ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • ትእዛዛት ብዛዕባ መስዋእቲ (1-21)

        • መስዋእቲ በደል (1-10)

        • መስዋእቲ ሕብረት (11-21)

      • ስብሒ ወይ ደም ምብላዕ ተኸልከለ (22-27)

      • ግደ ኻህናት (28-36)

      • መደምደምታ ብዛዕባ መስዋእቲ (37, 38)

ዘሌዋውያን 7:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 5:6፣ 6:6፣ 14:2, 12፣ 19:20, 21፣ ዘሁ 6:12

ዘሌዋውያን 7:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 9:22
  • +ዘሌ 3:1, 2፣ 5:9

ዘሌዋውያን 7:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:13, 14፣ ዘሌ 3:9, 17፣ 4:8, 9፣ 8:18, 20

ዘሌዋውያን 7:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:3, 4

ዘሌዋውያን 7:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:14-16

ዘሌዋውያን 7:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 5:13፣ 6:14, 16፣ ዘሁ 18:9
  • +ዘሌ 2:3

ዘሌዋውያን 7:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:25, 26፣ 14:13

ዘሌዋውያን 7:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:14፣ ዘሌ 1:6

ዘሌዋውያን 7:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:20, 21፣ 1ዜና 23:29
  • +ዘሌ 2:3-7፣ ዘሁ 18:9፣ 1ቈረ 9:13

ዘሌዋውያን 7:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 14:21
  • +ዘሌ 5:11፣ ዘሁ 5:15

ዘሌዋውያን 7:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:1፣ 7:20፣ 22:21፣ 1ቈረ 10:16

ዘሌዋውያን 7:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 22:29፣ 2ዜና 29:31

ዘሌዋውያን 7:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:25, 26፣ 10:14፣ ዘሁ 18:8

ዘሌዋውያን 7:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 22:29, 30

ዘሌዋውያን 7:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 22:21
  • +ዘሌ 22:23፣ ዘዳ 12:5, 6

ዘሌዋውያን 7:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:5, 6

ዘሌዋውያን 7:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:7, 8

ዘሌዋውያን 7:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 19:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 11/2020፡ ገጽ 3

ዘሌዋውያን 7:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 12:2, 4
  • +ዘሌ 11:21-24፣ ዘዳ 14:7
  • +ዘሌ 11:10፣ ዘዳ 14:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 11/2020፡ ገጽ 3

ዘሌዋውያን 7:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ገንሸል ካብ ዕየት ዚዓቢ፡ ንእሽቶ ተባዕታይ በጊዕ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:16, 17፣ 4:8-10፣ 1ሳሙ 2:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 11/2020፡ ገጽ 3

ዘሌዋውያን 7:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 22:31፣ ዘሌ 17:15

ዘሌዋውያን 7:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 3:17፣ 17:10፣ ዘዳ 12:16፣ 1ሳሙ 14:33፣ ግብ 15:20, 29

ዘሌዋውያን 7:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 17:14

ዘሌዋውያን 7:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:1

ዘሌዋውያን 7:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:3
  • +ዘጸ 29:24፣ ዘሌ 8:25-27፣ 9:21

ዘሌዋውያን 7:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:3-5
  • +ዘሌ 8:29

ዘሌዋውያን 7:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:27, 28፣ ዘሌ 10:14፣ ዘሁ 6:20

ዘሌዋውያን 7:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 18:3

ዘሌዋውያን 7:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 10:14

ዘሌዋውያን 7:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:1፣ 29:4, 7፣ 40:13

ዘሌዋውያን 7:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 40:15፣ ዘሌ 8:12

ዘሌዋውያን 7:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:9
  • +ዘሌ 2:1፣ 6:14
  • +ዘሌ 6:25
  • +ዘሌ 5:6፣ 7:1
  • +ዘጸ 29:1፣ ዘሌ 6:20
  • +ዘሌ 3:1

ዘሌዋውያን 7:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:2
  • +ዘጸ 34:27

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 7:1ዘሌ 5:6፣ 6:6፣ 14:2, 12፣ 19:20, 21፣ ዘሁ 6:12
ዘሌ. 7:2እብ 9:22
ዘሌ. 7:2ዘሌ 3:1, 2፣ 5:9
ዘሌ. 7:3ዘጸ 29:13, 14፣ ዘሌ 3:9, 17፣ 4:8, 9፣ 8:18, 20
ዘሌ. 7:4ዘሌ 3:3, 4
ዘሌ. 7:5ዘሌ 3:14-16
ዘሌ. 7:6ዘሌ 5:13፣ 6:14, 16፣ ዘሁ 18:9
ዘሌ. 7:6ዘሌ 2:3
ዘሌ. 7:7ዘሌ 6:25, 26፣ 14:13
ዘሌ. 7:8ዘጸ 29:14፣ ዘሌ 1:6
ዘሌ. 7:9ዘሌ 6:20, 21፣ 1ዜና 23:29
ዘሌ. 7:9ዘሌ 2:3-7፣ ዘሁ 18:9፣ 1ቈረ 9:13
ዘሌ. 7:10ዘሌ 14:21
ዘሌ. 7:10ዘሌ 5:11፣ ዘሁ 5:15
ዘሌ. 7:11ዘሌ 3:1፣ 7:20፣ 22:21፣ 1ቈረ 10:16
ዘሌ. 7:12ዘሌ 22:29፣ 2ዜና 29:31
ዘሌ. 7:14ዘሌ 6:25, 26፣ 10:14፣ ዘሁ 18:8
ዘሌ. 7:15ዘሌ 22:29, 30
ዘሌ. 7:16ዘሌ 22:21
ዘሌ. 7:16ዘሌ 22:23፣ ዘዳ 12:5, 6
ዘሌ. 7:17ዘሌ 19:5, 6
ዘሌ. 7:18ዘሌ 19:7, 8
ዘሌ. 7:20ዘሁ 19:20
ዘሌ. 7:21ዘሌ 12:2, 4
ዘሌ. 7:21ዘሌ 11:21-24፣ ዘዳ 14:7
ዘሌ. 7:21ዘሌ 11:10፣ ዘዳ 14:10
ዘሌ. 7:23ዘሌ 3:16, 17፣ 4:8-10፣ 1ሳሙ 2:16, 17
ዘሌ. 7:24ዘጸ 22:31፣ ዘሌ 17:15
ዘሌ. 7:26ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 3:17፣ 17:10፣ ዘዳ 12:16፣ 1ሳሙ 14:33፣ ግብ 15:20, 29
ዘሌ. 7:27ዘሌ 17:14
ዘሌ. 7:29ዘሌ 3:1
ዘሌ. 7:30ዘሌ 3:3
ዘሌ. 7:30ዘጸ 29:24፣ ዘሌ 8:25-27፣ 9:21
ዘሌ. 7:31ዘሌ 3:3-5
ዘሌ. 7:31ዘሌ 8:29
ዘሌ. 7:32ዘጸ 29:27, 28፣ ዘሌ 10:14፣ ዘሁ 6:20
ዘሌ. 7:33ዘዳ 18:3
ዘሌ. 7:34ዘሌ 10:14
ዘሌ. 7:35ዘጸ 28:1፣ 29:4, 7፣ 40:13
ዘሌ. 7:36ዘጸ 40:15፣ ዘሌ 8:12
ዘሌ. 7:37ዘሌ 6:9
ዘሌ. 7:37ዘሌ 2:1፣ 6:14
ዘሌ. 7:37ዘሌ 6:25
ዘሌ. 7:37ዘሌ 5:6፣ 7:1
ዘሌ. 7:37ዘጸ 29:1፣ ዘሌ 6:20
ዘሌ. 7:37ዘሌ 3:1
ዘሌ. 7:38ዘሌ 1:2
ዘሌ. 7:38ዘጸ 34:27
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 7:1-38

ዘሌዋውያን

7 “‘ሕጊ መስዋእቲ በደል ድማ እዚ እዩ፦+ ንሱ ቕዱስ ቅዱሳን እዩ። 2 ነቲ መስዋእቲ በደል ኣብታ ዚሓርር መስዋእቲ ዚሓርዱላ ቦታ ይሕረድዎ፣ ደሙ+ ኸኣ ኣብ ዙርያ እቲ መሰውኢ ይነጸግ።+ 3 ኵሉ ስብሑ፡+ እንተላይ ኰልኰሉን ንኣምዑት ዜጐልብብ ስብሕን 4 ክልቲአን ኵሊት ምስቲ ኣብአን ኣብ ጥቓ ሽምጢ ዘሎ ስብሕን የቕርቦ። ነቲ ኣብ ልዕሊ ጸላም ከብዲ ዘሎ ስብሒ ምስተን ኰላሊት እውን ይፍለ።+ 5 እቲ ኻህን ከኣ ነዚ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ፡ ኣብቲ መሰውኢ የሕርሮ።+ ንሱ መስዋእቲ በደል እዩ። 6 ካህን ዝዀነ ዅሉ ተባዕታይ ይብልዓዮ፣+ ኣብ ቅዱስ ቦታ ድማ ይበላዕ። ንሱ ቕዱስ ቅዱሳን እዩ።+ 7 እቲ ሕጊ መስዋእቲ በደል፡ ከም ሕጊ መስዋእቲ ሓጢኣት እዩ፣ ናይቲ ብእኡ ዜተዓርቕ ካህን እዩ።+

8 “‘እቲ ኻህን ምእንቲ ሓደ ሰብ ዚሓርር መስዋእቲ ኬቕርብ ከሎ፡ ቈርበት+ እቲ ናብቲ ኻህን ዝቐረበ ዚሓርር መስዋእቲ ናቱ ይኹን።

9 “‘ኵሉ እቲ ኣብ እቶን ዚስንከት፡ ወይ ከኣ ኣብ ድስቲ ወይ ኣብ መቕሎ ዚዳሎ መስዋእቲ እኽሊ+ ናይቲ ዜቕርቦ ኻህን እዩ። ናቱ ይኹን።+ 10 ኵሉ እቲ ብዘይቲ እተቘምጥዐ+ ወይ ንቑጽ+ መስዋእቲ ብልዒ ግና ንደቂ ኣሮን ይኹን፣ ነፍሲ ወከፎም ማዕረ ግደ ይሃልዎም።

11 “‘ሕጊ እቲ ንየሆዋ ዚቐርብ መስዋእቲ ሕብረት+ ድማ እዚ እዩ፦ 12 መግለጺ ምስጋና ኪኸውን እንተ ኣቕሪብዎ፡+ ምስቲ መስዋእቲ ምስጋና፡ ብዘይቲ እተቘምጥዐ ዘይበዅዐ ዓንኬላዊ ቕጫታትን ዘይቲ እተለኽየ ዘይበዅዐ ረቀቕቲ ቕጫታትን ካብ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቘምጥዐን እተለውሰን ዓንኬላዊ ቕጫታትን የቕርብ። 13 ነቲ መስዋእቱ ምስ ዝበዅዐ ዓንኬላዊ እንጌራን ምስቲ መስዋእቲ ምስጋና ዝዀነ መስዋእቲ ሕብረቱን የቕርቦ። 14 ካብ ኵሉ እዚ መስዋእትታት እዚ ሓሓደ ቕዱስ ግደ ንየሆዋ የቕርበሉ፣ እዚ ናይቲ ደም መስዋእቲ ሕብረት ዚነጽግ ካህን እዩ።+ 15 ስጋ እቲ መስዋእቲ ምስጋና ዝዀነ ናይ ሕብረት መስዋእቱ፡ በታ ዚስውኣላ መዓልቲ ይበላዕ። ካብኡ ገለ እኳ ኽሳዕ ንግሆ ኣየትርፍ።+

16 “‘እቲ ዜቕርቦ መስዋእቱ ናይ መብጽዓ+ ወይ ናይ መስዋእቲ ፍታው+ እንተ ዀይኑ፡ በታ መስዋእቱ ዘቕረበላ መዓልቲ ይበላዕ፣ እቲ ኻብኡ ዝተረፈ እውን ንጽብሒቱ ይበላዕ። 17 ካብቲ ስጋ መስዋእቲ ኽሳዕ ሳልሰይቲ መዓልቲ ዝተረፈ ግና፡ ብሓዊ ይንደድ።+ 18 ግናኸ፡ ካብቲ ስጋ መስዋእቲ ሕብረቱ ኣብታ ሳልሰይቲ መዓልቲ እንተ ተበሊዑ፡ እቲ ዜቕርቦ ተቐባልነት ኣይኪህልዎን እዩ፣ ኣይኪቝጸረሉን ድማ እዩ። ፍንፉን እዩ እሞ፡ እቲ ኻብኡ ዝበልዐ ሰብ* ብስሕተቱ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ።+ 19 ርኹስ ዘበለ ዝተንከዮ ስጋ ድማ ኣይበላዕ፣ ብሓዊ ደኣ ይንደድ። ንጹህ ዘበለ ዅሉ፡ ነቲ ንጹህ ስጋ ይብልዓዮ።

20 “‘ረኺሱ ኸሎ ስጋ እቲ ንየሆዋ ዝዀነ መስዋእቲ ሕብረት ዝበልዐ ሰብ፡* እቲ ሰብ* እቲ ኻብ ህዝቡ ይመንቈስ።+ 21 ሓደ ሰብ* ርኹስ ዘበለ፡ ማለት ርኽሰት ሰብ+ ወይ ርኹስ እንስሳ፡+ ወይ ዝዀነ ጽዩፍ ርኽሰት+ እንተ ተንክዩ፡ ካብቲ ንየሆዋ ዝዀነ ስጋ መስዋእቲ ሕብረት ድማ እንተ በሊዑ፡ እቲ ሰብ* እቲ ኻብ ህዝቡ ይመንቈስ።’”

22 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 23 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ናይ ብዕራይ ወይ ናይ ገንሸል* ወይ ናይ ጤል ስብሒ ዘበለ ኣይትብልዑ።+ 24 ስብሒ ሕሉቕን ስብሒ ብኣራዊት እተሰላልዐን ንዝዀነ ይኹን ካልእ ዕላማ ይውዓል እምበር፡ ከቶ ኣይትብልዕዎ።+ 25 ካብ ስብሒ እቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን ኢሉ ዘቕረቦ እንስሳ ዝበልዐ ዘበለስ፡ ካብ ህዝቡ ይመንቈስ።

26 “‘ኣብ እትነብሩሉ ዅሉ ኸኣ፡ ናይ ኣዕዋፍ ኰነ፡ ወይ ናይ እንስሳታት ደም ዘበለ ኣይትብልዑ።+ 27 ደም ዝበልዐ ዘበለ ሰብ፡* ካብ ህዝቡ ይመንቈስ።’”+

28 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 29 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ንየሆዋ መስዋእቲ ሕብረቱ ዜቕርብ ዘበለ፡ ንገለ ኻብቲ መስዋእቲ ሕብረቱ ናብ የሆዋ የምጽኣዮ።+ 30 እቲ ስብሒ+ ምስቲ ሓኸለ፡ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን የምጽኣዮ፣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኸኣ መስዋእቲ ውዝወዛ ኪኸውን ይወዝውዞ።+ 31 እቲ ኻህን ድማ ነቲ ስብሒ ኣብ ልዕሊ እቲ መሰውኢ የሕርሮ፣+ እቲ ሓኸለ ግና ንኣሮንን ንደቁን ይኹን።+

32 “‘ካብቲ ናይ ሕብረት መስዋእትኹም፡ የማነይቲ እግሪ ነቲ ኻህን ከም ቅዱስ ግደ ሃብዎ።+ 33 ነቲ ደም መስዋእቲ ሕብረትን ስብሕን ዜቕርብ ወዲ ኣሮን፡ የማነይቲ እግሪ ግዲኡ ትኹን።+ 34 ከመይሲ፡ ሓኸለ መስዋእቲ ውዝወዛን እግሪ ቕዱስ ግደን ካብ መስዋእቲ ሕብረት እስራኤላውያን ወሲደ፡ ንእስራኤላውያን ናይ ሓዋሩ ስርዓት ገይረ፡ ንኻህን ኣሮንን ንደቁን ሂበዮም ኣለኹ።+

35 “‘እዚ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ንኻህናት፡ ማለት ንኣሮንን ንደቁን፡ በታ ንየሆዋ ኻህናት ኪዀኑ ዚቐርቡላ መዓልቲ እተመደበሎም ግደ እዩ።+ 36 የሆዋ በታ እተቐብኡላ መዓልቲ እዚ ግደ እዚ ኻብ እስራኤላውያን ኪውሃቦም ኣዚዙ እዩ።+ ንውሉድ ወለዶኦም ናይ ሓዋሩ ሕጊ እዩ።’”

37 ሕጊ ዚሓርር መስዋእትን+ መስዋእቲ እኽልን+ መስዋእቲ ሓጢኣትን+ መስዋእቲ በደልን+ መስዋእቲ ሽመትን+ መስዋእቲ ሕብረትን+ እዚ እዩ። 38 እዚ ኸኣ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ፡ በታ ንእስራኤላውያን ኣብ በረኻ ሲና መስዋእቶም ንየሆዋ ኬቕርቡ ዝኣዘዘላ መዓልቲ፡+ ኣብ ከረን ሲና ዝኣዘዞ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ