ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ካልኦት ደቂ ይሁዳ (1-23)

        • ያዕቤጽን ጸሎቱን (9, 10)

      • ደቂ ስምኦን (24-43)

1 ዜና መዋእል 4:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 38:29፣ ዘሁ 26:20፣ ሩት 4:18፣ ማቴ 1:3
  • +ዘፍ 46:12፣ 1ዜና 2:5
  • +ዘጸ 17:12፣ 24:14፣ 1ዜና 2:19
  • +1ዜና 2:50

1 ዜና መዋእል 4:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 2:53

1 ዜና መዋእል 4:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 11:5, 6

1 ዜና መዋእል 4:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 2:19
  • +ሚክ 5:2

1 ዜና መዋእል 4:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 2:24
  • +2ዜና 11:5, 6

1 ዜና መዋእል 4:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እቲ ያዕቤጽ ዚብል ስም፡ “ጻዕሪ” ዚብል ትርጉም ምስ ዘለዋ ቓል እብራይስጢ ዚዛመድ ኪኸውን ይኽእል።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2010፡ ገጽ 23

1 ዜና መዋእል 4:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2010፡ ገጽ 23

    1/10/2005፡ ገጽ 9

1 ዜና መዋእል 4:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:16, 17፣ መሳ 3:9, 11

1 ዜና መዋእል 4:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ስንጭሮ ኢደ ጥበበኛታት።”

1 ዜና መዋእል 4:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 32:11, 12፣ እያ 15:13

1 ዜና መዋእል 4:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ፍ. 18 ተጠቒሳ ንዘላ ቢትያ ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል።

1 ዜና መዋእል 4:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 38:2, 5፣ ዘሁ 26:20

1 ዜና መዋእል 4:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እዚ ዘረባ እዚ ናይ ቀደም ያታ እዩ።”

1 ዜና መዋእል 4:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:10
  • +ዘሁ 26:12, 13

1 ዜና መዋእል 4:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:22

1 ዜና መዋእል 4:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:1, 2
  • +እያ 15:21, 26
  • +እያ 15:21, 28፣ 19:1, 3፣ ነህ 11:25-27

1 ዜና መዋእል 4:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:21, 29

1 ዜና መዋእል 4:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:1, 4
  • +መሳ 1:17
  • +እያ 15:20, 31፣ 19:1, 5፣ 1ሳሙ 27:5, 6

1 ዜና መዋእል 4:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:1, 5

1 ዜና መዋእል 4:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:1, 7

1 ዜና መዋእል 4:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:6, 20

1 ዜና መዋእል 4:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 29:1

1 ዜና መዋእል 4:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:8

1 ዜና መዋእል 4:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 17:14, 16፣ 1ሳሙ 15:7

ሓፈሻዊ

1 ዜና 4:1ዘፍ 38:29፣ ዘሁ 26:20፣ ሩት 4:18፣ ማቴ 1:3
1 ዜና 4:1ዘፍ 46:12፣ 1ዜና 2:5
1 ዜና 4:1ዘጸ 17:12፣ 24:14፣ 1ዜና 2:19
1 ዜና 4:11ዜና 2:50
1 ዜና 4:21ዜና 2:53
1 ዜና 4:32ዜና 11:5, 6
1 ዜና 4:41ዜና 2:19
1 ዜና 4:4ሚክ 5:2
1 ዜና 4:51ዜና 2:24
1 ዜና 4:52ዜና 11:5, 6
1 ዜና 4:13እያ 15:16, 17፣ መሳ 3:9, 11
1 ዜና 4:15ዘሁ 32:11, 12፣ እያ 15:13
1 ዜና 4:21ዘፍ 38:2, 5፣ ዘሁ 26:20
1 ዜና 4:24ዘፍ 46:10
1 ዜና 4:24ዘሁ 26:12, 13
1 ዜና 4:27ዘሁ 26:22
1 ዜና 4:28እያ 19:1, 2
1 ዜና 4:28እያ 15:21, 26
1 ዜና 4:28እያ 15:21, 28፣ 19:1, 3፣ ነህ 11:25-27
1 ዜና 4:29እያ 15:21, 29
1 ዜና 4:30እያ 19:1, 4
1 ዜና 4:30መሳ 1:17
1 ዜና 4:30እያ 15:20, 31፣ 19:1, 5፣ 1ሳሙ 27:5, 6
1 ዜና 4:31እያ 19:1, 5
1 ዜና 4:32እያ 19:1, 7
1 ዜና 4:40ዘፍ 10:6, 20
1 ዜና 4:412ዜና 29:1
1 ዜና 4:42ዘፍ 36:8
1 ዜና 4:43ዘጸ 17:14, 16፣ 1ሳሙ 15:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 4:1-43

1 ዜና መዋእል

4 ደቂ ይሁዳ፡ ፋሬስን+ ሔጽሮንን+ ካርሚን ሑርን+ ሾባልን+ እዮም። 2 ረኣያ ወዲ ሾባል ንያሓት ወለደ፣ ያሓት ንኣሑማይን ንላሃድን ወለደ። እዚኣቶም ዓሌት ጾርዓታውያን+ እዮም። 3 ደቂ ኣቦ ዔጣም+ እዚኣቶም እዮም፦ ይዝርኤልን ይሽማን ይድባሽን (ስም ሓብቶም ከኣ ሃጽለልጶኒ) 4 ጰኑኤል ኣቦ ገዶርን ኤጸር ኣቦ ሑሻን። እዚኣቶም ደቂ ሑር+ በዅሪ ኤፍራታ፡ ኣቦ ቤት-ልሄም፡+ እዮም። 5 ኣሽሑር+ ኣቦ ተቆዓ፡+ ሔልኣን ናዓራን ዚብሃላ ኽልተ ኣንስቲ ነበራኦ። 6 ናዓራ ድማ ንኣሑዛምን ንሔፈርን ንተምኒን ንኣሓሽታሪን ወለደትሉ። እዚኣቶም ደቂ ናዓራ እዮም። 7 ደቂ ሔልኣ ኸኣ፡ ጸረትን ይጽሃርን ኤታንን እዮም። 8 ቆጽ ንዓኑብን ንጾቤባን ንዓሌታት ኣሓርሔል ወዲ ሃሩምን ወለደ።

9 ያዕቤጽ ካብ ኣሕዋቱ ዚኸብር ነበረ፣ ኣዲኡ ድማ፡ “ብጻዕሪ ወሊደዮ” ኢላ ስሙ ያዕቤጽ* ኣውጽኣትሉ። 10 ያዕቤጽ ከኣ ናብ ኣምላኽ እስራኤል፡ “እንተ ትባርኸኒ፡ ዓደይ ድማ እንተ ተግፍሓለይ፡ ኢድካ ኸኣ ምሳይ እንተ ትኸውን፡ ጕድኣት ምእንቲ ኸይረኽበኒ እውን ካብ መዓት እንተ ተድሕነኒ” ኢሉ ተማህለለ። ኣምላኽ ድማ ከምቲ ዝለመኖ ገበረሉ።

11 ከሉብ ሓው ሹሓ ንመሒር ኣቦ ኤሽቶን ወለደ። 12 ኤሽቶን ንቤት-ራፋን ንጳሴሓን ንትሒና ኣቦ ዔር-ናሓስን ወለደ። እዚኣቶም ሰብ ሬካ እዮም። 13 ደቂ ቄናዝ፡ ዖትኒኤልን+ ሰራያን እዮም፣ ወዲ* ዖትኒኤል ድማ ሓታት እዩ። 14 መዖኖታይ ንዖፍራ ወለደ። ሰራያ ንዮኣብ ኣቦ ገ-ሓራሺም* ወለደ፣ ከምኡ ተባሂሎም እተጸውዑ፡ ኢደ ጥበበኛታት ስለ ዝነበሩ እዮም።

15 ደቂ ካሌብ+ ወዲ የፉነ፡ ዒሩን ኤላህን ናዓምን እዮም፣ ወዲ* ኤላህ ከኣ፡ ቄናዝ እዩ። 16 ደቂ የሃልኤል፡ ዚፍን ዚፋን ቲርያን ኣሳርኤልን እዮም። 17 ደቂ እዝራ፡ የተርን መረድን ዔፌርን ያሎንን እዮም፣ ንሳ* ጠነሰት፡ ንሚርያምን ንሻማይን ንይሽባሕ ኣቦ ኤሽትሞዓን ድማ ወለደት። 18 (እታ ኣይሁዳዊት ሰበይቱ ንየሬድ ኣቦ ገዶርን ንሔበር ኣቦ ሶኮን ንየቁቲኤል ኣቦ ዛኖኣን ወለደት።) እዚኣቶም ደቂ ቢትያ ጓል ፈርኦን እታ መረድ እተመርዓዋ እያ።

19 ደቂ ሰበይቲ ሆድያ ሓብቲ ናሓም፡ ኣቦታት ቅዒላ እቲ ጋርማውን ኤሽትሞዓ እቲ ማዓካታውን እዮም። 20 ደቂ ሺሞን፡ ኣምኖንን ሪናን ቤን-ሓናንን ቲሎንን እዮም። ደቂ ዪሺዒ፡ ዞሔትን ቤን-ዞሔትን እዮም።

21 ደቂ ሸላሕ+ ወዲ ይሁዳ፡ ዔር ኣቦ ሌካን ላዕዳ ኣቦ ማረሻን ዓሌታት ዓየይቲ ቕጭን ዓለባ ቤት ኣሽቤዓን እዮም፣ 22 ዮቂምን ሰብ ኮዜባን ዮኣስን ሳራፍን ድማ ሰብኡት ሞኣባውያን ኣንስቲ ዀኑ፡ ያሹቢ-ለሔም እውን። እዚ መዛግብቲ እዚ ናይ ጥንቲ እዩ።* 23 ንሳቶም ኣብ ነታዪምን ገደራን ዚነብሩ ሰራሕቲ ኻይላ ነበሩ። ኣብኡ ይነብሩን ንንጉስ ይሰርሑን ነበሩ።

24 ደቂ ስምኦን፡+ ነሙኤልን ያሚንን ያሪብን ዜራሕን ሻኡልን+ እዮም። 25 ሻሉም ወዱ፡ ሚብሳም ወዱ፡ ሚሽማዕ ወዱ። 26 ደቂ ሚሽማዕ እውን፡ ሓሙኤል ወዱ፡ ዛኩር ወዱ፡ ሺምዒ ወዱ። 27 ሺምዒ ድማ 16 ኣወዳትን 6 ኣዋልድን ነበርዎ፣ ኣሕዋቱ ግና ብዙሓት ኣወዳት ኣይነበርዎምን፣ ካብ ዓሌታቶም ክንዲ ሰብ ይሁዳ ዝበዝሐ ኣይነበረን።+ 28 ንሳቶም ኣብ ብኤር-ሸባዕን+ ሞላዳን+ ሓጻር-ሹዓልን+ 29 ቢልሃን ዔጸምን+ ቶላድን 30 ቤቱኤልን+ ሖርማን+ ጺቅላግን+ 31 ቤት-ማርካቦትን ሓጻር-ሱሲምን+ ቤት-ቢርኢን ሻዓራይምን ይነብሩ ነበሩ። ዳዊት ክሳዕ ዚነግስ፡ እዚኣተን ከተማታቶም ነበራ።

32 ሰፈራቶም ዔጣምን ዓዪንን ሪሞንን ቶኬንን ዓሻንን፡+ ሓሙሽተ ኸተማ፡ 33 ምስተን ኣብ ዙርያ እዘን ከተማታት እዚአን ዝነበራ ሰፈራት ክሳብ በዓል እየን። እተን ዚነብሩለን ዝነበሩ እዚኣተን እየን፣ ምዝገባ ወለዶኦም ከኣ እዚ እዩ። 34 መሾባብን ያምሌክን ዮሻ ወዲ ኣማስያን 35 ዮኤልን የሁ ወዲ ዮሺብያ ወዲ ሰራያ ወዲ ዓሲኤልን 36 ኤልዮዔናይን ያዓቆባን የሾሓያን ዓሳያን ዓዲኤልን የሲሚኤልን በናያን 37 ዚዛ ወዲ ሺፍዒ ወዲ ኣሎን ወዲ የዳያ ወዲ ሺምሪ ወዲ ሸማዕያን፣ 38 እዞም ብስሞም እተረቝሑ፡ ኣብ መንጎ ዓሌታቶም ሹማምንቲ ነበሩ፣ ቤተ ሰብ ኣቦታቶም ከኣ ብዝሖም ወሰኸ። 39 ንመጓሰኦም መጓሰዪታት ደልዮም ድማ፡ ናብ መእተዊ ገዶር፡ ናብ ምብራቕ እቲ ስንጭሮ ኸዱ። 40 ስቡሕን ጽቡቕን መጓሰዪታት ከኣ ረኸቡ፣ እታ ምድሪ ህድኣትን ሰላምን ዘለዋ ገፋሕ ነበረት። እቶም ኣቐዲሞም ኣብኣ ዚነብሩ ዝነበሩ ካማውያን+ ነበሩ። 41 እዞም ብስሞም እተዘርዘሩ ድማ ብዘመን ህዝቅያስ+ ንጉስ ይሁዳ መጺኦም ንድንኳናት እቶም ኣብኣ ዝነበሩ ካማውያንን መዑኒምን ወቕዑ። ከምዚ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ዀይኖምዎ ዘለዉ ድማ ኣጥፍእዎም፣ ኣብኣ ንመጓሰኦም ዚኸውን መጓሰዪታት ስለ ዝነበረ፡ ኣብ ክንዳኦም ሰፈርዋ።

42 ገለ ኻብ ደቂ ስምኦን፡ 500 ሰባት፡ ምስቶም ዝመርሕዎም ጰላጥያን ነዓርያን ረፋያን ዑዚኤልን ደቂ ዪሺዒ ዀይኖም ናብ ከረን ሰዒር+ ከዱ። 43 ነቶም ኣምሊጦም ዝተረፉ ኣማሌቃውያን+ ከኣ ወቕዕዎም፣ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ድማ ኣብኣ ይነብሩ ኣለዉ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ