ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መሳፍንቲ 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መሳፍንቲ—ትሕዝቶ

      • ዴቦራን ባራቅን ዝዘመርዎ መዝሙር ዓወት (1-31)

        • ከዋኽብቲ ምስ ሲሰራ ተዋግኡ (20)

        • ርባ ቂሶን ኣዕለቕለቐ (21)

        • እቶም ንየሆዋ ዜፍቅርዎ፡ ከም ጸሓይ እዮም (31)

መሳፍንቲ 5:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:4
  • +መሳ 4:6፣ እብ 11:32
  • +ዘጸ 15:1፣ መዝ 18:ልዕለ ጽሑፍ

መሳፍንቲ 5:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘው ዝበለ ጸጕሪ ዘለዎም ተዋጋእቲ ስለ ዘለዉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:10

መሳፍንቲ 5:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከዚመሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:2
  • +2ሳሙ 22:50፣ መዝ 7:17

መሳፍንቲ 5:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2015፡ ገጽ 14

መሳፍንቲ 5:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣንቀጥቀጡ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:11
  • +ዘጸ 20:2
  • +ዘጸ 19:18፣ ነህ 9:13

መሳፍንቲ 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 3:31
  • +መሳ 4:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2015፡ ገጽ 12-13

መሳፍንቲ 5:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:4
  • +መሳ 4:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2015፡ ገጽ 13

    15/11/2003፡ ገጽ 28

መሳፍንቲ 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:16, 17፣ መሳ 2:12
  • +መሳ 4:1-3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2015፡ ገጽ 12

    15/11/2003፡ ገጽ 29

    15/12/1998፡ ገጽ 11-12

መሳፍንቲ 5:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:6
  • +መሳ 4:10

መሳፍንቲ 5:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2017፡ ገጽ 30-31

መሳፍንቲ 5:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:4
  • +መሳ 5:1
  • +መሳ 4:6

መሳፍንቲ 5:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

  • *

    ወይ፡ “ናውቲ ጸሓፊ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 32:39

መሳፍንቲ 5:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:6፣ እብ 11:32
  • +መሳ 4:14

መሳፍንቲ 5:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 32:1

መሳፍንቲ 5:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዓርፎታቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 22:9
  • +እያ 19:46, 48
  • +እያ 19:24, 29

መሳፍንቲ 5:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሱ ኽሳዕ ሞት ዝነዓቐ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:6, 10
  • +መሳ 4:14

መሳፍንቲ 5:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 1:27
  • +መሳ 4:13
  • +መሳ 4:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2015፡ ገጽ 14

መሳፍንቲ 5:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2017፡ ገጽ 30

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2005፡ ገጽ 25

    15/11/2003፡ ገጽ 30

መሳፍንቲ 5:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:7, 13፣ መዝ 83:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2017፡ ገጽ 30

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2015፡ ገጽ 14

    15/12/1998፡ ገጽ 11-12

መሳፍንቲ 5:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 20:7፣ ምሳ 21:31

መሳፍንቲ 5:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2017፡ ገጽ 30

መሳፍንቲ 5:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:17
  • +መሳ 4:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2015፡ ገጽ 15

መሳፍንቲ 5:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጠስሚ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:19

መሳፍንቲ 5:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:21, 22

መሳፍንቲ 5:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 4:15, 16

መሳፍንቲ 5:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ማሕጸን።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ማሕጸን።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2015፡ ገጽ 13

    15/11/2003፡ ገጽ 31

መሳፍንቲ 5:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰላም ረኸበት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 83:9
  • +መሳ 3:10, 11, 30

ሓፈሻዊ

መሳ. 5:1መሳ 4:4
መሳ. 5:1መሳ 4:6፣ እብ 11:32
መሳ. 5:1ዘጸ 15:1፣ መዝ 18:ልዕለ ጽሑፍ
መሳ. 5:2መሳ 4:10
መሳ. 5:3ዘጸ 20:2
መሳ. 5:32ሳሙ 22:50፣ መዝ 7:17
መሳ. 5:4ዘዳ 33:2
መሳ. 5:5ዘዳ 4:11
መሳ. 5:5ዘጸ 20:2
መሳ. 5:5ዘጸ 19:18፣ ነህ 9:13
መሳ. 5:6መሳ 3:31
መሳ. 5:6መሳ 4:17
መሳ. 5:7መሳ 4:4
መሳ. 5:7መሳ 4:5
መሳ. 5:8ዘዳ 32:16, 17፣ መሳ 2:12
መሳ. 5:8መሳ 4:1-3
መሳ. 5:9መሳ 4:6
መሳ. 5:9መሳ 4:10
መሳ. 5:12መሳ 4:4
መሳ. 5:12መሳ 5:1
መሳ. 5:12መሳ 4:6
መሳ. 5:14ዘሁ 32:39
መሳ. 5:15መሳ 4:6፣ እብ 11:32
መሳ. 5:15መሳ 4:14
መሳ. 5:16ዘሁ 32:1
መሳ. 5:17እያ 22:9
መሳ. 5:17እያ 19:46, 48
መሳ. 5:17እያ 19:24, 29
መሳ. 5:18መሳ 4:6, 10
መሳ. 5:18መሳ 4:14
መሳ. 5:19መሳ 1:27
መሳ. 5:19መሳ 4:13
መሳ. 5:19መሳ 4:16
መሳ. 5:21መሳ 4:7, 13፣ መዝ 83:9
መሳ. 5:22መዝ 20:7፣ ምሳ 21:31
መሳ. 5:24መሳ 4:17
መሳ. 5:24መሳ 4:11
መሳ. 5:25መሳ 4:19
መሳ. 5:26መሳ 4:21, 22
መሳ. 5:28መሳ 4:15, 16
መሳ. 5:31መዝ 83:9
መሳ. 5:31መሳ 3:10, 11, 30
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መሳፍንቲ 5:1-31

መሳፍንቲ

5 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ዴቦራ+ ምስ ባራቅ+ ወዲ ኣቢኖዓም ኰይና እዚ መዝሙር እዚ ዘመረት፦+

 2 “ኣብ እስራኤል፡ ጸጕሪ ዘው ስለ ዝበለ፡*

ህዝቢ ብፍታዎም ስለ ዝመጹ፡+

ንየሆዋ ወድስዎ!

 3 ኣቱም ነገስታት፡ ስምዑ! ኣቱም ገዛእቲ፡ ጽን በሉ!

ንየሆዋ ኽዝምረሉ እየ።

ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል+ ውዳሰ ኽዝምረሉ* እየ።+

 4 ኦ የሆዋ፡ ካብ ሰዒር ምስ ወጻእካ፡+

ካብ ሃገር ኤዶም ድማ ምስ ከድካ፡

ምድሪ ኣንቀጥቀጠት፡ ሰማያት እውን ኣዝነሙ፡

ደበናታት ከኣ ማይ ኣዝነሙ።

 5 ኣኽራን ኣብ ቅድሚ ገጽ የሆዋ መኸኹ፡*+

ሲና እኳ ኣብ ቅድሚ ገጽ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል+ መኸኸ።+

 6 ብዘመን ሻምጋር+ ወዲ ዓናት፡

ብዘመን ያዔል፡+ መገድታት ባደመ፣

ተጓዓዝቲ ብእሉይ መገድታት ከዱ።

 7 ደቂ ገጠር ኣብ እስራኤል ተሳእኑ፣

ኣነ ዴቦራ+ ኽሳዕ ዝትንስእ፡

ኣብ እስራኤል ኣደ ዀይነ ኽሳዕ ዝትንስእ ተሳእኑ።+

 8 ሓደስቲ ኣማልኽቲ ሓረዩ፣+

ሽዑ፡ ኣብ ኣፍ ደገታት ውግእ ነበረ።+

ኣብቶም 40,000 እስራኤል፡

ዋልታ ዀነ ሕላስ ኣይተራእየን።

 9 ልበይ ምስቶም ኣዘዝቲ እስራኤል፡+

ምስቶም ምስቲ ህዝቢ ብፍታዎም ዝኸዱ እዩ።+

ንየሆዋ ወድስዎ!

10 ኣቱም ዓጓታት ኣእዱግ እትውጥሑ፡

ኣቱም ኣብ ብሉጽ ምንጻፋት እትቕመጡ፡

ኣቱም ብመገዲ እትኸዱ፡

ሕሰቡ!

11 ደሃይ ዓደልቲ ማይ ኣብ መስተዪ ማይ ተሰምዐ፣

ኣብኡ ግብርታት ጽድቂ የሆዋ፡

ግብርታት ጽድቂ እቶም ኣብ እስራኤል ዘለዉ ናቱ ደቂ ገጠር ተነግረ።

ሽዑ፡ ህዝቢ የሆዋ ናብ ኣፍ ደገታት ወረደ።

12 ንቕሒ፡ ንቕሒ፡ ኦ ዴቦራ!+

ንቕሒ፡ ንቕሒ፡ መዝሙር ዘምሪ!+

ባራቅ፡ ተንስእ!+ ኣታ ወዲ ኣቢኖዓም፡ ምሩኻትካ መሪሕካ ውሰድ!

13 ሽዑ፡ እቶም ዝተረፉ ናብቶም ልዑላን ወረዱ፣

ህዝቢ የሆዋ ምስቶም ጀጋኑ ንምጽራር ናባይ ወረደ።

14 እቶም ኣብ ስንጭሮ* ዝነበሩ፡ መበቈሎም ካብ ኤፍሬም ነበረ፣

ኦ ብንያም፡ ኣብ መንጎ ህዝብታትካ ይስዕቡኻ ኣለዉ።

ካብ ማኪር+ ኣዘዝቲ ወረዱ፡

ካብ ዛብሎን ከኣ እቶም በትሪ ኸታቢ* ዝሓዙ።

15 መሳፍንቲ ይሳኮር ምስ ዴቦራ ነበሩ፡

ባራቅ+ ድማ፡ ከም ይሳኮር ገበረ።

ናብ ጐልጐል ስንጭሮ* ብእግሩ ተሰድደ።+

ኣብ መንጎ ኽፋላት ሮቤል ብርቱዕ መርመራታት ልቢ ነበረ።

16 ደሃይ ሻምብቆ መጓሰ ኽትሰምዕሲ፡+

ኣብ መንጎ ኽልተ እተወደነ ጽዕነት ስለምንታይ እትቕመጥ፧

ንኽፋላት ሮቤል ብርቱዕ መርመራታት ልቢ ነበረ።

17 ጊልዓድ ኣብ ስግር ዮርዳኖስ ተረፈ፣+

ዳንከ ስለምንታይ ምስ መራኽብ ጸንሐ፧+

ኣሴር ኣብ ገምገም ባሕሪ ስቕ ኢሉ ተቐመጠ፡

ኣብ ወደባቱ* ኸኣ ተረፈ።+

18 ዛብሎን ህይወቱ ኽሳዕ ሞት ኣሕሊፉ ዝሃበ* ህዝቢ እዩ፣

ንፍታሌም እውን+ ኣብ ቃልዕ በረኽቲ ኸምኡ ገበረ።+

19 ነገስታት መጺኦም ተዋግኡ፣

ኣብ ታዓናክ ኣብ ጥቓ ማያት መጊዶ፡+

ነገስታት ከነኣን ተዋግኡ።+

ምርኮ ብሩር ኣይወሰዱን።+

20 ካብ ሰማይ ከዋኽብቲ ተዋግኡ፣

ካብ ቅናት ዙረቶም ምስ ሲሰራ ተዋግኡ።

21 ርባ ቂሶን፡

እወ፡ እቲ ናይ ጥንቲ ርባ፡ ርባ ቂሶን ወሰዶም።+

ኦ ነፍሰይ፡* ንሓያል ረገጽኪ።

22 ሽዑ፡ ሓያላት ኣፍራሱ እናሓነኑ ኺጋልቡ ኸለዉ፡+

ሸዀናታት ኣፍራስ ዲጕዲጕ በለ።

23 መልኣኽ የሆዋ፡ ‘ንሜሮዝ ርገምዋ’ በለ፡

‘እወ፡ ንሓገዝ የሆዋ ኣይመጹን፡

ምስቶም ጀጋኑ ንሓገዝ የሆዋ ኣይመጹን እሞ፡

ንነበርታ ርገምዎም።’

24 ያዔል+ ሰበይቲ ሔበር+ እቲ ቄናዊ፡

ካብ ኣንስቲ ብርኽቲ እያ፣

ኣብ ድንኳን ካብ ዚነብራ ኣንስቲ ብርኽቲ እያ።

25 ማይ ለመነ፣ ጸባ ሃበቶ።

ብኽቡር ሒላብ ርግኦ* ኣቕረበትሉ።+

26 ኢዳ ናብ ሽኻል፡

የማነይታ ኸኣ ናብ ሞደሻ ዓየይቲ ዘርግሐት።

ንሲሰራ ድማ ወቕዓቶ፡ ርእሱ ሓምሸሸቶ፡

መትልሑ ዘቢጣ ኣንኰለቶ።+

27 ኣብ መንጎ ኣእጋራ ቝልዕጽ ኢሉ ወዲቑ በጥ በለ፣

ኣብ መንጎ ኣእጋራ ቝልዕጽ ኢሉ ወደቐ፣

ኣብቲ እተቘልዓጸሉ፡ ኣብኡ ተሰኒፉ ወደቐ።

28 ኣደ ሲሰራ ብመስኰት ጠመተት፡

ካብ ዓይኒ ርግቢ ጭትም በለት፡

‘ሰረገላኡ ስለምንታይ ንምምጻእ ደንጕዩ፧

ደሃይ ሸዀና ሰረገላታቱኸ ስለምንታይ ደንጕዩ፧’+

29 እተን ጥበበኛታት ልዑላታ ይምልሳላ፣

እወ፡ ንሳ ባዕላ እውን ንርእሳ ትምልስ፡

30 ‘ዝረኸብዎ ምርኮ ይማቐሉ ኣለዉ ኪዀኑ ኣለዎም፡

ንነፍሲ ወከፍ ተዋጋኢ፡ ሓሓንቲ ጓል፡* ከክልተ ኣዋልድ፡*

ንሲሰራ ምርኮ ሕብራዊ ኽዳን፡ ምርኮ ሕብራዊ ኽዳን፡

ንኽሳውዲ እቶም ዘመትቲ ኸኣ

ጥሉፍ ክዳን፡ ሕብራዊ ኽዳን፡ ክልተ ጥሉፍ ክዳን።’

31 ኦ የሆዋ፡ ኵሎም ጸላእትኻ ኸምኡ ይጥፍኡ፡+

እቶም ዜፍቅሩኻ ግና፡ ከምታ ብኽብራ እትበርቕ ጸሓይ ይኹኑ።”

እታ ምድሪ ድማ 40 ዓመት ዓረፈት።*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ