ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • መስዋእቲ ሕብረት (1-17)

        • ስብሒ ወይ ደም ኣይትብልዑ (17)

ዘሌዋውያን 3:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መስዋእቲ ሰላም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 22:21፣ ዘሁ 6:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 15-16

ዘሌዋውያን 3:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:29-31
  • +ዘጸ 29:13፣ ዘሌ 7:23-25፣ 1ነገ 8:64

ዘሌዋውያን 3:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:1-4

ዘሌዋውያን 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:12
  • +ዘሌ 4:29, 31

ዘሌዋውያን 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 6:13, 14

ዘሌዋውያን 3:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ገንሸል ካብ ዕየት ዚዓቢ፡ ንእሽቶ ተባዕታይ በጊዕ እዩ።

ዘሌዋውያን 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:22፣ ዘሌ 9:18-20፣ 2ዜና 7:7

ዘሌዋውያን 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:8, 9፣ 9:10

ዘሌዋውያን 3:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እንጌራ፡” ማለት፡ ግደ ኣምላኽ ዝዀነ መስዋእቲ ሕብረት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 11/2020፡ ገጽ 3

ዘሌዋውያን 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:24, 26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 23

ዘሌዋውያን 3:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 23

ዘሌዋውያን 3:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እንጌራ፡” ማለት፡ ግደ ኣምላኽ ዝዀነ መስዋእቲ ሕብረት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:23፣ 1ሳሙ 2:15-17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 23

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 11/2020፡ ገጽ 3

ዘሌዋውያን 3:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 17:10, 13፣ ዘዳ 12:23፣ ግብ 15:20, 29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 32

    15/5/2004፡ ገጽ 22

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 3:1ዘሌ 22:21፣ ዘሁ 6:13, 14
ዘሌ. 3:3ዘሌ 7:29-31
ዘሌ. 3:3ዘጸ 29:13፣ ዘሌ 7:23-25፣ 1ነገ 8:64
ዘሌ. 3:4ዘሌ 7:1-4
ዘሌ. 3:5ዘሌ 6:12
ዘሌ. 3:5ዘሌ 4:29, 31
ዘሌ. 3:6ዘሁ 6:13, 14
ዘሌ. 3:9ዘጸ 29:22፣ ዘሌ 9:18-20፣ 2ዜና 7:7
ዘሌ. 3:10ዘሌ 4:8, 9፣ 9:10
ዘሌ. 3:11ዘሌ 4:31
ዘሌ. 3:14ዘሌ 4:24, 26
ዘሌ. 3:16ዘሌ 7:23፣ 1ሳሙ 2:15-17
ዘሌ. 3:17ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 17:10, 13፣ ዘዳ 12:23፣ ግብ 15:20, 29
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 3:1-17

ዘሌዋውያን

3 “‘መስዋእቱ መስዋእቲ ሕብረት*+ እንተ ዀይኑ እሞ፡ ካብ ከብቲ፡ ተባዕታይ ወይ ኣንስተይቲ እንተ ኣቕሪቡ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ጥዑይ የቕርብ። 2 ኢዱ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ርእሲ መስዋእቱ የንብር፣ እቲ መስዋእቲ ድማ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ይተሓረድ። ደቂ ኣሮን እቶም ካህናት ድማ ነቲ ደሙ ኣብ ዙርያ እቲ መሰውኢ ይንጸግዎ። 3 ገለ ኻብቲ መስዋእቲ ሕብረት፡ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን የቕርበሉ፦+ እዚ ኸኣ እቲ ንኣምዑት ዜጐልብብ ስብሕን ኵሉ እቲ ንኣምዑት ዚኸብቦ ስብሕን+ 4 ክልቲአን ኵሊት ምስቲ ኣብአን ኣብ ጥቓ ሽምጢ ዘሎ ስብሕን እዩ። ነቲ ኣብ ልዕሊ ጸላም ከብዲ ዘሎ ስብሒ ምስተን ኰላሊት እውን ይፍለ።+ 5 ደቂ ኣሮን ድማ ኣብቲ መሰውኢ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ሓዊ ዘሎ ዕንጨይቲ ንዚሓርር መስዋእቲ የሕርርዎ፣+ እዚ ንየሆዋ ጥዑም ዝጨናኡ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ እዩ።+

6 “‘እቲ ንየሆዋ ንመስዋእቲ ሕብረት ዚኸውን መስዋእቱ ኻብ ጤለ በጊዕ እንተ ዀይኑ፡ ተባዕታይ ወይ ኣንስተይቲ፡ ጥዑይ የቕርብ።+ 7 ንመስዋእቱ ገንሸል* እንተ ኣቕሪቡ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የቕርቦ። 8 ኢዱ ኣብ ልዕሊ ርእሲ መስዋእቱ የንብር፣ እቲ መስዋእቲ ኸኣ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ይተሓረድ። ደቂ ኣሮን ድማ ነቲ ደሙ ኣብ ዙርያ እቲ መሰውኢ ይንጸግዎ። 9 ንስብሒ እቲ መስዋእቲ ሕብረት፡ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን የቕርቦ።+ ነቲ ኣብ ጥቓ ቐራጺቶ ዘሎ ዀልኰል ብምሉኡን እቲ ንኣምዑት ዜጐልብብ ስብሕን ኵሉ እቲ ንኣምዑት ዚኸብቦ ስብሕን ይፍለ፣ 10 ንኽልቲአን ኵሊት ምስቲ ኣብአን ኣብ ጥቓ ሽምጢ ዘሎ ስብሒ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ጸላም ከብዲ ዘሎ ስብሒ ምስተን ኰላሊት እውን ይፍለ።+ 11 እቲ ኻህን ድማ ኣብቲ መሰውኢ ምግቢ* ኪኸውን የሕርሮ፣ እዚ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ እዩ።+

12 “‘መስዋእቱ ጤል እንተ ዀይና፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የቕርባ። 13 ኢዱ ኣብ ልዕሊ ርእሳ የንብር፣ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ከኣ ትተሓረድ። ደቂ ኣሮን ድማ ነቲ ደማ ኣብ ዙርያ እቲ መሰውኢ ይንጸግዎ። 14 እቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን ዜቕርቦ ኽፋል፡ እቲ ንኣምዑት ዜጐልብብ ስብሕን ኵሉ እቲ ንኣምዑት ዚኸብቦ ስብሕን+ 15 ክልቲአን ኵሊትን ምስቲ ኣብአን ኣብ ጥቓ ሽምጢ ዘሎ ስብሕን እዩ። ነቲ ኣብ ልዕሊ ጸላም ከብዲ ዘሎ ስብሒ ምስተን ኰላሊት እውን ይፍለ። 16 እቲ ኻህን ድማ ኣብቲ መሰውኢ ምግቢ* ኪኸውን የሕርሮ፣ እዚ ብሓዊ ዚግበር ጥዑም ዝጨናኡ መስዋእቲ እዩ። ኵሉ ስብሒ ናይ የሆዋ እዩ።+

17 “‘እዚ ኣብ እትነብሩሉ ዅሉ ንውሉድ ወለዶኹም ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹን፦ ስብሒ ዘበለ ወይ ደም+ ዘበለ ኣይትብልዑ።’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ