ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ቈረንቶስ 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ዕላማ ጸጋ ኣምላኽ ኣይትስሓትዎ (1, 2)

      • ጳውሎስ ኣብ ኣገልግሎቱ ዘጓነፎ ነገራት (3-13)

      • ምስ ዘይኣመንቲ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጸመዱ (14-18)

2 ቈረንቶስ 6:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 2:4
  • +2ቈረ 5:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 28-32

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2010፡ ገጽ 14

    15/12/1998፡ ገጽ 18-19

2 ቈረንቶስ 6:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2010፡ ገጽ 12-14

    15/12/1998፡ ገጽ 18-20

    ራእይ፡ ገጽ 127

2 ቈረንቶስ 6:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 40

2 ቈረንቶስ 6:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 4:1, 2
  • +2ቈረ 11:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 40

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    9/2016፡ ገጽ 18

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2000፡ ገጽ 20

    15/4/2000፡ ገጽ 19-21

    15/12/1998፡ ገጽ 19

2 ቈረንቶስ 6:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 2:10
  • +2ቈረ 11:25, 27

2 ቈረንቶስ 6:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 3:13፣ 1ተሰ 5:14
  • +ኤፌ 4:32
  • +ሮሜ 12:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 19

2 ቈረንቶስ 6:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ምናልባት ንመጥቃዕቲ።

  • *

    ምናልባት ንመኸተ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 2:4, 5
  • +2ቈረ 10:4፣ ኤፌ 6:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 19

2 ቈረንቶስ 6:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 19-20

2 ቈረንቶስ 6:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሞት ከም ዚግብኣና።”

  • *

    ወይ፡ “ግሱጻት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 4:10, 11
  • +ግብ 14:19፣ 2ቈረ 4:8, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 19-20

2 ቈረንቶስ 6:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 4:13፣ ራእ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 20

2 ቈረንቶስ 6:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብግህዶ ተዛሪብናኩም ኢና።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 56

2 ቈረንቶስ 6:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣባናስ ኣይጸበበኩምን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 12:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 56

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2007፡ ገጽ 9-10

2 ቈረንቶስ 6:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣግፍሑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 2:17፣ 1ዮሃ 4:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 56

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 3 2020፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2009፡ ገጽ 20-21

    1/1/2007፡ ገጽ 9-11

    1/10/2004፡ ገጽ 16-17

    1/12/1995፡ ገጽ 16

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    5/2004፡ ገጽ 6

    8/1994፡ ገጽ 1

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 149-150

2 ቈረንቶስ 6:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እዛ ቓል እዚኣ ብግሪኽኛ ምስ ዘይመማጣጥንትኻ ወይ ምስ ዘይመጻምድትኻ ምጽማድ ተመልክት።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ጥሕሰት ሕግን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:32, 33፣ ዘዳ 7:3, 4፣ 1ነገ 11:4፣ 1ቈረ 7:39
  • +ያእ 4:4
  • +ኤፌ 5:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 42

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 134-135

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 113

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2010፡ ገጽ 27

    1/5/2007፡ ገጽ 15-16

    1/7/2004፡ ገጽ 30-31

    15/10/2003፡ ገጽ 32

    15/11/1995፡ ገጽ 31

    መንእሰያት ዚሓትዎ፡ 2ይ ጥራዝ፡ ገጽ 34

2 ቈረንቶስ 6:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ካብ እብራይስጢ ዀይና፡ “ዘይጠቅም” ማለት እያ። ንሰይጣን ተመልክት።

  • *

    ወይ፡ “እሙን።”

  • *

    ወይ፡ “ግደ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 4:10፣ ራእ 12:7, 8
  • +1ቈረ 10:21

2 ቈረንቶስ 6:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 10:14
  • +ዘጸ 29:45
  • +ዘሌ 26:11, 12፣ ህዝ 37:27
  • +1ቈረ 3:16

2 ቈረንቶስ 6:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 52:11፣ ኤር 51:45፣ ራእ 18:4
  • +ህዝ 20:41፣ 2ቈረ 7:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 111

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2006፡ ገጽ 27-31

    ራእይ፡ ገጽ 266

2 ቈረንቶስ 6:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:14
  • +ኢሳ 43:6፣ ሆሴ 1:10፣ ዮሃ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 111

ሓፈሻዊ

2 ቈረ. 6:1ሮሜ 2:4
2 ቈረ. 6:12ቈረ 5:20
2 ቈረ. 6:2ኢሳ 49:8
2 ቈረ. 6:31ቈረ 9:22
2 ቈረ. 6:42ቈረ 4:1, 2
2 ቈረ. 6:42ቈረ 11:23
2 ቈረ. 6:5ራእ 2:10
2 ቈረ. 6:52ቈረ 11:25, 27
2 ቈረ. 6:6ቈሎ 3:13፣ 1ተሰ 5:14
2 ቈረ. 6:6ኤፌ 4:32
2 ቈረ. 6:6ሮሜ 12:9
2 ቈረ. 6:71ቈረ 2:4, 5
2 ቈረ. 6:72ቈረ 10:4፣ ኤፌ 6:11
2 ቈረ. 6:92ቈረ 4:10, 11
2 ቈረ. 6:9ግብ 14:19፣ 2ቈረ 4:8, 9
2 ቈረ. 6:10ፊል 4:13፣ ራእ 2:9
2 ቈረ. 6:122ቈረ 12:15
2 ቈረ. 6:131ጴጥ 2:17፣ 1ዮሃ 4:20
2 ቈረ. 6:14ዘጸ 23:32, 33፣ ዘዳ 7:3, 4፣ 1ነገ 11:4፣ 1ቈረ 7:39
2 ቈረ. 6:14ያእ 4:4
2 ቈረ. 6:14ኤፌ 5:7, 8
2 ቈረ. 6:15ማቴ 4:10፣ ራእ 12:7, 8
2 ቈረ. 6:151ቈረ 10:21
2 ቈረ. 6:161ቈረ 10:14
2 ቈረ. 6:16ዘጸ 29:45
2 ቈረ. 6:16ዘሌ 26:11, 12፣ ህዝ 37:27
2 ቈረ. 6:161ቈረ 3:16
2 ቈረ. 6:17ኢሳ 52:11፣ ኤር 51:45፣ ራእ 18:4
2 ቈረ. 6:17ህዝ 20:41፣ 2ቈረ 7:1
2 ቈረ. 6:182ሳሙ 7:14
2 ቈረ. 6:18ኢሳ 43:6፣ ሆሴ 1:10፣ ዮሃ 1:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ቈረንቶስ 6:1-18

2 ቈረንቶስ

6 ጸጋ ኣምላኽ ተቐቢልኩምሲ ዕላማኡ ኸይትስሕትዎ፡+ ምስኡ እናዓየና+ ንምሕጸነኩም ኣለና። 2 ከመይሲ፡ “ብቕብልቲ ግዜ ሰሚዐካ፡ ብመዓልቲ ድሕነት ከኣ ረዲአካ እየ” ይብል እዩ።+ እንሆ፡ እታ ኣዝያ ቕብልቲ ግዜ ሕጂ እያ። እንሆ፡ እታ መዓልቲ ድሕነት ሕጂ እያ።

3 ኣገልግሎትና ምእንቲ ኸይንቀፍ፡ ብገለ ነገር እኳ መዐንቀፊ ኸቶ ኣይንህብን ኢና፣+ 4 ግናኸ፡ ብዅሉ ንርእስና ኸም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ጌርና ነርኢ ኣለና፣+ ነዚ ድማ ብብዙሕ ተጻዋርነት፡ ብጸበባ፡ ብስእነት፡ ብጭንቂ፡+ 5 ብመውቃዕቲ፡ ብማእሰርቲ፡+ ብህውከት፡ ብጻዕሪ፡ ድቃስ ብምስኣን፡ ብዘይ ምግቢ፡+ 6 ብንጽህና፡ ብፍልጠት፡ ብዓቕሊ፡+ ብለውሃት፡+ ብመንፈስ ቅዱስ፡ ግብዝና ብዘይብላ ፍቕሪ፡+ 7 ብሓቀኛ ዘረባ፡ ብሓይሊ ኣምላኽ፡+ ብኣጽዋር ጽድቂ+ የማነ* ጸጋም፡* 8 ብኽብርን ብሕስራንን፡ ብኽፉእ ወረን ብጽቡቕ ወረን ነርኢ ኢና። ከም መስሓትቲ እናተቘጸርና፡ ግናኸ ሓቀኛታት ኢና፣ 9 ከም ዘይፍሉጣት፡ ግናኸ ፍሉጣት ኢና፣ እንመውት ከም ዘለና፡* ግናኸ እንሆ፡ ህያዋን ኢና፣+ ከም ቅጹዓት፡* ግናኸ ንሞት ኣይተወፈናን፣+ 10 ከም ጕሁያት፡ ግናኸ ዅሉ ሳዕ ሕጉሳት ኢና፣ ከም ድኻታት፡ ግናኸ ንብዙሓት ነሀብትም ኢና፣ ሓንቲ ኸም ዘይብልና፡ ግናኸ ዅሉ ኣሎና።+

11 ኣቱም ሰብ ቈረንቶስ፡ ክንዛረበኩምሲ ኣፍና ኸፊትና ኣለና፣* ልብና እውን ጋህ ኣቢልናልኩም ኣለና። 12 ንስኻትኩም ደኣ ኢኹም ፍቕርኹም እትቝጥቡልና ዘለኹም እምበር፡+ ንሕናስ ንዓኻትኩም ልባዊ ፍቕርና ኣይቈጠብናልኩምን።* 13 ከም ምላሹ ኸኣ፡—ከም ንውሉደይ እየ ዝዛረብ ዘለኹ፡—ንስኻትኩም እውን ልብኹም ጋህ ኣብሉ።*+

14 ምስ ዘይኣመንቲ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጸመዱ።*+ ማለት፡ ጽድቅን ሓጢኣትን* እንታይ ርክብ ኣለዎ፧+ ወይስ ብርሃን ምስ ጸልማት እንታይ ሕብረት ኣለዎ፧+ 15 ክርስቶስከ ምስ ብልያል* እንታይ ስኒት ኣለዎ፧+ ወይስ ኣማኒ* ምስ ዘይኣማኒ እንታይ ሕብረት* ኣለዎ፧+ 16 ቤተ መቕደስ ኣምላኽከ ምስ ጣኦታት እንታይ ስምምዕ ኣለዎ፧+ ከምቲ ኣምላኽ፡ “ኣባታቶም ክነብር፡+ ኣባታቶም እውን ክመላለስ እየ፣ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፡ ንሳቶም እውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም” ዝበለ፡+ ንሕናስ ቤተ መቕደስ ህያው ኣምላኽ ኢና።+ 17 “‘ስለዚ፡ ካብ መንጎኦም ውጹን ተፈለዩን’ ይብል የሆዋ፡* ‘ርኹስ እውን ደጊም ኣይትተንክዩ’”፣+ “‘ኣነ ኸኣ ክቕበለኩም እየ።’”+ 18 “‘ኣቦ ድማ ክዀነኩም እየ፣+ ንስኻትኩም እውን ኣወዳትን ኣዋልድን ክትኰኑኒ ኢኹም’+ ይብል እቲ ዅሉ ዚኽእል የሆዋ።”*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ