ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 18
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ኤልያስ ምስ ኦብድያን ኣከኣብን ተራኸበ (1-18)

      • ኤልያስን ነብያት በዓልን ኣብ ቀርሜሎስ (19-40)

        • “ክሳዕ መዓስ ኢኹም ኣብ መንጎ ኽልተ ርእይቶ እትሕንክሱ” (21)

      • ሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ዝጸንሐ ደርቂ ኣብቅዐ (41-46)

1 ነገስት 18:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 4:25፣ ያእ 5:17
  • +መዝ 65:9, 10፣ ኤር 14:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2008፡ ገጽ 18-19

1 ነገስት 18:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:26፣ ዘዳ 28:24

1 ነገስት 18:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2006፡ ገጽ 20

1 ነገስት 18:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2006፡ ገጽ 20

1 ነገስት 18:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ርባታትን።”

1 ነገስት 18:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 1:8

1 ነገስት 18:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 17:2, 3

1 ነገስት 18:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 2:15, 16፣ ማቴ 4:1፣ ግብ 8:39

1 ነገስት 18:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 18:4

1 ነገስት 18:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣነ ኣብ ቅድሚኡ ደው ዝብል።”

1 ነገስት 18:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣታ ንእስራኤል ከም ዚግለል እትገብር።”

1 ነገስት 18:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:4፣ 1ነገ 9:9፣ 16:30-33

1 ነገስት 18:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:33
  • +እያ 19:26, 31

1 ነገስት 18:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ክልተ ምርኩስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 2:11፣ ሆሴ 10:2፣ ማቴ 12:30፣ 1ቈረ 10:21፣ 2ቈረ 6:14, 15
  • +ዘጸ 20:5፣ እያ 24:15፣ 1ሳሙ 7:3፣ መዝ 100:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 46

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2017፡ ገጽ 14-15

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 86-87

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2008፡ ገጽ 19

    15/12/2005፡ ገጽ 24-29

    1/7/2005፡ ገጽ 30-31

    1/1/1998፡ ገጽ 30

1 ነገስት 18:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 19:9, 10

1 ነገስት 18:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 87

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2008፡ ገጽ 19

1 ነገስት 18:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 6:31
  • +ዘሌ 9:23, 24፣ ዘዳ 4:24፣ መሳ 6:21፣ 1ዜና 21:26፣ 2ዜና 7:1

1 ነገስት 18:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:20፣ ኤር 10:5፣ ዳን 5:23፣ ኣን 2:18, 19፣ 1ቈረ 8:4

1 ነገስት 18:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገይሹ ኸይኸውን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 88

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2008፡ ገጽ 20

1 ነገስት 18:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1998፡ ገጽ 30

1 ነገስት 18:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከም ነብያት ኰኑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:19, 20

1 ነገስት 18:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 19:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 88-90

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2008፡ ገጽ 20

    15/12/2005፡ ገጽ 26

1 ነገስት 18:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 32:28, 30፣ 35:10፣ ኢሳ 48:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 88-90

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2008፡ ገጽ 20

1 ነገስት 18:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ሴኣ፡ 7.33 ሊ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:25፣ ዘዳ 27:6

1 ነገስት 18:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 22:9፣ ዘሌ 1:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1998፡ ገጽ 30-31

    ንዅሎም ዚኸውን መጽሓፍ፡ ገጽ 17

1 ነገስት 18:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዅሎም ዚኸውን መጽሓፍ፡ ገጽ 17

1 ነገስት 18:35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዅሎም ዚኸውን መጽሓፍ፡ ገጽ 17

1 ነገስት 18:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:41
  • +ዘፍ 26:24
  • +ዘፍ 28:13
  • +ዘሁ 16:28፣ ዮሃ 11:42

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 90

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2010፡ ገጽ 4-5

    1/1/2008፡ ገጽ 20

1 ነገስት 18:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:18፣ ህዝ 33:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 90

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2010፡ ገጽ 4-5

    1/1/2008፡ ገጽ 20

1 ነገስት 18:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 9:23, 24፣ መሳ 6:21፣ 2ዜና 7:1
  • +1ነገ 18:23, 24

1 ነገስት 18:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 5:20, 21፣ መዝ 83:9
  • +ዘዳ 13:1-5፣ 18:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 90-91

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2008፡ ገጽ 20-21

1 ነገስት 18:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 17:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 93፡ 94-95

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2008፡ ገጽ 17-18

1 ነገስት 18:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 5:17, 18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 93-94

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2008፡ ገጽ 17-18

1 ነገስት 18:43

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 94-95

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2008፡ ገጽ 18-19

1 ነገስት 18:44

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 95-97

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2009፡ ገጽ 15-16

    1/4/2008፡ ገጽ 18-20

1 ነገስት 18:45

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 12:18፣ እዮ 38:37
  • +እያ 19:17, 18፣ 1ነገ 21:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 97

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2008፡ ገጽ 20

1 ነገስት 18:46

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕቘኡ ተዓጢቑ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 97-99

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 18

    1/4/2008፡ ገጽ 20

ሓፈሻዊ

1 ነገ. 18:1ሉቃ 4:25፣ ያእ 5:17
1 ነገ. 18:1መዝ 65:9, 10፣ ኤር 14:22
1 ነገ. 18:2ዘሌ 26:26፣ ዘዳ 28:24
1 ነገ. 18:41ነገ 16:31
1 ነገ. 18:72ነገ 1:8
1 ነገ. 18:101ነገ 17:2, 3
1 ነገ. 18:122ነገ 2:15, 16፣ ማቴ 4:1፣ ግብ 8:39
1 ነገ. 18:131ነገ 18:4
1 ነገ. 18:18ዘጸ 20:4፣ 1ነገ 9:9፣ 16:30-33
1 ነገ. 18:191ነገ 16:33
1 ነገ. 18:19እያ 19:26, 31
1 ነገ. 18:21ኤር 2:11፣ ሆሴ 10:2፣ ማቴ 12:30፣ 1ቈረ 10:21፣ 2ቈረ 6:14, 15
1 ነገ. 18:21ዘጸ 20:5፣ እያ 24:15፣ 1ሳሙ 7:3፣ መዝ 100:3
1 ነገ. 18:221ነገ 19:9, 10
1 ነገ. 18:24መሳ 6:31
1 ነገ. 18:24ዘሌ 9:23, 24፣ ዘዳ 4:24፣ መሳ 6:21፣ 1ዜና 21:26፣ 2ዜና 7:1
1 ነገ. 18:26ኢሳ 45:20፣ ኤር 10:5፣ ዳን 5:23፣ ኣን 2:18, 19፣ 1ቈረ 8:4
1 ነገ. 18:27ኢሳ 41:23
1 ነገ. 18:29ኢሳ 44:19, 20
1 ነገ. 18:301ነገ 19:14
1 ነገ. 18:31ዘፍ 32:28, 30፣ 35:10፣ ኢሳ 48:1
1 ነገ. 18:32ዘጸ 20:25፣ ዘዳ 27:6
1 ነገ. 18:33ዘፍ 22:9፣ ዘሌ 1:7, 8
1 ነገ. 18:36ዘጸ 29:41
1 ነገ. 18:36ዘፍ 26:24
1 ነገ. 18:36ዘፍ 28:13
1 ነገ. 18:36ዘሁ 16:28፣ ዮሃ 11:42
1 ነገ. 18:37ኤር 31:18፣ ህዝ 33:11
1 ነገ. 18:38ዘሌ 9:23, 24፣ መሳ 6:21፣ 2ዜና 7:1
1 ነገ. 18:381ነገ 18:23, 24
1 ነገ. 18:40መሳ 5:20, 21፣ መዝ 83:9
1 ነገ. 18:40ዘዳ 13:1-5፣ 18:20
1 ነገ. 18:411ነገ 17:1
1 ነገ. 18:42ያእ 5:17, 18
1 ነገ. 18:451ሳሙ 12:18፣ እዮ 38:37
1 ነገ. 18:45እያ 19:17, 18፣ 1ነገ 21:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ነገስት 18:1-46

1 ነገስት

18 ድሕሪ እተወሰነ ግዜ፡ ኣብ ሳልሰይቲ ዓመት፡+ “ኬድካ ንኣከኣብ ተርኣዮ፣ ኣነ ድማ ኣብ ገጽ ምድሪ ዝናም ከዝንም እየ” ዚብል ቃል የሆዋ ናብ ኤልያስ መጸ።+ 2 ኤልያስ ከኣ ጥሜት ኣብ ሰማርያ በርቲዑ ኸሎ፡+ ንኣከኣብ ኪርኣዮ ኸደ።

3 ኣከኣብ ድማ ነቲ ኣብ ልዕሊ ቤተ ሰቡ ዝነበረ ኦብድያ ጸውዖ። (ኦብድያ ኸኣ ንየሆዋ ኣዝዩ ይፈርሆ ነበረ። 4 ኢዛቤል+ ንነብያት የሆዋ ኸተጥፍኦም ከላ ድማ፡ ኦብድያ 100 ነብያት ወሲዱ፡ በብ50 ገይሩ ኣብ በዓቲ ሓብኦም፣ እንጌራን ማይን ከኣ ይምግቦም ነበረ።) 5 ኣከኣብ ድማ ንኦብድያ፡ “ኣብዛ ምድሪ ናብ ኵሉ ዓይኒ ማያትን ናብ ኵሉ ስንጭሮታትን* ኪድ። ምናልባት ኣፍራስን ኣባቕልን ንምድሓን እኹል ሳዕሪ ንረክብ ንኸውን፡ ኵለን እንስሳታትና እውን ኣይሞታን ይዀና” በሎ። 6 ነታ ዚኸድዋ ምድሪ ኸኣ ተማቐልዋ። ኣከኣብ በይኑ ብሓደ መገዲ ኸደ፣ ኦብድያ እውን በይኑ ብኻልእ መገዲ ኸደ።

7 ኦብድያ ኣብ መገዲ ኸሎ ድማ፡ እንሆ፡ ኤልያስ ረኸቦ። ኣለልይዎ ኸኣ ብገጹ ተደፊኡ፡ “ጐይታይ ኤልያስ፡ ንስኻ ዲኻ፧” በለ።+ 8 ንሱ ድማ፡ “ኣነ እየ። ኬድካ ንጐይታኻ፡ ‘ኤልያስ እንሆ’ በሎ” ኢሉ መለሰሉ። 9 ንሱ ግና ከምዚ በለ፦ “ኪቐትለንስ ንጊልያኻ ኣብ ኢድ ኣከኣብ ኣሕሊፍካ እትህበኒ፡ እንታይ ሓጢኣት ገይረ እየ፧ 10 ከምቲ የሆዋ ኣምላኽካ ህያው ዝዀነ፡ ጐይታይ ኪደልየካ ዘይለኣኸሉ ህዝቢ ዀነ መንግስቲ የልቦን። ‘የሎን’ ምስ በሉ ኸኣ፡ ነታ መንግስትን ነቲ ህዝብን ኪረኽቡኻ ኸም ዘይከኣሉ ኣምሒልዎም።+ 11 ሕጂ ድማ፡ ንስኻ፡ ‘ኬድካ ንጐይታኻ፡ “ኤልያስ እንሆ” በሎ’ ትብለኒ ኣለኻ። 12 ኣነ ኻባኻ ምስ ከድኩ፡ መንፈስ የሆዋ ኣነ ናብ ዘይፈልጦ ቦታ ኺወስደካ እዩ፣+ ንኣከኣብ ምስ ነገርክዎ እሞ፡ ምስ ዘይረኽበካ፡ ኪቐትለኒ እዩ። ጊልያኻ ግና ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ንየሆዋ ይፈርሆ እዩ። 13 ኢዛቤል ንነብያት የሆዋ ኽትቀትሎም ከላ፡ ካብ ነብያት የሆዋ 100 ሰብ በብ50 ገይረ ኣብ በዓቲ ኸም ዝሓባእኩ፡ እንጌራን ማይን ድማ ከም ዝመገብክዎም፡ ንጐይታይዶ ኣይተነግሮን እዩ፧+ 14 ሕጂ ግና ንስኻ፡ ‘ኬድካ ንጐይታኻ፡ “ኤልያስ እንሆ” በሎ’ ትብለኒ ኣለኻ። ብርግጽ ኪቐትለኒ ኸኣ እዩ።” 15 ኤልያስ ግና፡ “ከምቲ እቲ ዘገልግሎ* የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ህያው ዝዀነ፡ ሎሚ ኣነ ኽርኣዮ እየ” በለ።

16 ኦብድያ ድማ ንኣከኣብ ኪረኽቦ ኸደ፣ ኣከኣብ ከኣ ንኤልያስ ኪረኽቦ ኸደ።

17 ኣከኣብ ንኤልያስ ምስ ረኣዮ፡ “ኣታ ኣብ እስራኤል ብዙሕ ጭንቂ እተምጽእ፡* ንስኻ ዲኻ፧” በሎ።

18 ንሱ ድማ፡ “ንስኻን ቤት ኣቦኻን ትእዛዛት የሆዋ ብምሕዳግኩምን ንበዓላት ብምስዓብካን እምበር፡ ኣነስ ኣብ እስራኤል ጭንቂ ኣየምጻእኩን።+ 19 ሕጂ ኸኣ ንዅሎም እስራኤልን ነቶም ኣብ መኣዲ ኢዛቤል ዚበልዑ 450 ነብያት በዓልን 400 ነብያት ዓንዲ ኣምልኾን*+ ልኢኽካ ኣብ ከረን ቀርሜሎስ+ ኣክበለይ” በሎ። 20 ኣከኣብ ድማ ናብ ኵሎም ህዝቢ እስራኤል ለኣኸ፡ ነቶም ነብያት እውን ኣብ ከረን ቀርሜሎስ ኣከቦም።

21 ኤልያስ ከኣ ናብ ኵሎም እቶም ህዝቢ ቐሪቡ፡ “ክሳዕ መዓስ ኢኹም ኣብ መንጎ ኽልተ ርእይቶ* እትሕንክሱ፧+ የሆዋ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ፡ ንዕኡ ስዓቡ፣+ በዓል እንተ ዀይኑ ድማ፡ ንዕኡ ስዓቡ” በሎም። እቶም ህዝቢ ግና ሓንቲ ቓል ኣይመለሱሉን። 22 ኤልያስ ከኣ ነቶም ህዝቢ ኸምዚ በሎም፦ “ካብ ነብያት የሆዋ፡ ኣነ በይነይ እየ ተሪፈ ዘለኹ፣+ ነብያት በዓል ግና 450 እዮም። 23 እምበኣር፡ ክልተ ዝራብዕ ይሃቡና እሞ፡ ሓደ ዝራብዕ ንዓታቶም ይሕረዩ፡ ቈራሪጾም ድማ ኣብ ልዕሊ ዕንጨይቲ የንብርዎ፡ ሓዊ ግና ኣይእጐዱሉ። ኣነ ኸኣ ነቲ ሓደ ዝራብዕ ኣሰናድየ ኣብ ልዕሊ ዕንጨይቲ ኸንብሮ እየ፡ ሓዊ ግና ኣይክኣጕደሉን እየ። 24 ንስኻትኩም ብስም ኣምላኽኩም ተማህለሉ፣+ ኣነ ድማ ብስም የሆዋ ኽምህለል እየ። እቲ ብሓዊ ምላሽ ዚህብ ኣምላኽ፡ ንሱ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ምዃኑ ኼርኢ እዩ።”+ ኵሎም እቶም ህዝቢ ኸኣ፡ “እዚ ዝበልካዮ ጽቡቕ እዩ” ኢሎም መለሱ።

25 ኤልያስ ድማ ነቶም ነብያት በዓል፡ “ንስኻትኩም ትበዝሑ እሞ፡ ቅድም ሓደ ዝራብዕ ሓሪኹም ኣሰናድዉ። ብስም ኣምላኽኩም ከኣ ተማህለሉ፡ ሓዊ ግና ኣይትእጐዱሉ” በሎም። 26 ንሳቶም ድማ ነቲ ዝሃቦም ዝራብዕ ወሲዶም ኣሰናደዉ፡ “ኦ በዓል፡ መልሰልና!” እናበሉ ኻብ ንግሆ ኽሳዕ ፍርቂ መዓልቲ ብስም በዓል ተማህለሉ። ግናኸ፡ ድምጺ ኣይነበረን፡ ዚምልስ እውን ኣይነበረን።+ ነቲ ዝሰርሕዎ መሰውኢ ኸኣ ሓንከስከስ እናበሉ ይዞርዎ ነበሩ። 27 ፍርቂ መዓልቲ ምስ ኰነ ድማ፡ ኤልያስ፡ “ንሱ ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ምናልባት ኣብ ሓሳብ ጥሒሉ ኸይህሉ፡ ወይ ጾር ኬፋዅስ ከይዱ ኸይከውን፡* ወይ ደቂሱ ኸይህሉ እሞ ምእንቲ ኺበራበርሲ፡ ዓው ኢልኩም ደኣ ጨድሩ” ኢሉ ኣላገጸሎም።+ 28 ዓው ኢሎም ከኣ ይጭድሩ፡ ከምቲ ልምዶም ድማ ደሞም ኣብ ልዕሊኦም ክሳዕ ዚፈስስ ብሽቶልን ብሕላስን ሰብነቶም ይበጥሑ ነበሩ። 29 ፍርቂ መዓልቲ ምስ ሓለፈ፡ ክሳዕ እታ ናይ ምሸት መስዋእቲ እኽሊ ዚቐርበላ ግዜ ዓበድበድ በሉ፣* ግናኸ፡ ድምጺ ኣይነበረን፡ ዚምልስ ከኣ ኣይነበረን፡ ዜቕልብ እውን ኣይነበረን።+

30 ሽዑ፡ ኤልያስ ንዅሎም እቶም ህዝቢ፡ “ናባይ ቅረቡ” በሎም። ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ ናብኡ ቐረቡ። ንሱ ኸኣ ነቲ ፈሪሱ ዝነበረ መሰውኢ የሆዋ ጸገኖ።+ 31 ኤልያስ ድማ ከም ቍጽሪ ነገዳት ደቂ እቲ “ስምካ እስራኤል ኪኸውን እዩ” ዚብል ቃል የሆዋ ዝመጸሉ ያእቆብ፡ 12 እምኒ ወሰደ።+ 32 በቲ ኣእማን ከኣ ብስም የሆዋ መሰውኢ ሰርሐ።+ ኣብ ዙርያ እቲ መሰውኢ ድማ ጕድጓድ ኰዓተ፣ እቲ ቦታ ኸኣ ክልተ ሴኣ* ዘርኢ ንምዝራእ ዚኣክል ነበረ። 33 ነቲ ዕንጨይቲ ምስ ጸፍጸፎ ድማ፡ ነቲ ዝራብዕ ቈራሪጹ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ዕንጨይቲ ኣንበሮ።+ ሽዑ፡ “ኣርባዕተ ዕትሮ ማይ መሊእኩም፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ዚሓርር መስዋእትን ኣብ ልዕሊ እቲ ዕንጨይትን ኣፍስስዎ” በለ። 34 ድሕሪኡ፡ “ድገሙ” በለ። ደገሙ ድማ። መሊሱ ኸኣ፡ “ሰልሱ” በለ። ሰለሱ ድማ። 35 እቲ ማይ ከኣ ኣብ ዙርያ እቲ መሰውኢ ወሓዘ፣ ነቲ ጕድጓድ እውን ብማይ መልኦ።

36 በታ ናይ ምሸት መስዋእቲ እኽሊ ዚቐርበላ ግዜ፡+ ነብዪ ኤልያስ ቀሪቡ ኸምዚ በለ፦ “ኦ የሆዋ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን+ ይስሃቅን+ እስራኤልን፡ ንስኻ ኣብ እስራኤል ኣምላኽ ከም ዝዀንካ፡ ኣነ ኸኣ ጊልያኻ ኸም ዝዀንኩ፡ ኵሉ እዚ ነገር እዚ እውን ብቓልካ ኸም ዝገበርክዎ፡ ሎሚ ኣፍልጥ።+ 37 ኦ የሆዋ፡ መልሰለይ፡ እዞም ህዝቢ እዚኦም ንስኻ የሆዋ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ምዃንካን ንስኻ ንልቦም ናባኻ ትመልሶ ኸም ዘለኻን ምእንቲ ኺፈልጡ፡ መልሰለይ።”+

38 ሽዑ፡ ሓዊ ኻብ የሆዋ ወረደ፡ ነቲ ዚሓርር መስዋእትን ነቲ ዕንጨይትን ነቲ ኣእማንን ነቲ ሓመድን ድማ በልዖ፣+ ነቲ ኣብ ጕድጓድ ዝነበረ ማይ ከኣ ለሓሶ።+ 39 ኵሎም እቶም ህዝቢ ነዚ ምስ ረኣዩ፡ ብኡብኡ ብገጾም ተደፊኦም፡ “የሆዋ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እዩ! የሆዋ ናይ ሓቂ ኣምላኽ እዩ!” በሉ። 40 ኤልያስ ድማ፡ “ንነብያት በዓል ሓዝዎም! ሓደ ኻባታቶም እኳ ኣየምልጥ!” በሎም። ሽዑ፡ ንሳቶም ሓዝዎም፣ ኤልያስ ከኣ ናብ ርባ ቂሶን+ ኣውሪዱ፡ ኣብኡ ሓረዶም።+

41 ኤልያስ ድማ ንኣከኣብ፡ “ደሃይ ብርቱዕ ዝናም ኣሎ እሞ፡ ደዪብካ ብላዕን ስተን” በሎ።+ 42 ኣከኣብ ከኣ ኪበልዕን ኪሰትን ደየበ፣ ኤልያስ ድማ ናብ ርእሲ ቀርሜሎስ ደዪቡ፡ ገጹ ኣብ መንጎ ኣብራኹ ገይሩ ተዀርመየ።+ 43 ንጊልያኡ ኸኣ፡ “በጃኻ፡ ደይብ እሞ፡ ናብ ባሕሪ ኣቢልካ ኣማዕዱ” በሎ። ንሱ ድማ ደዪቡ ኣማዕደወ እሞ፡ “ገለ እኳ የልቦን” በለ። ኤልያስ ከኣ ሸውዓተ ግዜ፡ “ተመለስ” በሎ። 44 ኣብታ ሻውዐይቲ ግዜ፡ እቲ ጊልያኡ፡ “እንሃ፡ ክንዲ ኢድ ሰብ እትኸውን ንእሽቶ ደበና ኻብ ባሕሪ ትልዓል ኣላ” በለ። ንሱ ድማ ከምዚ በሎ፦ “ኬድካ ንኣከኣብ፡ ‘ዝናም ከይዓግተካስ፡ ሰረገላኻ ጽዒንካ ውረድ!’ በሎ።” 45 ሽዑ፡ እቲ ሰማይ ብደበና ጸልመተ፡ ንፋስ ከኣ ነፈሰ፡ ብርቱዕ ዝናም እውን ኰነ፣+ ኣከኣብ ድማ ኣብ ሰረገላኡ ደዪቡ፡ ናብ ይዝርኤል ከደ።+ 46 ኢድ የሆዋ ግና ኣብ ልዕሊ ኤልያስ ኰነት፣ ክዳኑ ናብ ሕቘኡ ሰብሲቡ* ኸኣ፡ ክሳብ ይዝርኤል ቀቅድሚ ኣከኣብ ጐየየ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ