ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 118
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ንየሆዋ ስለቲ ዓወቱ ምምስጋን

        • ‘ንያህ ጸዊዐዮ፡ ንሱ ድማ መሊሱለይ’ (5)

        • “የሆዋ ምሳይ እዩ” (6, 7)

        • እተናዕቀ እምኒ፡ ርእሲ እምኒ መኣዝን ኰነ (22)

        • “ብስም የሆዋ ዚመጽእ” (26)

መዝሙር 118:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 19:17

መዝሙር 118:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    “ያህ” ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

  • *

    ወይ፡ “ርሒብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:19

መዝሙር 118:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 27:1
  • +ኢሳ 51:12፣ ሮሜ 8:31፣ እብ 13:6

መዝሙር 118:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ መንጎ እቶም ዚረድኡኒ እዩ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:52, 53
  • +መዝ 54:7

መዝሙር 118:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምውካልሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:4፣ 146:3, 4፣ ኤር 17:5

መዝሙር 118:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምውካልሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:6, 7

መዝሙር 118:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 20:15, 17

መዝሙር 118:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 14:11

መዝሙር 118:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብሓይሊ ደፊእካኒ” ኪኸውን ይኽእል።

መዝሙር 118:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:2፣ መዝ 18:2፣ ኢሳ 12:2

መዝሙር 118:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓወትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 89:13፣ ኢሳ 63:12

መዝሙር 118:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:6፣ ኢሳ 40:26

መዝሙር 118:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 6:5፣ 71:17

መዝሙር 118:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 66:10፣ 94:12
  • +መዝ 16:10

መዝሙር 118:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 26:2፣ ራእ 22:14

መዝሙር 118:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 24:3, 4

መዝሙር 118:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 116:1

መዝሙር 118:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ርእሲ መኣዝን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 28:16፣ ሉቃ 20:17፣ ግብ 4:11፣ 1ቈረ 3:11፣ ኤፌ 2:19, 20፣ 1ጴጥ 2:4-7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2018፡ ገጽ 32

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 9-10

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 246-247

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 12-13

    15/7/2000፡ ገጽ 14

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 20

መዝሙር 118:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 5:31
  • +ማር 12:10, 11

መዝሙር 118:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 9

መዝሙር 118:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 21:7-9፣ 23:39፣ ማር 11:7-10፣ ሉቃ 19:37, 38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 9

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 254

መዝሙር 118:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:28፣ 1ጴጥ 2:9
  • +ዘሌ 23:34፣ መዝ 42:4
  • +ዘጸ 27:2

መዝሙር 118:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:2፣ ኢሳ 25:1

መዝሙር 118:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 50:23
  • +እዝ 3:11፣ መዝ 118:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2002፡ ገጽ 13

ሓፈሻዊ

መዝ. 118:1ማቴ 19:17
መዝ. 118:5መዝ 18:19
መዝ. 118:6መዝ 27:1
መዝ. 118:6ኢሳ 51:12፣ ሮሜ 8:31፣ እብ 13:6
መዝ. 118:7ማቴ 26:52, 53
መዝ. 118:7መዝ 54:7
መዝ. 118:8መዝ 40:4፣ 146:3, 4፣ ኤር 17:5
መዝ. 118:9ህዝ 29:6, 7
መዝ. 118:102ዜና 20:15, 17
መዝ. 118:122ዜና 14:11
መዝ. 118:14ዘጸ 15:2፣ መዝ 18:2፣ ኢሳ 12:2
መዝ. 118:15መዝ 89:13፣ ኢሳ 63:12
መዝ. 118:16ዘጸ 15:6፣ ኢሳ 40:26
መዝ. 118:17መዝ 6:5፣ 71:17
መዝ. 118:18መዝ 66:10፣ 94:12
መዝ. 118:18መዝ 16:10
መዝ. 118:19ኢሳ 26:2፣ ራእ 22:14
መዝ. 118:20መዝ 24:3, 4
መዝ. 118:21መዝ 116:1
መዝ. 118:22ኢሳ 28:16፣ ሉቃ 20:17፣ ግብ 4:11፣ 1ቈረ 3:11፣ ኤፌ 2:19, 20፣ 1ጴጥ 2:4-7
መዝ. 118:23ግብ 5:31
መዝ. 118:23ማር 12:10, 11
መዝ. 118:26ማቴ 21:7-9፣ 23:39፣ ማር 11:7-10፣ ሉቃ 19:37, 38
መዝ. 118:27መዝ 18:28፣ 1ጴጥ 2:9
መዝ. 118:27ዘሌ 23:34፣ መዝ 42:4
መዝ. 118:27ዘጸ 27:2
መዝ. 118:28ዘጸ 15:2፣ ኢሳ 25:1
መዝ. 118:29መዝ 50:23
መዝ. 118:29እዝ 3:11፣ መዝ 118:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 118:1-29

መዝሙር

118 ንሱ ሕያዋይ* እዩ እሞ፡ ንየሆዋ ኣመስግንዎ፣+

ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ።

 2 እስራኤል ሕጂ፡

“ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ” ይበል።

 3 ኣብ ቤት ኣሮን ዘለዉ፡ ሕጂ፡

“ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ” ይበሉ።

 4 እቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎ፡ ሕጂ፡

“ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ” ይበሉ።

 5 ብጭንቀይ ንያህ* ጸዊዐዮ፣

ያህ ድማ መሊሱለይ፡ ናብ ውሑስ ቦታ* ኣምጺኡኒ።+

 6 የሆዋ ምሳይ እዩ፣ ኣይፈርህን እየ።+

ሰብከ እንታይ ከይገብረኒ፧+

 7 የሆዋ ምሳይ እዩ፡ ረዳእየይ እዩ፣*+

ነቶም ዚጸልኡኒ ብዓወት ክርእዮም እየ።+

 8 ኣብ ሰብ ካብ ምእማንሲ፡*

ኣብ የሆዋ ምምዕቋብ ይሓይሽ።+

 9 ኣብ መሳፍንቲ ኻብ ምእማንሲ፡*

ኣብ የሆዋ ምምዕቋብ ይሓይሽ።+

10 ኵሎም ኣህዛብ ከቢቦምኒ፣

ኣነ ግና ብስም የሆዋ

መኪተዮም።+

11 ከቢቦምኒ፡ እወ፡ ምሉእ ብምሉእ ከቢቦምኒ፣

ኣነ ግና ብስም የሆዋ

መኪተዮም።

12 ከም ንህቢ ኸቢቦምኒ፣

ግናኸ፡ ከም ሓዊ እሾዅ ብቕልጡፍ ጠፊኦም።

ኣነ ድማ ብስም የሆዋ

መኪተዮም።+

13 ክወድቕሲ ብሓይሊ ተደፊአ፣*

የሆዋ ግና ረዲኡኒ።

14 ያህ መዕቈብየይን ሓይለይን እዩ፣

ድሕነተይ እውን ኰይኑኒ እዩ።+

15 ደሃይ እልልታን ድሕነትን*

ኣብ ድንኳናት ጻድቃን ኣሎ።

የማነይቲ ኢድ የሆዋ ሓይላ ተርኢ ኣላ።+

16 የማነይቲ ኢድ የሆዋ ልዕል ትብል ኣላ፣

የማነይቲ ኢድ የሆዋ ሓይላ ተርኢ ኣላ።+

17 ግብርታት ያህ ክነግርሲ፡

ብህይወት ክነብር እየ እምበር፡ ኣይክመውትን እየ፣+

18 ያህ ኣበርቲዑ ገሲጹኒ፣+

ንሞት ግና ኣሕሊፉ ኣይሃበንን።+

19 ኣፍ ደገታት ጽድቂ ኽፈቱለይ፣+

ብእአን ክኣቱን ንያህ ክውድሶን እየ።

20 ኣፍ ደገ የሆዋ እዚኣ እያ።

ጻድቃን ብእኣ ኺኣትዉ እዮም።+

21 መሊስካለይ፡+ ድሕነተይ እውን ኴንካ ኢኻ እሞ፡

ክውድሰካ እየ።

22 እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡

ርእሲ እምኒ መኣዝን* ኰይኑ ኣሎ።+

23 እዚ ኻብ የሆዋ እዩ ዀይኑ፣+

ኣብ ኣዒንትና እውን ድንቂ እዩ።+

24 እታ የሆዋ ዝገበራ መዓልቲ እዚኣ እያ፣

ብእኣ ኽንሕጐስን ባህ ኪብለናን እዩ።

25 ኦ የሆዋ፡ ንልምነካ ኣለና፡ በጃኻ ኣድሕነና!

ኦ የሆዋ፡ በጃኻ ኣዐውተና!

26 ብስም የሆዋ ዚመጽእ ብሩኽ እዩ፣+

ካብ ቤት የሆዋ ንባርኸኩም ኣለና።

27 የሆዋስ ኣምላኽ እዩ፣

የብርሃልና እውን እዩ።+

ክሳብ ኣቕርንቲ እቲ መሰውኢ፡+

ጨናፍር ሒዝኩም ኣብ ዓጀባ በዓል ተጸምበሩ።+

28 ንስኻ ኣምላኸይ ኢኻ እሞ፡ ክውድሰካ እየ፣

ኦ ኣምላኸይ፡ ልዕል ከብለካ እየ።+

29 ንሱ ሕያዋይ* እዩ እሞ፡ ንየሆዋ ኣመስግንዎ፣+

ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ