ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • ዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ መስዋእቲ በደል (1-7)

      • ትእዛዛት ብዛዕባ መስዋእቲ (8-30)

        • ዚሓርር መስዋእቲ (8-13)

        • መስዋእቲ እኽሊ (14-23)

        • መስዋእቲ ሓጢኣት (24-30)

ዘሌዋውያን 6:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 5:6
  • +ዘጸ 22:7፣ ዘሌ 19:11

ዘሌዋውያን 6:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 22:10, 11፣ ዘሌ 19:12፣ ኤፌ 4:25፣ ቈሎ 3:9

ዘሌዋውያን 6:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 5:15, 16፣ ዘሁ 5:6, 7

ዘሌዋውያን 6:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 5:15፣ 7:1፣ ኢሳ 53:10

ዘሌዋውያን 6:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 5:18

ዘሌዋውያን 6:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:38-42፣ ዘሁ 28:3፣ እብ 10:11

ዘሌዋውያን 6:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መረሃጫ።”

  • *

    ማለት፡ ብስብሒ እቲ መስዋእቲ ዝጠስጠሰ ሓምዅሽቲ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:39፣ ዘሌ 16:32፣ ህዝ 44:17
  • +ዘጸ 28:42፣ 39:27, 28
  • +ዘጸ 27:3፣ ዘሌ 1:16

ዘሌዋውያን 6:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:23፣ ህዝ 44:19
  • +ዘሌ 4:3, 12

ዘሌዋውያን 6:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:7፣ ነህ 13:30, 31
  • +ዘሌ 3:5, 16

ዘሌዋውያን 6:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 2:1፣ ዘሁ 15:3, 4

ዘሌዋውያን 6:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንመዘከርታ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 2:2, 9፣ 5:11, 12

ዘሌዋውያን 6:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 2:3፣ 5:13፣ ህዝ 44:29፣ 1ቈረ 9:13
  • +ዘሌ 10:12

ዘሌዋውያን 6:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 2:11
  • +ዘሁ 18:9
  • +ዘሌ 2:3, 10

ዘሌዋውያን 6:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 18:10
  • +ዘሌ 24:8, 9

ዘሌዋውያን 6:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ዓስራይ ኣፍ ኤፋ፡ 2.2 ሊ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:30፣ እብ 5:1
  • +ዘጸ 29:1, 2, 40, 41፣ ዘሌ 2:1፣ 9:17፣ ዘሁ 28:4, 5
  • +ዘጸ 16:36

ዘሌዋውያን 6:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 2:5፣ 7:9፣ 1ዜና 23:29

ዘሌዋውያን 6:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 10:6

ዘሌዋውያን 6:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:3
  • +ዘሌ 1:3, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 11/2020፡ ገጽ 6

ዘሌዋውያን 6:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 10:17፣ ዘሁ 18:9፣ ህዝ 44:29
  • +ዘጸ 27:9፣ ዘሌ 6:14, 16፣ ህዝ 42:13

ዘሌዋውያን 6:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:14, 18፣ 21:21, 22፣ ዘሁ 18:10
  • +ዘሌ 6:25

ዘሌዋውያን 6:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:5፣ 10:18፣ 16:27፣ እብ 13:11

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 6:2ዘሁ 5:6
ዘሌ. 6:2ዘጸ 22:7፣ ዘሌ 19:11
ዘሌ. 6:3ዘጸ 22:10, 11፣ ዘሌ 19:12፣ ኤፌ 4:25፣ ቈሎ 3:9
ዘሌ. 6:5ዘሌ 5:15, 16፣ ዘሁ 5:6, 7
ዘሌ. 6:6ዘሌ 5:15፣ 7:1፣ ኢሳ 53:10
ዘሌ. 6:7ዘሌ 5:18
ዘሌ. 6:9ዘጸ 29:38-42፣ ዘሁ 28:3፣ እብ 10:11
ዘሌ. 6:10ዘጸ 28:39፣ ዘሌ 16:32፣ ህዝ 44:17
ዘሌ. 6:10ዘጸ 28:42፣ 39:27, 28
ዘሌ. 6:10ዘጸ 27:3፣ ዘሌ 1:16
ዘሌ. 6:11ዘሌ 16:23፣ ህዝ 44:19
ዘሌ. 6:11ዘሌ 4:3, 12
ዘሌ. 6:12ዘሌ 1:7፣ ነህ 13:30, 31
ዘሌ. 6:12ዘሌ 3:5, 16
ዘሌ. 6:14ዘሌ 2:1፣ ዘሁ 15:3, 4
ዘሌ. 6:15ዘሌ 2:2, 9፣ 5:11, 12
ዘሌ. 6:16ዘሌ 2:3፣ 5:13፣ ህዝ 44:29፣ 1ቈረ 9:13
ዘሌ. 6:16ዘሌ 10:12
ዘሌ. 6:17ዘሌ 2:11
ዘሌ. 6:17ዘሁ 18:9
ዘሌ. 6:17ዘሌ 2:3, 10
ዘሌ. 6:18ዘሁ 18:10
ዘሌ. 6:18ዘሌ 24:8, 9
ዘሌ. 6:20ዘጸ 30:30፣ እብ 5:1
ዘሌ. 6:20ዘጸ 29:1, 2, 40, 41፣ ዘሌ 2:1፣ 9:17፣ ዘሁ 28:4, 5
ዘሌ. 6:20ዘጸ 16:36
ዘሌ. 6:21ዘሌ 2:5፣ 7:9፣ 1ዜና 23:29
ዘሌ. 6:22ዘዳ 10:6
ዘሌ. 6:25ዘሌ 4:3
ዘሌ. 6:25ዘሌ 1:3, 11
ዘሌ. 6:26ዘሌ 10:17፣ ዘሁ 18:9፣ ህዝ 44:29
ዘሌ. 6:26ዘጸ 27:9፣ ዘሌ 6:14, 16፣ ህዝ 42:13
ዘሌ. 6:29ዘሌ 6:14, 18፣ 21:21, 22፣ ዘሁ 18:10
ዘሌ. 6:29ዘሌ 6:25
ዘሌ. 6:30ዘሌ 4:5፣ 10:18፣ 16:27፣ እብ 13:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 6:1-30

ዘሌዋውያን

6 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 2 “ሓደ ሰብ* እንተ ሓጢኡ፡ ንየሆዋ ኸኣ እንተ ጠሊምዎ፡+ ማለት ብዛዕባ እቲ ብሕድሪ እተዋህቦ ወይ ምስኡ እተነብረ ነገር ንብጻዩ እንተ ኣታሊልዎ፡+ ወይ ንብጻዩ እንተ ዘሚትዎ ወይ እንተ ዓሚጽዎ፡ 3 ወይ ገለ ዝጠፍአ ረኺቡ ኸሎ ኣሉ እንተ ኢሉ፡ ብሓደ ኻብዚ ዝገበሮ ሓጢኣት እዚ ድማ ብሓሶት እንተ ምሒሉ፡+ ከምዚ ይግበር፦ 4 ብምሕጣኡ በዳሊ እንተ ዀይኑ፡ ነቲ ዝሰረቖ፡ ወይ ነቲ ዝመንዝዖ፡ ወይ ነቲ ዓሚጹ ዝወሰዶ፡ ወይ ነቲ ሕድሪ እተዋህቦ፡ ወይ ነቲ ጠፊኡ ዝረኸቦ፡ 5 ወይ ነቲ ብዝዀነ ነገር ብሓሶት ዝመሓለሉ ይምለሶ፣ ምሉእ ብምሉእ ይኽሓስ፣+ ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ ሓምሻይ ኣፍ ይወስኸሉ። በታ በደሉ እተረጋገጸላ መዓልቲ፡ ንዋናኡ ይሃቦ። 6 ንመስዋእቲ በደል ድማ ካብ መጓሰ፡ ከምቲ እተገምገመሉ ጥዑይ ድዑል፡ ንየሆዋ ዚቐርብ መስዋእቲ በደሉ ኪኸውን፡ ናብ ካህን የምጽእ።+ 7 እቲ ኻህን ከኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የተዓርቆ፣ እቲ በዳሊ ዝገበሮ ዝዀነ ይኹን ነገር ድማ ይቕረ ኺብሃለሉ እዩ።”+

8 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 9 “ንኣሮንን ንደቁን ከምዚ ኢልካ ኣዝዞም፦ ‘ሕጊ ዚሓርር መስዋእቲ እዚ እዩ፦+ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ ኣብ እቶን ኣብ ልዕሊ እቲ መሰውኢ ምሉእ ለይቲ ኽሳዕ ንግሆ ይኹን፣ እቲ ሓዊ ኸኣ ኣብቲ መሰውኢ ይንደድ። 10 እቲ ኻህን ወግዓዊ ኽዳን በፍታ ይከደን፣+ ኣብ ልዕሊ ስጋኡ ድማ ስረ* በፍታ ይግበር።+ ነቲ ኣብቲ መሰውኢ ኸሎ ሓዊ ዝበልዖ ሓምዅሽቲ*+ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ ሓፊሱ፡ ኣብ ጐድኒ እቲ መሰውኢ የንብሮ። 11 ሽዑ፡ ክዳውንቱ ኣውጺኡ፡+ ካልእ ክዳውንቲ ይከደን፣ ነቲ ሓምዅሽቲ ኸኣ ናብ ወጻኢ እቲ ሰፈር፡ ናብ ጽሩይ ቦታ ይውሰዶ።+ 12 እቲ ሓዊ ኣብቲ መሰውኢ ይንደድ፡ ኣይጥፋእ። እቲ ኻህን ከኣ ንግሆ ንግሆ ኣብ ልዕሊኡ ዕንጨይቲ የንድድ፣+ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ዚሓርር መስዋእቲ ይስራዕ፡ ኣብ ልዕሊኡ እውን ስብሒ መስዋእቲ ሕብረት የሕርር።+ 13 ሓዊ ወትሩ ኣብ ልዕሊ እቲ መሰውኢ ይንደድ፡ ኣይጥፋእ።

14 “‘ሕጊ መስዋእቲ እኽሊ ድማ እዚ እዩ፦+ ደቂ ኣሮን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣብ ቅድሚ እቲ መሰውኢ የቕርብዎ። 15 ሓዲኦም ካብቲ ድኹም ሓርጭ መስዋእቲ እኽልን ካብቲ ዘይቱን ኵሉ እቲ ኣብ ልዕሊ እቲ መስዋእቲ እኽሊ ዘሎ ጻዕዳ ዕጣንን ዕማዅ ወሲዱ፡ ንብምሉኡ ዚውክል መስዋእቲ* ገይሩ ኣብቲ መሰውኢ ንየሆዋ ጥዑም ጨና ኪኸውን የሕርሮ።+ 16 ነቲ ኻብኡ ዝተረፈ ድማ፡ ኣሮንን ደቁን ይብልዕዎ።+ ኣብ ቅዱስ ቦታ ኸም ቅጫ ይብልዕዎ። ኣብ ኣጸድ ድንኳን ምርኻብ ይብልዕዎ።+ 17 ምስ ብኹዕ ከኣ ኣይሰንከት።+ ካብቲ ብሓዊ ዚግበር መስዋእተይ ዝሃብክዎም ግዲኦም እዩ።+ ከም መስዋእቲ ሓጢኣትን ከም መስዋእቲ በደልን ቅዱስ ቅዱሳን እዩ።+ 18 ካብ ደቂ ኣሮን ተባዕታይ ዘበለ ዅሉ ይብልዓዮ።+ እዚ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ንውሉድ ወለዶኦም ናይ ሓዋሩ እጃሞም ይኹን።+ ዝተንከዮ ዘበለ ዅሉ ኪቕደስ እዩ።’”

19 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 20 “ኣሮንን ደቁን በታ ንሱ ዚቕብኣላ መዓልቲ ንየሆዋ ዜቕርብዎ መስዋእቲ እዚ እዩ፦+ ንናይ ወትሩ መስዋእቲ እኽሊ+ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ*+ ድኹም ሓርጭ፡ ፍርቁ ንግሆ፡ ፍርቁ ድማ ምሸት። 21 ምስ ዘይቲ ኣብ መቕሎ ይገበር።+ ነቲ ብዘይቲ እተቘምጥዐ ድማ ኣምጺእካ፡ ነቲ እተሰንከተ መስዋእቲ እኽሊ ቘራሪስካ ንየሆዋ ጥዑም ጨና ጌርካ ኣቕርበሉ። 22 እቲ ኻብ ደቁ ዝተክኦ ቕቡእ ካህን+ ከኣ ይግበሮ። ናይ ሓዋሩ ስርዓት እዩ፦ ምሉእ መስዋእቲ ኪኸውን ንየሆዋ ይሕረር። 23 ኵሉ ናይ ካህን መስዋእቲ እኽሊ፡ ምሉእ መስዋእቲ ይኹን። ኣይበላዕ።”

24 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 25 “ንኣሮንን ንደቁን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ሕጊ መስዋእቲ ሓጢኣት እዚ እዩ፦+ መስዋእቲ ሓጢኣት ኣብታ ዚሓርር መስዋእቲ ዚሕረደላ ቦታ፡+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይተሓረድ። ንሱ ቕዱስ ቅዱሳን እዩ። 26 እቲ ስለ ሓጢኣት ኢሉ ዜቕርቦ ኻህን ይብልዓዮ።+ ኣብ ቅዱስ ቦታ፡ ኣብቲ ኣጸድ ድንኳን ምርኻብ ይበላዕ።+

27 “‘ነቲ ስጋኡ ዝተንከዮ ዘበለ ዅሉ ኪቕደስ እዩ፣ ካብቲ ደም ከኣ ኣብ ገለ ኽዳን እንተ ነጢሩ፡ ነቲ ደም ዝነጠሮ ዘበለ ኣብ ቅዱስ ቦታ ዄንካ ሕጸቦ። 28 እቲ ዝበሰለሉ ኣቕሓ መሬት ድማ ይሰበር። ኣብ ኣቕሓ ነሓሲ እንተ በሲሉ ግና፡ እቲ ኣቕሓ ይፈግፈግ፡ ብማይ እውን ይተሓጸብ።

29 “‘ካብቶም ካህናት ተባዕታይ ዘበለ ዅሉ ይብልዓዮ።+ ንሱ ቕዱስ ቅዱሳን እዩ።+ 30 እቲ መስዋእቲ ሓጢኣት፡ ካብ ደሙ ኣብ መቕደስ ንምትዕራቕ ተባሂሉ ናብ ድንኳን ምርኻብ እንተ ኣትዩ ግና፡ ኣይበላዕ።+ ብሓዊ ይንደድ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ