ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 115
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ክብሪ ንኣምላኽ ጥራይ ኪውሃብ ይግባእ

        • ህይወት ዘይብሎም ጣኦታት (4-8)

        • ምድሪ ንደቂ ሰብ ተዋህበት (16)

        • “ምዉታት ንያህ ኣይውድስዎን እዮም” (17)

መዝሙር 115:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 138:2
  • +ኢሳ 48:11፣ ዮሃ 12:28

መዝሙር 115:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 32:12፣ ዘሁ 14:15, 16፣ ዘዳ 32:26, 27፣ መዝ 79:10

መዝሙር 115:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 135:15፣ ኢሳ 40:19፣ 46:6፣ ኤር 10:3, 4, 8, 9፣ ግብ 19:26፣ 1ቈረ 10:19

መዝሙር 115:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣን 2:19

መዝሙር 115:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 5:3፣ ኢሳ 46:7
  • +ኣን 2:18

መዝሙር 115:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚውከሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:9
  • +መዝ 97:7

መዝሙር 115:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተወከል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 3:5
  • +ዘዳ 33:29፣ መዝ 33:20

መዝሙር 115:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተወከሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:1

መዝሙር 115:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተወከሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 16:20
  • +መዝ 84:11

መዝሙር 115:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 12:2

መዝሙር 115:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 13:16

መዝሙር 115:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 96:5
  • +መዝ 3:8

መዝሙር 115:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 66:1
  • +ዘፍ 1:28፣ መዝ 37:29፣ ኢሳ 45:18፣ ግብ 17:26

መዝሙር 115:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ናብ ስቕታ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 6:5፣ መክ 9:5
  • +መዝ 31:17

መዝሙር 115:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሓፈሻዊ

መዝ. 115:1መዝ 138:2
መዝ. 115:1ኢሳ 48:11፣ ዮሃ 12:28
መዝ. 115:2ዘጸ 32:12፣ ዘሁ 14:15, 16፣ ዘዳ 32:26, 27፣ መዝ 79:10
መዝ. 115:4መዝ 135:15፣ ኢሳ 40:19፣ 46:6፣ ኤር 10:3, 4, 8, 9፣ ግብ 19:26፣ 1ቈረ 10:19
መዝ. 115:5ኣን 2:19
መዝ. 115:71ሳሙ 5:3፣ ኢሳ 46:7
መዝ. 115:7ኣን 2:18
መዝ. 115:8ኢሳ 44:9
መዝ. 115:8መዝ 97:7
መዝ. 115:9ምሳ 3:5
መዝ. 115:9ዘዳ 33:29፣ መዝ 33:20
መዝ. 115:10ዘጸ 28:1
መዝ. 115:11ምሳ 16:20
መዝ. 115:11መዝ 84:11
መዝ. 115:12ዘፍ 12:2
መዝ. 115:14ዘፍ 13:16
መዝ. 115:15መዝ 96:5
መዝ. 115:15መዝ 3:8
መዝ. 115:16ኢሳ 66:1
መዝ. 115:16ዘፍ 1:28፣ መዝ 37:29፣ ኢሳ 45:18፣ ግብ 17:26
መዝ. 115:17መዝ 6:5፣ መክ 9:5
መዝ. 115:17መዝ 31:17
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 115:1-18

መዝሙር

115 ንዓና ኣይኰነን፡ ኦ የሆዋ፡ ንዓና ኣይኰነን፣

ግናኸ፡ ስለ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻን ተኣማንነትካን ኢልካ፡+

ንስምካ ኽብሪ ሃቦ።+

 2 ስለምንታይ ኣህዛብ፡

“ኣበይ ኣሎ ኣምላኾም፧” ዚብሉ፧+

 3 ኣምላኽናስ ኣብ ሰማያት እዩ፣

ባህ ዝበሎ ድማ ይገብር።

 4 ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮም

ብሩርን ወርቅን እዮም።+

 5 ኣፍ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይዛረቡን፣+

ኣዒንቲ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይርእዩን፣

 6 ኣእዛን ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይሰምዑን፣

ኣፍንጫ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣየጫንዉን፣

 7 ኣእዳው ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይድህስሱን፣

ኣእጋር ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይከዱን፣+

ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድህዩን።+

 8 እቶም ዚገብርዎም፡ ከማታቶም ኪዀኑ እዮም፣+

ኵሎም እቶም ብኣታቶም ዚእመኑ* እውን ከምኡ ኪዀኑ እዮም።+

 9 ኦ እስራኤል፡ ብየሆዋ ተኣመን፣*+

—ንሱ ረድኤቶምን ዋልታኦምን እዩ።+

10 ኣቱም ቤት ኣሮን፡+ ብየሆዋ ተኣመኑ፣*

—ንሱ ረድኤቶምን ዋልታኦምን እዩ።

11 ኣቱም ንየሆዋ እትፈርህዎ፡ ብየሆዋ ተኣመኑ፣*+

—ንሱ ረድኤቶምን ዋልታኦምን እዩ።+

12 የሆዋ ይዝክረና እዩ፣ ኪባርኸና እውን እዩ፣

ንቤት እስራኤል ኪባርኻ እዩ፣+

ንቤት ኣሮን ኪባርኻ እዩ፣

13 ነቶም ንየሆዋ ዚፈርሁ

ንኣሽቱን ዓበይትን ኪባርኾም እዩ።

14 የሆዋ ንዓኻትኩምን ንደቅኹምን

ኪውስኸልኩም እዩ።+

15 እቲ ገባር ሰማይን ምድርን ዝዀነ+

የሆዋ ይባርኽኩም።+

16 ሰማያትሲ ናይ የሆዋ እዮም፣+

ምድሪ ግና ንደቂ ሰብ ሃቦም።+

17 ምዉታት ንያህ ኣይውድስዎን እዮም፣+

ናብ ስቕታ ሞት* ዝወረዱ እውን ከምኡ።+

18 ንሕና ግና ካብ ሕጂ ንዘለኣለም

ንያህ ክንውድሶ ኢና።

ንያህ ወድስዎ!*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ