዝ 86:5፣ 145:18
1 ነገ. 8:522ዜና 6:40
1 ነገ. 8:53ዘጸ 19:6፣ ዘዳ 4:34፣ 32:9
1 ነገ. 8:542ዜና 6:12, 13
1 ነገ. 8:561ነገ 4:24, 25
1 ነገ. 8:56ዘዳ 10:11፣ እያ 21:45
1 ነገ. 8:57ዘዳ 31:6፣ እያ 1:5፣ 2ዜና 32:7፣ መዝ 46:7
1 ነገ. 8:57ኢሳ 41:10፣ እብ 13:5
1 ነገ. 8:58መዝ 86:11፣ 119:36፣ 2ተሰ 3:5
1 ነገ. 8:60እያ 4:24፣ 1ሳሙ 17:46፣ ህዝ 36:23፣ 39:7
1 ነገ. 8:60ዘዳ 4:35, 39፣ ኢሳ 44:6
1 ነገ. 8:61ዘዳ 18:13፣ 2ነገ 20:3፣ 1ዜና 28:9፣ ማቴ 22:37
1 ነገ. 8:622ዜና 7:4, 5
1 ነገ. 8:63ዘሌ 3:1
1 ነገ. 8:63እዝ 6:16፣ ነህ 12:27
1 ነገ. 8:642ዜና 4:1
1 ነገ. 8:64ዘሌ 3:16
1 ነገ. 8:65ዘፍ 15:18፣ ዘሁ 34:5, 8
1 ነገ. 8:65ዘሌ 23:34
1 ነገ. 8:66መዝ 31:19፣ ኢሳ 63:7፣ ኤር 31:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
  • 53
  • 54
  • 55
  • 56
  • 57
  • 58
  • 59
  • 60
  • 61
  • 62
  • 63
  • 64
  • 65
  • 66
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ነገስት 8:1-66

1 ነገስት

8 ሽዑ፡ ሰሎሞን ንዓበይቲ እስራኤል፡ ንዅሎም ርእስታት ነገዳት፡ ንሹማምንቲ ማይ ቤታት እስራኤል+ ኣከቦም።+ ንሳቶም ድማ ንታቦት ኪዳን የሆዋ ኻብ ከተማ ዳዊት፡+ ንሳ ጽዮን፡+ ኬደይብዎ፡ ናብ ንጉስ ሰሎሞን ናብ የሩሳሌም መጹ። 2 ኵሎም ሰብ እስራኤል ድማ ኣብቲ ኣብ ወርሒ ኤታኒም፡* ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ ዚግበር በዓል፡*+ ኣብ ቅድሚ ንጉስ ሰሎሞን ተኣከቡ። 3 ኵሎም ዓበይቲ እስራኤል ከኣ መጹ፣ እቶም ካህናት ድማ ነቲ ታቦት ኣልዓልዎ።+ 4 ንታቦት የሆዋን ነቲ ድንኳን ምርኻብን+ ንዅሉ እቲ ኣብቲ ድንኳን ዝነበረ ቕዱስ ኣቕሑን ከኣ ኣደየብዎ። እቶም ካህናትን እቶም ሌዋውያንን ድማ ኣደየብዎ። 5 ንጉስ ሰሎሞንን ብዘሎ እቲ ምስኡ ኺእከብ እተጸውዐ ኣኼባ እስራኤልን ኣብ ቅድሚ እቲ ታቦት ነበሩ። ካብ ምብዛሐን እተላዕለ ኺጽብጸባን ኪቝጸራን ዘይከኣላ ኣባጊዕን ከብትን ከኣ ይስውኡ ነበሩ።+

6 እቶም ካህናት ድማ ንታቦት ኪዳን የሆዋ ናብ ቦታኡ፡+ ናብታ ውሽጣዊት ክፍሊ እታ ቤት፡ ናብ ቅድስተ ቕዱሳን፡ ናብ ትሕቲ ኣኽናፍ እቶም ኪሩቤል ኣእተውዎ።+

7 ስለዚ፡ ኣኽናፍ እቶም ኪሩቤል ኣብ ልዕሊ ቦታ እቲ ታቦት ተዘርጊሑ ስለ ዝነበረ፡ እቶም ኪሩቤል ነቲ ታቦትን ነቲ ዘንግታቱን ኣጽለልዎ።+ 8 እቲ ዘንግታት+ ከኣ ካብ ምንዋሑ እተላዕለ፡ ጫፍ እቲ ዘንግታት ካብታ ኣብ ቅድሚ እታ ውሽጣዊት ክፍሊ ዘላ ቕድስቲ ይርአ ነበረ፣ ካብ ወጻኢ ግና ኣይርአን ነበረ። ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ድማ ኣብኡ ኣሎ። 9 ኣብቲ ታቦት ከኣ ብዘይካ እተን ህዝቢ እስራኤል ካብ ምድሪ ግብጺ ኣብ ዚወጹሉ ግዜ፡+ የሆዋ ምሳታቶም ኪዳን ኪኣቱ ኸሎ+ ሙሴ ኣብ ሆሬብ ኣብኡ ዘንበረን+ ክልተ ጽላት እምኒ፡+ ካልእ ኣይነበረን።

10 እቶም ካህናት ካብታ መቕደስ ምስ ወጹ፡ ነታ ቤት የሆዋ ደበና መልኣ።+ 11 ነታ ቤት የሆዋ ኽብሪ የሆዋ መሊእዋ ነበረ እሞ፡ እቶም ካህናት ብምኽንያት እቲ ደበና ደው ኢሎም ኬገልግሉ ኣይከኣሉን።+ 12 ሽዑ፡ ሰሎሞን ከምዚ በለ፦ “የሆዋ ኣብ ብርቱዕ ድነ ኸም ዚነብር ኢሉ እዩ።+ 13 ኣነ ኸኣ ልዕልቲ ቤት፡ ንዘለኣለም እትነብረላ ቐዋሚት ቦታ ሃኒጸልካ ኣለኹ።”+

14 እቲ ንጉስ ድማ ገጹ መሊሱ፡ ኵሉ ጉባኤ እስራኤል ደው ኢሉ ኸሎ፡ ንብዘሎ ጉባኤ እስራኤል መረቖ።+ 15 ከምዚ ኸኣ በለ፦ “እቲ ንኣቦይ ዳዊት ብኣፉ ዘተስፈዎ፡ ብኢዱ እውን ዝፈጸሞ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ይወደስ፣ ንሱ ኸምዚ ኢሉ ነበረ፦ 16 ‘ካብታ ንህዝበይ እስራኤል ካብ ግብጺ ዘውጻእኩላ መዓልቲ ኣትሒዘ፡ ካብ ኵሎም ነገዳት እስራኤል ስመይ ዚነብረላ ቤት እትህነጸላ ኸተማ ኣይሓረኹን፣+ ግናኸ፡ ንዳዊት ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል ኪኸውን ሓርየዮ ኣለኹ።’ 17 ኣቦይ ዳዊት ድማ ንስም የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ቤት ኪሃንጸሉ ብልቡ ተመነየ።+ 18 የሆዋ ግና ንኣቦይ ዳዊት፡ ‘ንስመይ ቤት ክትሃንጽ ትምኒት ልብኻ እዩ ነይሩ፣ ነዚ ብልብኻ ብምምናይካ ኸኣ ጽቡቕ ጌርካ። 19 ግናኸ፡ እቲ ኻባኻ ዚውለድ ወድኻ* ደኣ እዩ ንስመይ ቤት ዚሃንጽ እምበር፡ ንስኻስ ነታ ቤት ኣይክትሃንጻን ኢኻ’ በሎ።+ 20 የሆዋ ድማ ነቲ ዘተስፈዎ ተስፋ ፈጺምዎ ኣሎ፣ ከምቲ የሆዋ ዘተስፈዎስ፡ ኣብ ክንዲ ኣቦይ ዳዊት ተንሲአ፡ ኣብ ዝፋን እስራኤል ተቐሚጠ ኣለኹ። ንስም የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል እውን ቤት ሃኒጸ ኣለኹ፣+ 21 ኣብኣ ኸኣ ነቲ የሆዋ ንኣቦታትና ኻብ ምድሪ ግብጺ ምስ ኣውጽኦም ምሳታቶም ዝኣተዎ ኺዳን ዝሓዘ ታቦት፡+ ቦታ ኣዳልየ ኣለኹ።”

22 ሰሎሞን ድማ ኣብ ቅድሚ መሰውኢ የሆዋ፡ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ጉባኤ እስራኤል ደው በለ፡ ኣእዳዉ እውን ናብ ሰማያት ዘርግሐ፣+ 23 ከምዚ ኸኣ በለ፦ “ኦ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል፡ ነቶም ኣብ ቅድሜኻ ብዅሉ ልቦም ዚመላለሱ ገላዉኻ ኺዳን እትሕሉን ብተኣማንነት እተፍቅርን፡+ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማያት ኰነ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምድሪ ኸማኻ ዝበለ ኣምላኽ የልቦን።+ 24 እቲ ንጊልያኻ ንኣቦይ ዳዊት ዘተስፎኻዮ ሓሊኻዮ ኢኻ። ብኣፍካ ኣተስፊኻ ኢኻ፣ በዛ መዓልቲ እዚኣ ድማ ብኢድካ ፈጺምካዮ ኣለኻ።+ 25 ሕጂ ኸኣ፡ ኦ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል፡ ነቲ ንጊልያኻ ንኣቦይ ዳዊት፡ ‘ደቅኻ፡ ከምቲ ንስኻ ኣብ ቅድመይ እተመላለስካዮ ጥራይ ብምምልላስ ንመገዶም እንተ ተጠንቂቖም፡ ካባኻ ኣብ ቅድመይ ኣብ ዝፋን እስራኤል ዚቕመጥ ሰብ ከቶ ኣይኬቋርጽን እዩ’ ኢልካ ዘተስፎኻዮ ሓልዎ።+ 26 ሕጂ ድማ፡ ኦ ኣምላኽ እስራኤል፡ በጃኻ፡ እቲ ንጊልያኻ ንኣቦይ ዳዊት ዘተስፎኻዮ ተስፋ እሙን ይኹን።

27 “ግናኸ፡ ብሓቂዶ ኣምላኽ ኣብ ምድሪ ይነብር እዩ፧+ እንሆ፡ ሰማያት፡ እወ ሰማየ ሰማያት ኪሕዙኻ ኣይክእሉን እዮም፣+ እዛ ኣነ ዝሃነጽክዋ ቤት ግዳ ኽንደይ ዘይትንእስ!+ 28 ሕጂ ድማ፡ ኦ የሆዋ ኣምላኸይ፡ ናብ ጸሎት ጊልያኻን ናብ ናይ ሞገስ ልማኖኡን ኣድህብ፣ ንኣውያትን ነቲ ሎሚ ጊልያኻ ኣብ ቅድሜኻ ዚጽልዮ ጸሎትን ስማዕ። 29 ነቲ ጊልያኻ ናብዛ ቦታ እዚኣ ዚጽልዮ ጸሎት ንምስማዕ፡ ኣዒንትኻ ለይትን መዓልትን ናብዛ ቤት እዚኣ፡ ናብዛ ‘ስመይ ኣብኣ ኪኸውን እዩ’+ ዝበልካያ ቦታ ይከፈታ።+ 30 ነቲ ጊልያኻን ህዝብኻ እስራኤልን ናብዛ ቦታ እዚኣ ብምጽላይ ዜቕርብዎ ልማኖ ሞገስ ከኣ ስማዕ፣ ካብታ እትነብረላ ቦታ፡ ካብ ሰማያት ስማዕ፣+ እወ፡ ስማዕ እሞ፡ ይቕረ በል።+

31 “ሰብ ንብጻዩ ምስ ዚብድሎ፡ እቲ እውን ምስ ዜምሕሎን* ብማሕላ* ተሓታቲ ምስ ዚገብሮን፡ ኣብ ትሕቲ ማሕላ* ኸሎ ኸኣ ናብ ቅድሚ እቲ ኣብዛ ቤት እዚኣ ዘሎ መሰውኢኻ ምስ ዚመጽእ፡+ 32 ሽዑ ንስኻ ኻብ ሰማያት ስማዕ፡ ስጕምቲ ውሰድ፡ ንገላዉኻ ድማ ፍረደሎም፣ ነቲ እኩይ በዳሊ* ግበሮ፡ ከምቲ ዝገበሮ እውን ኣብ ርእሱ ምለሰሉ፣ ነቲ ጻድቕ ከኣ ንጹህ* ግበሮ፡ ከም ጽድቁ እውን ፍደዮ።+

33 “ህዝብኻ እስራኤል ኣንጻርካ ብዝሓጥእዎ ሓጢኣት ብምጽናዖም ብጸላኢ ምስ ዚስዓሩ፡+ ናባኻ ተመሊሶም ድማ ንስምካ ምስ ዜሞግሱን+ ኣብዛ ቤት እዚኣ ምስ ዚጽልዩን ሞገስ ምስ ዚልምኑኻን፡+ 34 ሽዑ ንስኻ ኻብ ሰማያት ስማዕ፡ ሓጢኣት ህዝብኻ እስራኤል ከኣ ይቕረ በል፡ ናብታ ንኣቦታቶም ዝሃብካዮም ምድሪ ድማ ምለሶም።+

35 “ኣንጻርካ ብዝሓጥእዎ ሓጢኣት+ ብምጽናዖም ሰማያት ምስ ዚዕጾ እሞ ዝናም ምስ ዘይዘንም፡+ ናብዛ ቦታ እዚኣ ኸኣ ምስ ዚጽልዩን ንስምካ ምስ ዜሞግሱን፡ ስለ ዘዋረድካዮም* ድማ ካብ ሓጢኣቶም ምስ ዚምለሱ፡+ 36 ሽዑ ንስኻ ኻብ ሰማያት ስማዕ፡ እታ ኺመላለሱላ ዚግባእ ጽብቕቲ መገዲ ስለ እትምህሮም ከኣ፡+ ሓጢኣት ገላዉኻ ዝዀኑ ህዝብኻ እስራኤል ይቕረ በል፣ ነታ ንህዝብኻ ርስቲ ኽትከውን ዝሃብካዮም ምድርኻ ድማ ዝናም ሃባ።+

37 “ኣብታ ምድሪ፡ ጥሜት፡+ ወይ ለበዳ፡ ወይ ሃጒ፡ ወይ ዋግ፡+ ወይ ዕስለ ኣንበጣ፡ ወይ በላዒ ኣንበጣ* እንተ ዀይኑ፡ ወይ ጸላኢኦም ኣብ ሓንቲ ኻብ ከተማታት እታ ምድሪ* እንተ ኸቢብዎም፡ ወይ ካልእ ዓይነት መዓት ወይ ሕማም እንተ ዀይኑ፡+ 38 ነፍሲ ወከፍ ቍስሊ ልቡ ይፈልጥ እዩ እሞ፡+ ዝዀነ ሰብ ወይ ኵሉ ህዝብኻ እስራኤል ጸሎት ዘበለን ልማኖ ሞገስ ዘበለን+ ምስ ዜቕርብ፡ ናብዛ ቤት እዚኣ ድማ ኣእዳዎም ምስ ዚዝርግሑ፡ 39 ሽዑ ንስኻ ኻብ ሰማያት፡ ካብቲ እትነብረሉ ቦታ ስማዕ፡+ ይቕረ በል፡+ ስጕምቲ እውን ውሰድ፣ ንስኻ በይንኻ ንልቢ ዅሉ ሰብ ብሓቂ ትፈልጥ ኢኻ እሞ፡+ ልቡ ስለ እትፈልጥ፡ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ኵሉ መገድታቱ ፍደዮ።+ 40 እዚ ኸኣ ብዅለን እተን ኣብታ ንኣቦታቶም ዝሃብካዮም ምድሪ ኣብ ዚነብሩለን መዓልትታቶም ምእንቲ ኺፈርሁኻ እዩ።

41 “ካብ ህዝብኻ እስራኤል ዘይኰነ ጓና ድማ፡ ንሱ ስለ ስምካ* ኢሉ ኻብ ርሑቕ ምድሪ ምስ ዚመጽእ፡+ 42 (ብዛዕባ እቲ ዓብዪ ስምካን+ ብዛዕባ እታ ሓያል ኢድካን ብዛዕባ እታ ዝርግሕቲ ቕልጽምካንሲ ኺሰምዑ እዮም)፡ ንሱ ኸኣ መጺኡ ናብዛ ቤት እዚኣ ኣቢሉ ምስ ዚጽሊ፡ 43 ኵሎም ህዝብታት ምድሪ ንስምካ ምእንቲ ኺፈልጡን ከም ህዝብኻ እስራኤል ገይሮም ምእንቲ ኺፈርሁኻን፡+ ስምካ ድማ ኣብዛ ኣነ ዝሃነጽክዋ ቤት ከም እተጸውዐ ምእንቲ ኺፈልጡ፡ ንስኻ ኻብ ሰማያት፡ ካብቲ እትነብረሉ ቦታ ስማዕ፡+ ነቲ ጓና ድማ ከምቲ ዚልምነካ ዘበለ ዅሉ ግበረሉ።

44 “ህዝብኻ ምስ ጸላኢኦም ኪዋግኡ ኢሎም በታ ዝለኣኽካዮም መገዲ እንተ ኸይዶም፡+ ናብዛ ዝሓረኻያ ኸተማን+ ናብዛ ንስምካ ዝሃነጽክዋ ቤትን ኣቢሎም ከኣ ናብ የሆዋ እንተ ጸልዮም፡+ 45 ንስኻ ኻብ ሰማያት ጸሎቶምን ናይ ሞገስ ልማኖኦምን ስማዕ፡ ፍርዲ እውን ኣውጽኣሎም።

46 “ዘይብድል ሰብ የልቦን እሞ፡ እንተ በዲሎምኻ፡+ ተቘጢዕካ ድማ ንጸላኢ ኣሕሊፍካ እንተ ሂብካዮም እሞ፡ እቶም ማረኽቶም ናብ ርሑቕ ኰነ ናብ ቀረባ ምድሪ ጸላኢ እንተ ማሪኾምዎም፡+ 47 ኣብታ ተማሪኾም ዝኸዱላ ምድሪ ኸኣ ናብ ልቦም እንተ ተመሊሶም፡+ ኣብታ ምድሪ ማረኽቶም ድማ ‘ሓጢእና፡ ተጋጊና፡ ክፉእ ጌርና’ ኢሎም+ ናባኻ እንተ ተመሊሶምን+ ሞገስካ እንተ ለሚኖምን፡+ 48 ኣብ ምድሪ እቶም ዝማረኽዎም ጸላእቶም ከኣ ብዅሉ ልቦምን ብዅሉ ነፍሶምን* ናባኻ እንተ ተመሊሶም፡+ ናብዛ ንኣቦታቶም ዝሃብካዮም ምድርን ናብዛ ዝሓረኻያ ኸተማን ናብዛ ንስምካ ዝሃነጽክዋ ቤትን ኣቢሎም ድማ እንተ ጸልዮም፡+ 49 ሽዑ ንስኻ ኻብ ሰማያት፡ ካብቲ እትነብረሉ ቦታ ጸሎቶምን ናይ ሞገስ ልማኖኦምን ስማዕ፡+ ፍርዲ እውን ኣውጽኣሎም፣ 50 ነቶም ዝበደሉኻ ህዝብኻ ኸኣ ኵሉ እቲ ኣንጻርካ ዝገበርዎ ኣበሳኦም ይቕረ በለሎም። ኣብ ቅድሚ ማረኽቶም ዜደንግጹ ግበሮም፡ ንሳቶም ድማ ይደንግጹሎም፣+ 51 (ንሳቶምሲ ኻብ ግብጺ፡ ካብ ውሽጢ እቲ ሓጺን ዜምክኽ እቶን ዘውጻእካዮም+ ህዝብኻን ርስትኻን እዮም።)+ 52 ናባኻ ብእተማህለሉ ዘበለ እዋን* ብምስማዕ፡+ ኣዒንትኻ ነቲ ጊልያኻ ዜቕርቦ ልማኖ ሞገስን ነቲ ህዝብኻ እስራኤል ዜቕርቦ ልማኖ ሞገስን ይከፈታ።+ 53  ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ከምቲ ንኣቦታትና ኻብ ግብጺ ኸተውጽኦም ከለኻ ብጊልያኻ ሙሴ እተዛረብካዮስ፡ ካብ ኵሎም ህዝብታት ምድሪ ርስትኻ ኪዀኑ ፈሊኻዮም ኢኻ።”+

54 ሰሎሞን ነዚ ናብ የሆዋ ዝጸለዮ ዅሉ ጸሎትን ልማኖ ሞገስን ምስ ወድአ፡ ካብ ቅድሚ እቲ ኣእዳዉ ናብ ሰማያት ዘርጊሑ ተምበርኪኹሉ ዝነበረ መሰውኢ የሆዋ ተንስአ።+ 55 ደው ኢሉ ኸኣ ንዅሉ እቲ ጉባኤ እስራኤል ዓው ኢሉ ኸምዚ ኢሉ መረቖ፦ 56 “እቲ ንህዝቡ እስራኤል ከምቲ ዘተስፈዎ ገይሩ መዕረፊ ዝሃቦ የሆዋ ይወደስ።+ ካብቲ ብጊልያኡ ሙሴ ኣቢሉ ዘተስፈዎ ጽቡቕ ተስፋ፡ ሓደ ቓል እኳ ኣይወደቐን።+ 57  የሆዋ ኣምላኽና፡ ከምቲ ምስ ኣቦታትና ዝነበረ፡ ምሳና ይኹን።+ ኣይሕደገና፡ ኣይጠንጥነና እውን።+ 58 ብዅሉ መገድታቱ ኽንመላለስ፡ እቲ ንኣቦታትና ኺሕልውዎ ዝኣዘዞም ትእዛዛቱን ስርዓታቱን ፍርድታቱን ድማ ክንሕሉ፡ ንልብና ናብኡ የብሎ።+ 59 እዚ ሞገስ የሆዋ ዝለመንኩሉ ቓላተይ ከኣ ለይትን መዓልትን ኣብ ጥቓ የሆዋ ኣምላኽና ይኹን፣ ከከምቲ ነንመዓልቲ ዜድሊ ድማ ንጊልያኡን ንህዝቡ እስራኤልን ፍርዲ የውጽእ፣ 60 እዚ ኸኣ ኵሎም ህዝብታት ምድሪ፡ የሆዋ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ምዃኑ ምእንቲ ኺፈልጡ እዩ።+ ካልእ የልቦን!+ 61 ስለዚ፡ ከምዚ ናይ ሎሚ ብስርዓታቱ ብምምልላስን ትእዛዛቱ ብምሕላውን፡ ልብኹም ምሉእ ብምሉእ ምስ የሆዋ ኣምላኽና* ይኹን።”+

62 ንጉስን ኵሎም እስራኤልን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብዙሕ መስዋእቲ ኣቕረቡ።+ 63 ሰሎሞን ከኣ ንየሆዋ መስዋእቲ ሕብረት ኣቕረበ፦+ 22,000 ከብትን 120,000 በጊዕን ድማ ኣቕረበ። በዚ ኸምዚ፡ ንጉስን ኵሎም እስራኤላውያንን ንቤት የሆዋ መረቕዋ።+ 64 እቲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዝነበረ መሰውኢ ነሓሲ+ ንዚሓርር መስዋእትን ንመስዋእቲ እኽልን ንስብሕታት+ መስዋእቲ ሕብረትን ዘይኣክል ንእሽቶ ነበረ እሞ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንጉስ ኣብቲ ኣብ ቅድሚ ቤት የሆዋ ዘሎ ማእከል ኣጸድ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ እኽልን ስብሕታት መስዋእቲ ሕብረትን ኬቕርብ ስለ ዝነበሮ፡ ንዕኡ ቐደሶ። 65 በታ ግዜ እቲኣ፡ ሰሎሞን ምስ ኵሉ እስራኤል፡ ማለት ካብ ለቦ-ሓማት* ክሳብ ርባ* ግብጺ+ ምስ እተኣከበ ዓብዪ ጉባኤ ሓቢሩ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽና 7 መዓልትን ካልእ 7 መዓልትን፡ ብድምር 14 መዓልቲ፡ በዓል ኣብዓለ።+ 66 ኣብታ ዝሰዓበት* መዓልቲ ነቶም ህዝቢ ኣሰናበቶም፣ ንሳቶም ከኣ ንንጉስ መረቕዎ፡ በቲ የሆዋ ንጊልያኡ ዳዊትን ንህዝቡ እስራኤልን ዝገበረሎም ኵሉ ጽቡቕ ነገር+ እናተሓጐሱን ልቦም ባህ ኢልዎምን ድማ ነናብ ቤቶም ከዱ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ