ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 41
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ካብ ምብራቕ ጸሓይ ዝተንስአ ሰዓሪ (1-7)

      • እስራኤል ኣገልጋሊ ኣምላኽ ኪኸውን ተሓርየ (8-20)

        • “ኣብርሃም ፈታውየይ” (8)

      • ንኻልኦት ኣማልኽቲ ብድሆ ቐረበሎም (21-29)

ኢሳይያስ 41:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ቅድመይ ስቕ በላ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:21

ኢሳይያስ 41:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኬገልግሎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:1
  • +ኢሳ 44:28፣ 46:11፣ ራእ 16:12

ኢሳይያስ 41:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:10፣ 44:6፣ 48:12፣ ራእ 1:8
  • +ኢሳ 46:4፣ ሚል 3:6፣ ያእ 1:17

ኢሳይያስ 41:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:12፣ 46:6

ኢሳይያስ 41:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓርከይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:5, 6፣ ዘሌ 25:42
  • +ዘዳ 7:6፣ መዝ 33:12
  • +2ዜና 20:7፣ ያእ 2:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2014፡ ገጽ 21-22

ኢሳይያስ 41:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 107:2, 3
  • +ኢሳ 43:10
  • +1ሳሙ 12:22፣ ኤር 33:25, 26

ኢሳይያስ 41:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 20:1፣ መዝ 46:1፣ ሮሜ 8:31
  • +ኢሳ 60:19, 20
  • +ዘዳ 33:27፣ መዝ 115:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2019፡ ገጽ 2-7

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    7/2016፡ ገጽ 18

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2012፡ ገጽ 18

ኢሳይያስ 41:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:24
  • +ኢሳ 40:17፣ 60:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2019፡ ገጽ 7

ኢሳይያስ 41:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 54:17

ኢሳይያስ 41:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2019፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    7/2016፡ ገጽ 18

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2012፡ ገጽ 18

    1/10/2006፡ ገጽ 30

    15/12/2004፡ ገጽ 17

ኢሳይያስ 41:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ መከላኸሊ ኣልቦን ትሑትን።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:7
  • +ኢሳ 43:14፣ 47:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 125

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2019፡ ገጽ 3

ኢሳይያስ 41:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚክ 4:13

ኢሳይያስ 41:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 25:9
  • +ኢሳ 12:6

ኢሳይያስ 41:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:48፣ ኣሞ 8:11
  • +ኢሳ 30:19፣ 55:1
  • +መዝ 94:14፣ ኢሳ 42:16፣ እብ 13:5

ኢሳይያስ 41:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 30:25
  • +ዮኤ 3:18
  • +መዝ 107:35

ኢሳይያስ 41:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተርሚን።”

  • *

    ወይ፡ “ፍራሲኖን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 32:14, 15፣ 60:21
  • +ኢሳ 51:3፣ 55:13

ኢሳይያስ 41:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 39:28

ኢሳይያስ 41:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ልብና ናብኡ ኬቕልብን።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቐዳማይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:9፣ 46:9, 10፣ 48:5

ኢሳይያስ 41:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:6, 7
  • +ኤር 10:5

ኢሳይያስ 41:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:10፣ ኤር 10:14, 15
  • +ዘዳ 7:26፣ 27:15፣ መዝ 115:4, 8

ኢሳይያስ 41:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንመኳንንቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:28፣ 45:1፣ ኤር 51:28, 29
  • +ኢሳ 46:11፣ ራእ 16:12
  • +ሚክ 7:10

ኢሳይያስ 41:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:9፣ 44:7፣ 45:21
  • +ኣን 2:18, 19

ኢሳይያስ 41:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:10
  • +እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 40:9

ኢሳይያስ 41:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘየለዉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 115:4-8፣ ኢሳ 44:9፣ 1ቈረ 8:4

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 41:1ኢሳ 41:21
ኢሳ. 41:2ኢሳ 45:1
ኢሳ. 41:2ኢሳ 44:28፣ 46:11፣ ራእ 16:12
ኢሳ. 41:4ኢሳ 43:10፣ 44:6፣ 48:12፣ ራእ 1:8
ኢሳ. 41:4ኢሳ 46:4፣ ሚል 3:6፣ ያእ 1:17
ኢሳ. 41:7ኢሳ 44:12፣ 46:6
ኢሳ. 41:8ዘጸ 19:5, 6፣ ዘሌ 25:42
ኢሳ. 41:8ዘዳ 7:6፣ መዝ 33:12
ኢሳ. 41:82ዜና 20:7፣ ያእ 2:23
ኢሳ. 41:9መዝ 107:2, 3
ኢሳ. 41:9ኢሳ 43:10
ኢሳ. 41:91ሳሙ 12:22፣ ኤር 33:25, 26
ኢሳ. 41:10ዘዳ 20:1፣ መዝ 46:1፣ ሮሜ 8:31
ኢሳ. 41:10ኢሳ 60:19, 20
ኢሳ. 41:10ዘዳ 33:27፣ መዝ 115:9
ኢሳ. 41:11ኢሳ 45:24
ኢሳ. 41:11ኢሳ 40:17፣ 60:12
ኢሳ. 41:12ኢሳ 54:17
ኢሳ. 41:13ዘዳ 33:29
ኢሳ. 41:14ዘዳ 7:7
ኢሳ. 41:14ኢሳ 43:14፣ 47:4
ኢሳ. 41:15ሚክ 4:13
ኢሳ. 41:16ኢሳ 25:9
ኢሳ. 41:16ኢሳ 12:6
ኢሳ. 41:17ዘዳ 28:48፣ ኣሞ 8:11
ኢሳ. 41:17ኢሳ 30:19፣ 55:1
ኢሳ. 41:17መዝ 94:14፣ ኢሳ 42:16፣ እብ 13:5
ኢሳ. 41:18ኢሳ 30:25
ኢሳ. 41:18ዮኤ 3:18
ኢሳ. 41:18መዝ 107:35
ኢሳ. 41:19ኢሳ 32:14, 15፣ 60:21
ኢሳ. 41:19ኢሳ 51:3፣ 55:13
ኢሳ. 41:20ህዝ 39:28
ኢሳ. 41:22ኢሳ 42:9፣ 46:9, 10፣ 48:5
ኢሳ. 41:23ኢሳ 44:6, 7
ኢሳ. 41:23ኤር 10:5
ኢሳ. 41:24ኢሳ 44:10፣ ኤር 10:14, 15
ኢሳ. 41:24ዘዳ 7:26፣ 27:15፣ መዝ 115:4, 8
ኢሳ. 41:25ኢሳ 44:28፣ 45:1፣ ኤር 51:28, 29
ኢሳ. 41:25ኢሳ 46:11፣ ራእ 16:12
ኢሳ. 41:25ሚክ 7:10
ኢሳ. 41:26ኢሳ 43:9፣ 44:7፣ 45:21
ኢሳ. 41:26ኣን 2:18, 19
ኢሳ. 41:27ኢሳ 43:10
ኢሳ. 41:27እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 40:9
ኢሳ. 41:29መዝ 115:4-8፣ ኢሳ 44:9፣ 1ቈረ 8:4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 41:1-29

ኢሳይያስ

41 “ኣትን ደሴታት፡ ስቕ ኢልክን ስምዓኒ፣*

ኣህዛብ ሓይሎም ይሓድሱ።

ይቕረቡ እሞ ይዛረቡ።+

ሓቢርና ናብ ፍርዲ ንቕረብ።

 2 እቲ ንሓደስ፡ ኣህዛብ ኣሕሊፉ ኺህቦ፡

ኣብ ልዕሊ ነገስታት ድማ ኬግዝኦ ኢሉ፡+

ካብ ምብራቕ ጸሓይ ዘተንስኦ፡+

ብጽድቂ ኸኣ ናብ ኣእጋሩ* ዝጸውዖ መን እዩ፧

ኣብ ቅድሚ ሰይፉ ኸም ሓመድ፡

ኣብ ቅድሚ ቐስቱ እውን ከምቲ ንፋስ ዚወስዶ ሓሰር ዝገበሮም መን እዩ፧

 3 ኣእጋሩ ብዘይተጓዕዛኦ መገድታት

ብዘይ ዓጋቲ እናሓለፈ ይሰጕጎም።

 4 ንወለዶታት ካብ መጀመርታ ብምጽዋዕ

ነዚ ዝሰርሖን ዝገበሮን መን እዩ፧

ኣነ የሆዋ፡ ቀዳማይ እየ፣+

ምስቶም ዳሕሮት ድማ ወትሩ ኣነ እየ።”+

 5 ደሴታት ርእየን ፈርሃ።

ወሰናት ምድሪ ራዕራዕ በሉ።

ቀረቡ፡ መጹ ኸኣ።

 6 ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ ይድግፍ፣

ንሓዉ ድማ፡ “በርትዕ” ይብል።

 7 ስለዚ፡ ኢደ ጥበበኛ ንኣንጠረኛ የበርትዖ፣+

እቲ ብሞደሻ ዜጽፍሕ፡

ነቲ ኣብ ወጸቓ ዚቕጥቅጥ የበርትዖ።

ብዛዕባ እቲ ብየዳ፡ “ጽቡቕ እዩ” ይብል።

ከይክምበል ተባሂሉ ድማ ብመሳምር ጌርካ ይጸንዕ።

 8 “ግናኸ፡ ኣታ እስራኤል፡ ንስኻ ጊልያይ ኢኻ፣+

ኣታ ያእቆብ፡ ንስኻ ዝሓረኹኻ፡+

ዘርኢ ኣብርሃም ፈታውየይ* ኢኻ፣+

 9 ካብ ወሰናት ምድሪ ዝወሰድኩኻ፡+

ካብ ኣዝዩ ርሑቕ ከኣ ዝጸዋዕኩኻ ኢኻ።

ኣነ ድማ በልኩኻ፦ ‘ንስኻ ጊልያይ ኢኻ፣+

ኣነ ሓርየካ ኣለኹ፣ ኣይነዓቕኩኻን ድማ።+

10 ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ።+

ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትጨነቕ።+

ከጽንዓካ፡ እወ፡ ክረድኣካ፡+

ብናይ ጽድቂ የማነይቲ ኢደይ እውን ክሕዘካ እየ።’

11 እንሆ፡ እቶም ኣባኻ ዚንድሩ ኺሓፍሩን ኪዋረዱን እዮም።+

እቶም ምሳኻ ዚብኣሱ፡ ከም ዘይነበሩ ኪዀኑን ኪጠፍኡን እዮም።+

12 ምሳኻ ዚቃለሱ ሰባት ክትደሊ፡ ግናኸ ኣይክትረኽቦምን ኢኻ፣

እቶም ዚዋግኡኻ ሰባት ከም ዘየለዉን ከም ዘይነበሩን ኪዀኑ እዮም።+

13 ብየማነይቲ ኢድካ ሒዘካ ዘለኹ፡

‘ኣይትፍራህ። ክረድኣካ እየ’ ኸኣ ዝብለካስ ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ እየ።+

14 ኣታ ሓሰኻ* ያእቆብ፡ ኣቱም ሰብ እስራኤል፡ ኣይትፍራህ፣+

ኣነ ኽረድኣካ እየ” ይብል የሆዋ እቲ ተበጃዊኻ፡+ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ።

15 “እንሆ፡ መኼዲ ገይረካ፡+

ክልተ ዝኣፉ ስኒ ዘለዎ ሓድሽ መኼዲ ገይረካ ኣለኹ።

ኣኽራን ክትረግጽን ክትደቍስን፡

ንዅርባታት ከኣ ከም ብቝቡቝ ክትገብሮም ኢኻ።

16 ከተዝርዎም ኢኻ፣

ንፋስ ድማ ኪወስዶም እዩ፣

ህቦብላ ንፋስ ከኣ ፋሕ ኬብሎም እዩ።

ብየሆዋ ኽትሕጐስ ኢኻ፣+

በቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ድማ ክትምካሕ ኢኻ።”+

17 “ስኡናትን ድኻታትን ማይ ይደልዩ ኣለዉ፡ ግናኸ የልቦን።

ልሳኖም ብጽምኢ ነቒጹ ኣሎ።+

ኣነ የሆዋ ኽምልሰሎም እየ።+

ኣነ ኣምላኽ እስራኤል ኣይክሓድጎምን እየ።+

18 ኣፍላግ ኣብ መላጥ ኵርባታት፡+

ዓይኒ ማያት ድማ ኣብ ጐላጕል ስንጭሮ ኸውሕዝ እየ።+

ንበረኻ፡ ሻምብቆ ናብ ዝመልኦ ራህያ ማይ፡

ማይ ንዘይብሉ ምድሪ ኸኣ ናብ ዓይኒ ማያት ክቕይሮ እየ።+

19 ኣብ ምድረ በዳ ኦም ቄድሮስን

ኦም ሰራውን ኦም ኣደስን ኦም ጽሕዲ ኣለጶን ክተክል እየ።+

ኣብ ጐልጐል ምድረ በዳ ኦም ጽሕዲ፡*

ምስኡ ድማ ኦም ልብኒን* ጽሕዲ ቆጵሮስን ክተክል እየ፣+

20 ኢድ የሆዋ ነዚ ኸም ዝገበሮ፡

እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከኣ ከም ዝፈጠሮ፡

ኵሎም ምእንቲ ኺርእዩን ምእንቲ ኺፈልጡን

ምእንቲ ኬቕልቡን ምእንቲ ኺርድኡን፡ ከምኡ ኽገብር እየ።”+

21 “ጕዳይኩም ኣቕርቡ” ይብል የሆዋ።

“መጐተኹም ኣምጽኡ” ይብል እቲ ንጉስ ያእቆብ።

22 “መርትዖ ኣምጽኡ እሞ፡ እቲ ዚኸውን ንገሩና።

ክንሓስበሉን* ውጽኢቱ ኽንፈልጦንሲ፡

ብዛዕባ እቲ ዝቐደመ* ንገሩና።

ወይ ብዛዕባ ዚመጽእ ኣስምዑና።+

23 ኣማልኽቲ ምዃንኩም ምእንቲ ኽንፈልጥሲ፡

ኣብ መጻኢ ዚኸውን ንገሩና።+

እወ፡ ምስ ረኣናዮ ኽንግረመሉስ፡

ጽቡቕ ወይ ክፉእ ግበሩ።+

24 እንሆ፡ ንስኻትኩም ዘየለኹም ኢኹም፣

ሓንቲ እኳ ኣይትዓምሙን ኢኹም።+

ንዓኻትኩም ዚሓሪ ዘበለ ፍንፉን እዩ።+

25 ንሓደ ኻብ ሰሜን ኣተንሲአዮ ኣለኹ፣ ንሱ እውን ኪመጽእ፡+

እቲ ኻብ ምብራቕ ጸሓይ ዝዀነ+ ኸኣ ንስመይ ኪጽውዕ እዩ።

ከምቲ ሰራሕ ካይላ ንጭቃ ዚረግጾ፡

ንገዛእቲ* ኸም ጸብሪ ኺረግጾም እዩ።+

26 ምእንቲ ኽንፈልጥሲ፡ ካብ መጀመርታ፡

‘ቅኑዕ እዩ’ ኽንብልሲ፡ ካብ ቀደም ብዛዕባ እዚ ዝነገረ መን እዩ፧+

ብሓቂ፡ ሓደ እኳ ኣይነገረን!

ሓደ እኳ ኣየስምዐን!

ካባኻትኩም ዝሰምዐስ ሓደ እኳ የልቦን!”+

27 ቅድሚ ዅሉ ንጽዮን፡ “እነዉ! እነዉ!” ዝበልክዋ ኣነ እየ።+

ናብ የሩሳሌም ድማ ኣበሳሪ ኽሰድድ እየ።+

28 ግናኸ፡ ጠመትኩ፡ ሓደ እኳ ኣይነበረን፣

ምኽሪ ዚህብሲ ኻባታቶም ሓደ እኳ ኣይነበረን።

ኪምልሱ ኸኣ መመሊሰ ሓተትክዎም።

29 እንሆ፡ ኵላቶም ናይ ሓሶት* እዮም።

ግብርታቶም ገለ እኳ ኣይኰነን።

ፍሱስ ምስሎም ንፋስን ብላሽን እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ