ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 51
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ጽዮን ከም ስፍራ ኣታኽልቲ ኤደን ክትከውን እያ (1-8)

      • ንጽዮን ካብቲ ብርቱዕ ገባሪኣ እተዋህባ መጸናንዒ (9-16)

      • ጽዋእ ቍጥዓ የሆዋ (17-23)

ኢሳይያስ 51:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብጻዕሪ ሕርሲ ዝወለደትኩም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 21:2
  • +ዘፍ 12:1፣ 15:2
  • +1ነገ 4:20

ኢሳይያስ 51:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስፍራ ኣታኽልቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 102:13፣ ኢሳ 66:13፣ ኤር 31:12
  • +ኢሳ 44:26፣ 61:4
  • +ዘፍ 2:8
  • +ኢሳ 35:1፣ 41:18
  • +ኤር 33:10, 11

ኢሳይያስ 51:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:6፣ ዘዳ 7:6
  • +ኢሳ 2:3፣ ሚክ 4:2
  • +ምሳ 6:23

ኢሳይያስ 51:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንሓይለይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 46:13
  • +ኢሳ 12:2፣ 56:1
  • +1ሳሙ 2:10፣ ኢሳ 2:4
  • +ኢሳ 60:9

ኢሳይያስ 51:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣይኪሕምሸሽን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:17
  • +መዝ 102:25-27፣ ማቴ 24:35

ኢሳይያስ 51:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትምህርተይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:33

ኢሳይያስ 51:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓሰኻ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 50:9
  • +ኢሳ 45:17፣ ሉቃ 1:50

ኢሳይያስ 51:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 1:51
  • +መዝ 87:4፣ 89:10፣ ኢሳ 30:7
  • +ዘጸ 15:4፣ ነህ 9:10, 11፣ መዝ 106:22፣ ህዝ 29:3

ኢሳይያስ 51:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:21, 22
  • +መዝ 106:9

ኢሳይያስ 51:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ርእሶም ኪኸውን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:11፣ ዘካ 10:10
  • +ኢሳ 35:10
  • +ኢሳ 61:7
  • +ኢሳ 25:8፣ 65:18, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 303

ኢሳይያስ 51:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:13፣ 66:13
  • +መዝ 118:6፣ ዳን 3:16, 17፣ ማቴ 10:28

ኢሳይያስ 51:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቲ ዜጽብበልካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:22
  • +ኢሳ 44:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2005፡ ገጽ 32

ኢሳይያስ 51:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:2, 3፣ ኢሳ 48:20፣ 52:2

ኢሳይያስ 51:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:35, 36፣ ዮና 1:4
  • +ኢሳ 47:4

ኢሳይያስ 51:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 65:17፣ 66:8, 22
  • +ኢሳ 60:14፣ ኤር 31:33፣ ዘካ 8:8
  • +ዘዳ 33:27፣ መዝ 91:1

ኢሳይያስ 51:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 52:1፣ 60:1
  • +ኤር 25:15

ኢሳይያስ 51:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 14:21
  • +ድጕ 1:17

ኢሳይያስ 51:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ርእሲ ዅሉ ጐደናታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ድጕ 2:11

ኢሳይያስ 51:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:17
  • +ኢሳ 54:9፣ 62:8

ኢሳይያስ 51:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ኢድ እቶም ንነፍስኺ፡ ‘ኣብ ልዕሌኺ ኽንከይድሲ ተጐምብሒ!’ ዚብልዋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:25

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 51:2ዘፍ 21:2
ኢሳ. 51:2ዘፍ 12:1፣ 15:2
ኢሳ. 51:21ነገ 4:20
ኢሳ. 51:3መዝ 102:13፣ ኢሳ 66:13፣ ኤር 31:12
ኢሳ. 51:3ኢሳ 44:26፣ 61:4
ኢሳ. 51:3ዘፍ 2:8
ኢሳ. 51:3ኢሳ 35:1፣ 41:18
ኢሳ. 51:3ኤር 33:10, 11
ኢሳ. 51:4ዘጸ 19:6፣ ዘዳ 7:6
ኢሳ. 51:4ኢሳ 2:3፣ ሚክ 4:2
ኢሳ. 51:4ምሳ 6:23
ኢሳ. 51:5ኢሳ 46:13
ኢሳ. 51:5ኢሳ 12:2፣ 56:1
ኢሳ. 51:51ሳሙ 2:10፣ ኢሳ 2:4
ኢሳ. 51:5ኢሳ 60:9
ኢሳ. 51:6ኢሳ 45:17
ኢሳ. 51:6መዝ 102:25-27፣ ማቴ 24:35
ኢሳ. 51:7ኤር 31:33
ኢሳ. 51:8ኢሳ 50:9
ኢሳ. 51:8ኢሳ 45:17፣ ሉቃ 1:50
ኢሳ. 51:9ሉቃ 1:51
ኢሳ. 51:9መዝ 87:4፣ 89:10፣ ኢሳ 30:7
ኢሳ. 51:9ዘጸ 15:4፣ ነህ 9:10, 11፣ መዝ 106:22፣ ህዝ 29:3
ኢሳ. 51:10ዘጸ 14:21, 22
ኢሳ. 51:10መዝ 106:9
ኢሳ. 51:11ኤር 31:11፣ ዘካ 10:10
ኢሳ. 51:11ኢሳ 35:10
ኢሳ. 51:11ኢሳ 61:7
ኢሳ. 51:11ኢሳ 25:8፣ 65:18, 19
ኢሳ. 51:12ኢሳ 49:13፣ 66:13
ኢሳ. 51:12መዝ 118:6፣ ዳን 3:16, 17፣ ማቴ 10:28
ኢሳ. 51:13ኢሳ 40:22
ኢሳ. 51:13ኢሳ 44:2
ኢሳ. 51:14እዝ 1:2, 3፣ ኢሳ 48:20፣ 52:2
ኢሳ. 51:15ኤር 31:35, 36፣ ዮና 1:4
ኢሳ. 51:15ኢሳ 47:4
ኢሳ. 51:16ኢሳ 65:17፣ 66:8, 22
ኢሳ. 51:16ኢሳ 60:14፣ ኤር 31:33፣ ዘካ 8:8
ኢሳ. 51:16ዘዳ 33:27፣ መዝ 91:1
ኢሳ. 51:17ኢሳ 52:1፣ 60:1
ኢሳ. 51:17ኤር 25:15
ኢሳ. 51:19ህዝ 14:21
ኢሳ. 51:19ድጕ 1:17
ኢሳ. 51:20ድጕ 2:11
ኢሳ. 51:22ኢሳ 51:17
ኢሳ. 51:22ኢሳ 54:9፣ 62:8
ኢሳ. 51:23ኢሳ 49:25
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 51:1-23

ኢሳይያስ

51 “ኣቱም ጽድቂ እትስዕቡ ዘለኹም፡

ኣቱም ንየሆዋ እትደልይዎ ዘለኹም፡ ስምዑኒ።

ናብቲ እተወቐርኩምሉ ኸውሒ፡

ናብቲ እተዀዓትኩምሉ እምኒ ዚፍሓረሉ ቦታ ጠምቱ።

 2 ናብ ኣቦኹም ኣብርሃምን

ናብታ ዝወለደትኩም* ሳራን+ ጠምቱ።

ክጽውዖ ኸለኹስ፡ ሓደ በይኑ እዩ ነይሩ፣+

ኣነ ኸኣ ባረኽክዎን ኣብዛሕክዎን።+

 3 የሆዋስ ንጽዮን ኬጸናንዓ እዩ።+

ንዅሉ ዑናታታ ኼጸናንዖ እዩ፣+

ንበረኻኣ ድማ ከም ኤደን፡+

ንጐልጐል ምድረ በዳኣ እውን ከም ገነት* የሆዋ ኺገብሮ እዩ።+

ፍስሃን ሓጐስን፡

ምስጋናን ጥዑም መዝሙርን ኣብኣ ኺርከብ እዩ።+

 4 ኣታ ህዝበይ፡ ናባይ ኣቕልብ፣

ህዝበየ፡ ጽን በል።+

ካባይሲ ሕጊ ኺወጽእ እዩ፣+

ፍትሐይ ከኣ ብርሃን ህዝብታት ገይረ ኽስርት እየ።+

 5 ጽድቀይ ቀረባ እዩ።+

ድሕነተይ ኪወጽእ እዩ፣+

ቀላጽመይ ድማ ንህዝብታት ኪፈርዶም እዩ።+

ደሴታት ብኣይ ተስፋ ኺገብራ፡+

ንቕልጽመይ* እውን ኪጽበያ እየን።

 6 ኣዒንትኹም ናብ ሰማያት ኣልዕሉ፣

ናብታ ኣብ ታሕቲ ዘላ ምድሪ እውን ጠምቱ።

ሰማያትሲ ኸም ትኪ ኺበንን እዩ፣

ምድሪ ኸም ክዳን ክትበሊ እያ፣

ነበርታ ድማ ከም ጻጹት ኪሞቱ እዮም።

ድሕነተይ ግና ንዘለኣለም ኪኸውን፡+

ጽድቀይ እውን ኣይኬቋርጽን* እዩ።+

 7 ኣቱም ጽድቂ እትፈልጡ፡

ኣቱም ኣብ ልብኹም ሕገይ* ዘሎኩም ህዝቢ፡ ስምዑኒ።+

ብባጫ መወትቲ ሰባት ኣይትፍርሁ፣

ብጸርፎም እውን ኣይትሸበሩ።

 8 ንዓታቶምሲ ብልዒ ኸም ክዳን ኪበልዖም እዩ፣

ብልዒ ኽዳን* ከኣ ከም ጸምሪ ኺበልዖም እዩ።+

ጽድቀይ ግና ንዘለኣለም፡

ድሕነተይ ድማ ንውሉድ ወለዶ ኺነብር እዩ።”+

 9 ኣታ ቕልጽም የሆዋ፡+

ንቓሕ! ንቓሕ! ብርታዐ ተኸደን።

ከምቲ ብመዓልትታት ጥንቲ፡ ከምቲ ብሕሉፍ ወለዶታት ንቓሕ።

ንረሃብ*+ ዝሰባበርካ፡

ንዓብዪ እንስሳ ባሕሪ ዝወጋእካ ንስኻ ደይኰንካን፧+

10 ንባሕሪ፡ ንማያት እቲ ሰፊሕ መዓሙቝ ዘንቀጽካ፡+

እቶም ብጁዋት ኪሰግሩ ድማ፡ ንመዓሙቝ ባሕሪ መገዲ ዝገበርካ ንስኻ ደይኰንካን፧+

11 እቶም የሆዋ እተበጀዎም ኪምለሱ እዮም።+

ናብ ጽዮን ብእልልታ ኺመጹ እዮም፣+

ዘይውዳእ ሓጐስ እውን ዘውዲ ኪዀኖም* እዩ።+

ፍስሃን ሓጐስን ኪረኽቡ እዮም፣

ጓህን እህህታን ከኣ ኪሃድም እዩ።+

12 “ኣነ ባዕለይ እየ ዘጸናንዓኩም።+

ብዚመውት መዋቲ ሰብ፡

ከም ሳዕሪ ብዚጽምሉ ወዲ ሰብ ስለምንታይ እትፈርሂ፧+

13 ነቲ ሰማያት ዝዘርግሐን+ ንምድሪ ዝሰረተን

የሆዋ እቲ ገባሪኻ ስለምንታይ እትርስዖ፧+

ምሉእ መዓልቲ ድማ ያኢ ንሱ ኼጥፍኣካ ኸም ዚኽእልሲ፡

ነድሪ እቲ ጨቋኒ* ብቐጻሊ ትፈርህ ኔርካ።

ሕጂ ደኣ ነድሪ እቲ ጨቋኒ ኣበይ ኣሎ፧

14 እቲ ብሰንሰለት ዝጐበጠ፡ ነዊሕ ከይጸንሐ ናጻ ኪኸውን እዩ፣+

ኣይኪመውትን፡ ናብ ጕድጓድ ድማ ኣይኪኸይድን፡

እንጌራኡ እውን ኣይኪጐድልን እዩ።

15 ኣነ ግና ንባሕሪ ዘለዓዕሎን ንማዕበላቱ ዘናውጾን+

የሆዋ ኣምላኽካ እየ፣

—ስሙ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እዩ።+

16 ንሰማያት ክተኽሎም፡ ንምድሪ ድማ ክስርታ፡+

ንጽዮን ከኣ፡ ‘ንስኺ ህዝበይ ኢኺ’ ኽብልሲ፡+

ቃላተይ ኣብ ኣፍካ ኸንብር፡

ብጽላል ኢደይ ከኣ ክኽውለካ እየ።+

17 ኣቲ የሩሳሌም፡ ኣቲ ኻብ ኢድ የሆዋ ጽዋእ ቍጥዓኡ ዝሰተኺ፡

ንቕሒ! ንቕሒ! ተንስኢ።+

ነቲ ዋንጫ ሰቲኺ፣

ነቲ ሰንከልከል ዜብል ጽዋእ ጨሊጥኪ።+

18 ካብ ኵሎም እቶም ዝወለደቶም ደቂ፡ ሓደ እኳ ዚመርሓ የልቦን፣

ካብ ኵሎም እቶም ዘዕበየቶም ደቂ፡ ሓደ እኳ ኢዳ ዚሕዛ የልቦን።

19 እዚ ኽልተ ነገር ወሪዱኪ ኣሎ።

መን እሞ ኺድንግጸልኪ እዩ፧

ጥፍኣትን ዕንወትን፡ ጥሜትን ሰይፍን!+

መን እሞ ኼጸናንዓኪ እዩ፧+

20 ደቅኺ ውኖኦም ኣጥፊኦም፡+

ኣብ መርበብ ከም ዘላ በጊዕ በረኻ፡

ኣብ ኵሉ ዅርናዕ ጐደና* በጥ ኢሎም ኣለዉ።

ቍጥዓ የሆዋ፡ መግናሕቲ ኣምላኽ መሊእዎም ኣሎ።”

21 ስለዚ፡ ኣቲ ውጽዕትን ብዘይ ወይኒ ዝሰኸርክን፡

በጃኺ እዚ ስምዒ።

22 ጐይታኺ የሆዋ፡ እቲ ንህዝቡ ዚከላኸል ኣምላኽኪ ኸምዚ ይብል፦

“እንሆ፡ ካብ ኢድኪ ነቲ ሰንከልከል ዜብል ጽዋእ፡+

ነቲ ዋንጫ፡ ነቲ ጽዋእ ቍጥዓ ኽወስድ እየ፣

ደጊም ኣይክትሰትይዮን ኢኺ።+

23 ኣብ ኢድ እቶም፡ ‘ኣብ ልዕሌኺ ኽንከይድሲ ተጐምብሒ!’ ዚብሉ*

ኣሳቐይትኺ ኸንብር እየ!+

ስለዚ፡ ዝባንኪ ኸም ምድሪ፡

ኪኸዱሉስ ከም ጐደና ጌርኪ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ