ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ንህንጸት እታ ቤተ መቕደስ እተገብረ ምድላዋት (1-18)

2 ዜና መዋእል 2:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 12:11፣ 1ዜና 22:10
  • +1ነገ 7:1

2 ዜና መዋእል 2:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጾር ዚጾሩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:15
  • +1ነገ 5:16፣ 9:22፣ 2ዜና 2:17, 18

2 ዜና መዋእል 2:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:1
  • +2ሳሙ 5:11

2 ዜና መዋእል 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ እንጌራ ምርኣይ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:7
  • +ዘጸ 25:30
  • +ዘሁ 28:4
  • +ዘሁ 28:9
  • +ዘሁ 28:11
  • +ዘዳ 16:16

2 ዜና መዋእል 2:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 4

2 ዜና መዋእል 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:27፣ ኢሳ 66:1፣ ግብ 17:24

2 ዜና መዋእል 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:13, 14
  • +1ዜና 22:15

2 ዜና መዋእል 2:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተርሚንን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:6, 8፣ 2ዜና 3:5
  • +1ነገ 10:11
  • +1ነገ 5:9
  • +1ነገ 5:14

2 ዜና መዋእል 2:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ቆሮስ፡ 220 ሊ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

  • *

    ሓደ ባት፡ 22 ሊ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:11

2 ዜና መዋእል 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 1:11, 12
  • +1ነገ 5:7

2 ዜና መዋእል 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:13, 14፣ 2ዜና 4:11-16

2 ዜና መዋእል 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 3:14
  • +ዘጸ 31:2-5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2005፡ ገጽ 19

2 ዜና መዋእል 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 2:10

2 ዜና መዋእል 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዮጴ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:6, 8
  • +እያ 19:46, 48፣ እዝ 3:7
  • +1ነገ 5:9

2 ዜና መዋእል 2:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 22:2
  • +2ዜና 8:7, 8

2 ዜና መዋእል 2:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጾር ዚጾሩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:17, 18፣ 1ዜና 22:15
  • +1ነገ 5:15, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2005፡ ገጽ 19

ሓፈሻዊ

2 ዜና 2:1ዘዳ 12:11፣ 1ዜና 22:10
2 ዜና 2:11ነገ 7:1
2 ዜና 2:21ነገ 5:15
2 ዜና 2:21ነገ 5:16፣ 9:22፣ 2ዜና 2:17, 18
2 ዜና 2:31ነገ 5:1
2 ዜና 2:32ሳሙ 5:11
2 ዜና 2:4ዘጸ 30:7
2 ዜና 2:4ዘጸ 25:30
2 ዜና 2:4ዘሁ 28:4
2 ዜና 2:4ዘሁ 28:9
2 ዜና 2:4ዘሁ 28:11
2 ዜና 2:4ዘዳ 16:16
2 ዜና 2:61ነገ 8:27፣ ኢሳ 66:1፣ ግብ 17:24
2 ዜና 2:71ነገ 7:13, 14
2 ዜና 2:71ዜና 22:15
2 ዜና 2:81ነገ 5:6, 8፣ 2ዜና 3:5
2 ዜና 2:81ነገ 10:11
2 ዜና 2:81ነገ 5:9
2 ዜና 2:81ነገ 5:14
2 ዜና 2:101ነገ 5:11
2 ዜና 2:122ዜና 1:11, 12
2 ዜና 2:121ነገ 5:7
2 ዜና 2:131ነገ 7:13, 14፣ 2ዜና 4:11-16
2 ዜና 2:142ዜና 3:14
2 ዜና 2:14ዘጸ 31:2-5
2 ዜና 2:152ዜና 2:10
2 ዜና 2:161ነገ 5:6, 8
2 ዜና 2:16እያ 19:46, 48፣ እዝ 3:7
2 ዜና 2:161ነገ 5:9
2 ዜና 2:171ዜና 22:2
2 ዜና 2:172ዜና 8:7, 8
2 ዜና 2:181ነገ 5:17, 18፣ 1ዜና 22:15
2 ዜና 2:181ነገ 5:15, 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 2:1-18

2 ዜና መዋእል

2 ሰሎሞን ድማ፡ ንስም የሆዋ ቤት፡+ ንመንግስቱ እውን ቤት* ኪህነጽ ኣዘዘ።+ 2 ሰሎሞን ከኣ፡ 70,000 ተራ ሸቃሎ፡* 80,000 እውን ወቐርቲ ኣእማን ኣብ ኣኽራን፡+ ኣብ ልዕሊኦም ድማ 3,600 ሓለፍቲ ቘጸረ።+ 3 ሰሎሞን ከኣ ንሒራም+ ንጉስ ጢሮስ ከምዚ ኢሉ ለኣኸሉ፦ “ከምቲ ንኣቦይ ዳዊት ዚነብረላ ቤት* ኪሰርሕ ከሎ ዕንጨይቲ ቄድሮስ ብምስዳድ ዝገበርካሉ፡ ንዓይ እውን ከምኡ ግበረለይ።+ 4 እንሆ፡ ኣነ ንስም የሆዋ ኣምላኸይ ንዕኡ እትቕደስ፡ ኣብ ቅድሚኡ ጥዑም ዝጨናኡ ዕጣን ዚዕጠነላ፡+ እተደራረበ እንጌራ* ወትሩ ዚግበረላ፡+ ንግሆን ምሸትን+ ብሰናብትን+ ብሰርቅታት ወርሕን+ ብበዓላት+ የሆዋ ኣምላኽናን ዚሓርር መስዋእቲ ዚስውኣላ ቤት እሃንጽ ኣለኹ። እዚ ንእስራኤል ናይ ሓዋሩ ግዴታ እዩ። 5 ኣምላኽና ኻብ ኵሎም ኣማልኽቲ ዚዓቢ እዩ እሞ፡ እታ ኣነ ዝሃንጻ ዘለኹ ቤት ዓባይ ክትከውን እያ። 6 ንዕኡ ቤት ኪሃንጸሉ ዚኽእልከ መን ኣሎ፧ ንዕኡስ ሰማያትን ሰማየ ሰማያትን እኳ ኺሕዝዎ ኣይክእሉን እዮም፣+ ኣብ ቅድሚኡ ምእንቲ ኺዕጠነላ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ቤት ዝሰርሓሉ ኣነ መን እየ፧ 7 ሕጂ ድማ ብወርቅን ብብሩርን ብነሓስን+ ብሓጺንን ጁዅ ብዝሕብሩ ጸምርን ብድሙቕ ቀይሕን ብሰማያዊ ፈትልን ብምስራሕ ክኢላ ዝዀነ፡ ቅርጺ ምቕራጽ ከኣ ዚፈልጥ ኢደ ጥበበኛ ስደደለይ። ንሱ ምስቶም ኣቦይ ዳዊት ዘዳለዎም ኣብ ይሁዳን ኣብ የሩሳሌምን ዘለዉ ኽኢላታት ኢደ ጥበበኛታተይ ኪሰርሕ እዩ።+ 8 ገላዉኻ ብምቝራጽ ኣእዋም ሊባኖስ ምኩራት ምዃኖም ኣጸቢቐ እፈልጥ እየ እሞ፡ ካብ ሊባኖስ ኣዕጫው ቄድሮስን ጽሕድን*+ ሰንደልን+ እውን ስደደለይ።+ ገላዎይ ከኣ ምስ ገላዉኻ ኺዓይዩ፡+ 9 ብዙሕ ኣዕጫው እውን ኬዳልዉለይ እዮም፣ እታ ዝሃንጻ ቤትሲ ኣዝያ ዓባይ ክትከውን እያ። 10 እንሆ ድማ፡ ንገላዉኻ፡ ነቶም ኣእዋም ዚቘርጹ ቘረጽቲ ዕንጨይቲ ዚኸውን ምግቢ፡ 20,000 ቆሮስ* ስርናይን 20,000 ቆሮስ ስገምን 20,000 ባት* ወይንን 20,000 ባት ዘይትን ክህብ እየ።”+

11 ሒራም ንጉስ ጢሮስ ከኣ ንሰሎሞን፡ “የሆዋ ንህዝቡ ስለ ዜፍቅሮ፡ ንዓኻ ኣብ ልዕሊኦም ንጉስ ገይሩካ” ኢሉ መልእኽቲ ብጽሑፍ ለኣኸሉ። 12 ሒራም ድማ ቀጺሉ ኸምዚ በለ፦ “እቲ ሰማያትን ምድርን ዝገበረ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል፡ ምስትውዓልን ኣእምሮን ዘለዎ፡+ ንየሆዋ ቤት፡ ንመንግስቱ እውን ቤት ዚሃንጽ ጥበበኛ ወዲ ንንጉስ ዳዊት ስለ ዝሃቦ ይወደስ።+ 13 ሕጂ ኸኣ ሒራም-ኣቢ ዚብሃል ኣእምሮ ዘለዎ ኽኢላ ኢደ ጥበበኛ እሰድደልካ ኣለኹ፣+ 14 ንሱ ወዲ ሓንቲ ኻብ ኣዋልድ ዳን ዝዀነት ሰበይቲ እዩ፣ ኣቦኡ ድማ ጢሮሳዊ ሰብኣይ እዩ። ንሱ ብወርቅን ብብሩርን ብነሓስን ብሓጺንን ብኣእማንን ብኣዕጫውን ጁዅ ብዝሕብሩ ጸምርን ብሰማያዊ ፈትልን ብቕጭን ዓለባን ብድሙቕ ቀይሕን ናይ ምስራሕ ተመክሮ ኣለዎ።+ ኵሉ ዓይነት ቅርጺ ኪቐርጽን እተዋህቦ ዝዀነ ንድፊ ኺሰርሕን ይኽእል እዩ።+ ምስቶም ክኢላታት ኢደ ጥበበኛታትካን ምስ ናይ ኣቦኻ ጐይታይ ዳዊት ክኢላታት ኢደ ጥበበኛታትን ኪሰርሕ እዩ። 15 ሕጂ ኸኣ፡ እቲ ጐይታይ ዘተስፈዎ ስርናይን ስገምን ዘይትን ወይንን ንገላዉኡ ይስደደሎም።+ 16 ንሕና ድማ ካብ ሊባኖስ ከም ዜድልየካ ኣእዋም ክንቈርጽ ኢና፣+ ጠሚርና ኸኣ ብባሕሪ ናብ ያፎ* ኸነምጽኣልካ ኢና፣+ ንስኻ ድማ ናብ የሩሳሌም ተደይቦ።”+

17 ሰሎሞን ከኣ ድሕሪ እቲ ኣቦኡ ዳዊት ዝቘጸሮም ቈጸራ፡+ ኣብ ምድሪ እስራኤል ንዝነበሩ ዅሎም ጓኖት ሰብኡት ቈጸሮም፣+ 153,600 እውን ተረኽቡ። 18 ንሱ ኸኣ ካባታቶም፡ 70,000 ተራ ሸቃሎ፡* 80,000 እውን ወቐርቲ ኣእማን+ ኣብ ኣኽራን፡ 3,600 ድማ ነቲ ህዝቢ ዜዕይይዎ ሓለፍቲ ገበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ