ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 32
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ሰናክሪብ ንየሩሳሌም ኣስግኣ (1-8)

      • ሰናክሪብ ንየሆዋ በድሆ (9-19)

      • መልኣኽ ንሰራዊት ኣሶራውያን ወቕዖም (20-23)

      • ሕማምን ትዕቢትን ህዝቅያስ (24-26)

      • ግብርታት ህዝቅያስን ሞቱን (27-33)

2 ዜና መዋእል 32:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 31:20
  • +2ነገ 18:7, 13፣ ኢሳ 36:1

2 ዜና መዋእል 32:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 20:20

2 ዜና መዋእል 32:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሚሎ።” “ምላእ” ዝትርጉሙ ቓል እብራይስጢ።

  • *

    ወይ፡ “ተወርዋርን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:9፣ 1ነገ 9:24፣ 11:27፣ 2ነገ 12:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/1997፡ ገጽ 11

2 ዜና መዋእል 32:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንልቦም ተዛረበ።”

2 ዜና መዋእል 32:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 19:6
  • +ዘዳ 31:6, 8፣ እያ 1:6, 9፣ 2ነገ 6:16, 17፣ 2ዜና 20:15

2 ዜና መዋእል 32:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብኣዊ ብርታዐ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:9፣ ዘዳ 20:1, 4፣ እያ 10:42፣ ኤር 17:5
  • +2ዜና 20:20

2 ዜና መዋእል 32:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኵሉ ወተሃደራዊ ሓይሉን ግርማኡን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 37:8
  • +2ነገ 18:17፣ ኢሳ 36:2

2 ዜና መዋእል 32:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:19፣ ኢሳ 36:4

2 ዜና መዋእል 32:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:29, 30፣ 19:10

2 ዜና መዋእል 32:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እቲ በረኽቱን መሰውኢታቱን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:1, 4፣ 2ዜና 31:1
  • +2ነገ 18:22፣ ኢሳ 36:7

2 ዜና መዋእል 32:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 15:29፣ 17:5፣ ኢሳ 37:12
  • +2ነገ 18:33, 34፣ 19:17, 18

2 ዜና መዋእል 32:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:3፣ 15:9

2 ዜና መዋእል 32:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:29
  • +ዘጸ 5:2፣ ዘዳ 32:27፣ ዳን 3:14, 15

2 ዜና መዋእል 32:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 37:29
  • +2ነገ 17:6፣ 19:12
  • +2ነገ 19:14

2 ዜና መዋእል 32:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:26, 28፣ ኢሳ 36:11, 13

2 ዜና መዋእል 32:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 19:2, 20፣ ኢሳ 37:2
  • +2ነገ 19:14, 15፣ 2ዜና 14:11

2 ዜና መዋእል 32:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መቕደስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 76:5
  • +2ነገ 19:35-37፣ ኢሳ 37:37, 38

2 ዜና መዋእል 32:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 4:21፣ 2ዜና 17:1, 5

2 ዜና መዋእል 32:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትእምርቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 20:1, 2፣ ኢሳ 38:1, 2
  • +2ነገ 20:5, 9፣ 2ዜና 32:31፣ ኢሳ 38:8

2 ዜና መዋእል 32:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2017፡ ገጽ 26

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2005፡ ገጽ 25

2 ዜና መዋእል 32:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 26:18, 19
  • +2ነገ 20:19

2 ዜና መዋእል 32:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 1:11, 12፣ 17:1, 5
  • +1ነገ 9:17-19

2 ዜና መዋእል 32:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 1:33, 45
  • +2ሳሙ 5:9
  • +2ዜና 32:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/1997፡ ገጽ 9-10

    15/8/1996፡ ገጽ 6

2 ዜና መዋእል 32:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትእምርቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 20:8-11፣ ኢሳ 38:8
  • +2ነገ 20:12፣ ኢሳ 39:1
  • +ዘፍ 22:1
  • +ዘዳ 8:2፣ መዝ 7:9፣ 139:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2017፡ ገጽ 26

2 ዜና መዋእል 32:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 31:20, 21
  • +ኢሳ 1:1
  • +2ነገ 20:20

2 ዜና መዋእል 32:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 11:43

ሓፈሻዊ

2 ዜና 32:12ዜና 31:20
2 ዜና 32:12ነገ 18:7, 13፣ ኢሳ 36:1
2 ዜና 32:32ነገ 20:20
2 ዜና 32:52ሳሙ 5:9፣ 1ነገ 9:24፣ 11:27፣ 2ነገ 12:20
2 ዜና 32:72ነገ 19:6
2 ዜና 32:7ዘዳ 31:6, 8፣ እያ 1:6, 9፣ 2ነገ 6:16, 17፣ 2ዜና 20:15
2 ዜና 32:8ዘሁ 14:9፣ ዘዳ 20:1, 4፣ እያ 10:42፣ ኤር 17:5
2 ዜና 32:82ዜና 20:20
2 ዜና 32:9ኢሳ 37:8
2 ዜና 32:92ነገ 18:17፣ ኢሳ 36:2
2 ዜና 32:102ነገ 18:19፣ ኢሳ 36:4
2 ዜና 32:112ነገ 18:29, 30፣ 19:10
2 ዜና 32:122ነገ 18:1, 4፣ 2ዜና 31:1
2 ዜና 32:122ነገ 18:22፣ ኢሳ 36:7
2 ዜና 32:132ነገ 15:29፣ 17:5፣ ኢሳ 37:12
2 ዜና 32:132ነገ 18:33, 34፣ 19:17, 18
2 ዜና 32:14ዘጸ 14:3፣ 15:9
2 ዜና 32:152ነገ 18:29
2 ዜና 32:15ዘጸ 5:2፣ ዘዳ 32:27፣ ዳን 3:14, 15
2 ዜና 32:17ኢሳ 37:29
2 ዜና 32:172ነገ 17:6፣ 19:12
2 ዜና 32:172ነገ 19:14
2 ዜና 32:182ነገ 18:26, 28፣ ኢሳ 36:11, 13
2 ዜና 32:202ነገ 19:2, 20፣ ኢሳ 37:2
2 ዜና 32:202ነገ 19:14, 15፣ 2ዜና 14:11
2 ዜና 32:21መዝ 76:5
2 ዜና 32:212ነገ 19:35-37፣ ኢሳ 37:37, 38
2 ዜና 32:231ነገ 4:21፣ 2ዜና 17:1, 5
2 ዜና 32:242ነገ 20:1, 2፣ ኢሳ 38:1, 2
2 ዜና 32:242ነገ 20:5, 9፣ 2ዜና 32:31፣ ኢሳ 38:8
2 ዜና 32:26ኤር 26:18, 19
2 ዜና 32:262ነገ 20:19
2 ዜና 32:272ዜና 1:11, 12፣ 17:1, 5
2 ዜና 32:271ነገ 9:17-19
2 ዜና 32:302ዜና 32:4
2 ዜና 32:301ነገ 1:33, 45
2 ዜና 32:302ሳሙ 5:9
2 ዜና 32:312ነገ 20:8-11፣ ኢሳ 38:8
2 ዜና 32:312ነገ 20:12፣ ኢሳ 39:1
2 ዜና 32:31ዘፍ 22:1
2 ዜና 32:31ዘዳ 8:2፣ መዝ 7:9፣ 139:23
2 ዜና 32:322ዜና 31:20, 21
2 ዜና 32:32ኢሳ 1:1
2 ዜና 32:322ነገ 20:20
2 ዜና 32:331ነገ 11:43
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 32:1-33

2 ዜና መዋእል

32 ድሕሪ እዚ ነገራት እዝን እዚ ብተኣማንነት እተገብረ ግብርታት እዝን፡+ ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶር መጺኡ ንይሁዳ ወረራ። ነተን እተዓርዳ ኸተማታት ጥሒሱ ኣትዩ ኺሕዘን ሓሲቡ ድማ ከበበን።+

2 ህዝቅያስ ከኣ ሰናክሪብ ከም ዝመጸን ንየሩሳሌም ኪዋግኣ ኸም ዝሓሰበን ምስ ረኣየ፡ 3 ምስ መሳፍንቱን ጀጋኑኡን ተማኺሩ፡ ነቲ ኣብ ወጻኢ እታ ኸተማ ዘሎ ዓይኒ ማያት ኪደብዮ ወሰነ፣+ ንሳቶም ድማ ደገፍዎ። 4 ብዙሓት ህዝቢ ተኣኪቦም ከኣ፡ “ስለምንታይ ነገስታት ኣሶር መጺኦም ብዙሕ ማይ ዚረኽቡ፧” ኢሎም ንዅሉ ዓይኒ ማያትን ነቲ በታ ምድሪ ዚውሕዝ ርባን ዓገትዎ።

5 ንብዘሎ እቲ ፈሪሱ ዝነበረ መካበብያ ብቘራጽነት ዳግም ሃነጾ፡ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ግምብታት ሰርሐ፡ ኣብ ወጻኢ ኸኣ ካልእ መካበብያ ገበረ። ነቲ ዅምራ*+ ኸተማ ዳዊት ድማ ጸገኖ፡ ብዙሕ ኣጽዋርን* ዋላቱን እውን ገበረ። 6 ኣብ ልዕሊ እቲ ህዝቢ ኸኣ ኣሕሉቕ ተዋጋእቲ ሸመ፡ ኣብታ ኣብ ኣፍ ደገ ኸተማ ዘላ ኣደባባይ ድማ ኣከቦም፡ ከምዚ ኢሉ እውን ኣተባብዖም፦* 7 “ትብዑን በርትዑን። ካብቶም ምስኡ ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ እሞ፡ ብንጉስ ኣሶርን+ በቲ ምስኡ ዘሎ ዅሉ ህዝብን ኣይትፍርሁን ኣይትሸበሩን።+ 8 ምስኡ ዘሎ ቕልጽም ስጋ* እዩ፣ እቲ ኺረድኣናን ውግእና ኺዋግኣልናን ምሳና ዘሎ ግና የሆዋ ኣምላኽና እዩ።”+ እቲ ህዝቢ ድማ ብዘረባ ህዝቅያስ ንጉስ ይሁዳ ተበራትዐ።+

9 ድሕርዚ፡ ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶር ምስ ኵሉ ሃጸያዊ ሓይሉ* ኣብ ላኪሽ+ ከሎ፡ ገላዉኡ ናብ የሩሳሌም፡ ናብ ህዝቅያስ ንጉስ ይሁዳን ናብ ኵሎም እቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ኣይሁድን ከምዚ ኢሉ ሰደደ፦+

10 “ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶር ከምዚ ይብል፦ ‘የሩሳሌም ተኸቢባ ኸላ፡ ኣብኣ እትቕመጡስ ኣብ ምንታይ ተኣሚንኩም ኢኹም፧+ 11 ብጥሜትን ብጽምእን ምእንቲ ኽትሞቱ፡ “የሆዋ ኣምላኽና ኻብ ኢድ ንጉስ ኣሶር ኬናግፈና እዩ” እናበለ ዜስሕተኩምን ኣሕሊፉ ዚህበኩምን ዘሎስ ህዝቅያስ ደይኰነን፧+ 12 እቲ ንናይ ኣምላኽኩም በረኽትን መሰውኢታትን* ኣወጊዱ፡+ ንይሁዳን ንየሩሳሌምን፡ “ኣብ ቅድሚ ሓደ መሰውኢ ስገዱ፡ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ዕጠኑ” ዝበለስ እዚ ህዝቅያስ እዚ ደይኰነን፧+ 13 ኣነን ኣቦታተይን ንዅሎም ህዝብታት ሃገራት ዝገበርናዮምዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ኣማልኽቲ ኣህዛብ እተን ሃገራትዶ ንሃገሮም ካብ ኢደይ ኬናግፉ ኽኢሎም እዮም፧+ 14 ኣምላኽኩም ካብ ኢደይ ኬናግፈኩም ዚኽእልሲ፡ ካብቶም ኣማልኽቲ እዞም ኣቦታተይ ዘጥፍእዎም ኣህዛብ እዚኦም፡ ንህዝቡ ኻብ ኢደይ ኬናግፎ ዝኸኣለ መን እዩ፧+ 15 ሕጂ ኸኣ ህዝቅያስ በዚ ነገር እዚ ኣየታልልኩምን ኣየስሕትኩምን!+ ብእኡ ኣይትእመኑ፣ ከመይሲ፡ ንህዝቡ ኻብ ኢደይ ወይ ካብ ኢድ ኣቦታተይ ኬናግፍ ዝኸኣለ ኣምላኽ ዝዀነ ይኹን ህዝቢ ወይ መንግስቲ የልቦን። ኣምላኽኩም ግዳ ኻብ ኢደይ ምንጋፍኩም ክንደይ ዘይሰኣኖ!’”+

16 እቶም ገላዉኡ ድማ ኣንጻር የሆዋ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ኣንጻር ጊልያኡ ህዝቅያስን ተወሳኺ ነገር ተዛረቡ። 17 ንሱ እውን ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኪጸርፎን+ ኣንጻሩ ኺዛረብንሲ፡ “ከምቲ ኣማልኽቲ ኣህዛብ ሃገራት ንህዝቦም ካብ ኢደይ ኬናግፉ ዘይከኣሉ፡+ ከምኡ ኸኣ ኣምላኽ ህዝቅያስ ንህዝቡ ኻብ ኢደይ ኣይኬናግፎን እዩ” ኢሉ ደብዳበታት ጸሓፈ።+ 18 ነታ ኸተማ ምእንቲ ኺሕዝዋ ኸኣ፡ ነቶም ኣብ ልዕሊ እቲ መካበብያ ዝነበሩ ህዝቢ የሩሳሌም ኬፍርህዎምን ኬሸብርዎምን ኢሎም፡ ዓው ኢሎም ብቛንቛ ኣይሁድ ይደሃዩ ነበሩ።+ 19 ኣንጻር ኣምላኽ የሩሳሌም ድማ፡ ከምቲ ኣንጻር እቶም ስራሕ ኢድ ሰብ ዝዀኑ ኣማልኽቲ ህዝብታት ምድሪ እተዛረብዎ ገይሮም ተዛረቡ። 20 ንጉስ ህዝቅያስን ነብዪ ኢሳይያስ+ ወዲ ኣሞጽን ግና፡ ብዛዕባ እዚ ይጽልዩን ናብ ሰማያት የእውዩን ነበሩ።+

21 የሆዋ ኸኣ ሓደ መልኣኽ ሰዲዱ፡ ኣብ ሰፈር ንጉስ ኣሶር ንዝነበረ ሓያል ጅግናን መራሕን ሓለቓን ዘበለ ዅሉ ኣጥፍአ፣+ ንሱ ኸኣ ተዋሪዱ ናብ ምድሩ ተመልሰ። ናብ ቤት* ኣምላኹ ምስ ኣተወ ድማ፡ ገለ ኻብቶም ደቁ ኣብኡ ብሰይፊ ቐተልዎ።+ 22 በዚ ኸምዚ፡ የሆዋ ንህዝቅያስን ንነበርቲ የሩሳሌምን ካብ ኢድ ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶርን ካብ ኢድ ኵሎም ካልኦትን ኣድሓኖም፡ ኣብ ዙርያኦም እውን ዕረፍቲ ሃቦም። 23 ብዙሓት ከኣ ንየሆዋ ናብ የሩሳሌም መባእ ኣምጽኡሉ፣ ንህዝቅያስ ንጉስ ይሁዳ ድማ ክቡር ነገራት ኣምጽኡሉ፣+ ድሕርዚ ኸኣ፡ ንሱ ብዅሎም ኣህዛብ ኣዝዩ ተኸብረ።

24 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ህዝቅያስ ናብ ሞት ክሳዕ ዚቐርብ ሓመመ፣ ናብ የሆዋ ምስ ጸለየ ድማ፡+ ንሱ መለሰሉ፡ ምልክት* እውን ሃቦ።+ 25 ህዝቅያስ ግና ልቡ ተዓበየ እምበር፡ ነቲ እተገብረሉ ጽቡቕ ብሞሳ ኣይመለሰን፣ እዚ ኸኣ ኣብ ልዕሊኡን ኣብ ልዕሊ ይሁዳን የሩሳሌምን ቍጥዓ ኣምጽአ። 26 ግናኸ፡ ህዝቅያስ ልቡ ብምዕባዩ፡ ምስቶም ነበርቲ የሩሳሌም ኰይኑ ርእሱ ኣትሓተ፣+ ብዘመን ህዝቅያስ ድማ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ ልዕሊኦም ኣይመጸን።+

27 ህዝቅያስ ከኣ ኣዝዩ ብዙሕ ሃብትን ክብርን ነበሮ፣+ ንብሩርን ንወርቅን ንኽቡራት ኣእማንን ንዘይቲ በለሳንን ንዋላቱን ንዅሉ ዓይነት ተባሃጊ ኣቕሑን ዚዀኖ ማዕከናት ገበረ።+ 28 ንእቶት እኽልን ንጕዕሽ ወይንን ንዘይትን ዚኸውን መኽዘናት፡ ንዅለን ዓይነት ማል ድማ ጋጻት፡ ንመጓሰ እውን ደምበታት ገበረ። 29 ኣምላኽ ኣዝዩ ብዙሕ ጥሪት ሂብዎ ነበረ እሞ፡ ንዕኡ ዚኸውን ከተማታት ሰርሐ፣ ኣኺለን ዚተርፋ ማልን ጤለ በጊዕን ከብትን እውን ኣጥረየ። 30 ነቲ ላዕለዋይ ምንጪ ማያት ጊሖን+ ዓጊቱ፡ ናብ ምዕራብ ናብ ከተማ ዳዊት+ ዝኣለዮ ኸኣ ህዝቅያስ እዩ።+ ህዝቅያስ ድማ ኣብ ኵሉ ግብሩ ቐንዖ። 31 ኣፈኛታት መሳፍንቲ ባቢሎን ብዛዕባ እቲ ኣብታ ምድሪ ዝዀነ ምልክት*+ ኪሓትትዎ ምስ መጹ፡+ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኪፍትኖ ኢሉ፡+ ንዅሉ እቲ ኣብ ልቡ ዘሎ ምእንቲ ኺፈልጦ፡ በይኑ ሓደጎ።+

32 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ህዝቅያስን እቲ ብተኣማንነት ብዘርኣዮ ፍቕሩ ዝገበሮ ግብርታትን፡+ ንሱ ኣብቲ ራእይ ነብዪ ኢሳይያስ+ ወዲ ኣሞጽ፡ ኣብ መጽሓፍ ነገስታት ይሁዳን እስራኤልን ተጻሒፉ ኣሎ።+ 33 ህዝቅያስ ከኣ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፣ ኣብታ ናብ መቓብራት ደቂ ዳዊት እተደይብ ዓቐበት ድማ ቀበርዎ፣+ ኵሎም ይሁዳን ነበርቲ የሩሳሌምን ከኣ ብሞቱ ኣኽበርዎ። ኣብ ክንዳኡ ድማ ወዱ ምናሴ ነገሰ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ