ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መሃልየ መሃልይ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መሃልየ መሃልይ—ትሕዝቶ

    • እታ ሹላማዊት ኣብ ሰፈር ንጉስ ሰሎሞን (1:1–3:5)

መሃልየ መሃልይ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 2:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 31

መሃልየ መሃልይ 2:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 31

መሃልየ መሃልይ 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቤት ወይኒ።”

መሃልየ መሃልይ 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 30:11, 12

መሃልየ መሃልይ 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 8:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2006፡ ገጽ 18

መሃልየ መሃልይ 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 2:18
  • +መሃ 3:5፣ 8:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 31

    15/11/2006፡ ገጽ 18-19

መሃልየ መሃልይ 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 2:17፣ 8:14

መሃልየ መሃልይ 2:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 32

መሃልየ መሃልይ 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 6:11
  • +ኢሳ 18:5፣ ዮሃ 15:2
  • +ኤር 8:7

መሃልየ መሃልይ 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 28:4፣ ናሆ 3:12

መሃልየ መሃልይ 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 5:2፣ ኤር 48:28
  • +መሃ 1:5፣ 6:10
  • +መሃ 8:13

መሃልየ መሃልይ 2:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 7:10
  • +መሃ 1:7፣ 2:1፣ 6:3

መሃልየ መሃልይ 2:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መዓልቲ ኽሳዕ ፍሽፍሽ ዚብል።”

  • *

    ወይ፡ “ኣኽራን ቋቝራ” ኪኸውን ይኽእል። ወይ፡ “ኣኽራን ቤተር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 2:18
  • +መሃ 2:9፣ 8:14

ሓፈሻዊ

መሃ. 2:1መሃ 2:16
መሃ. 2:51ሳሙ 30:11, 12
መሃ. 2:6መሃ 8:3
መሃ. 2:72ሳሙ 2:18
መሃ. 2:7መሃ 3:5፣ 8:4
መሃ. 2:9መሃ 2:17፣ 8:14
መሃ. 2:12መሃ 6:11
መሃ. 2:12ኢሳ 18:5፣ ዮሃ 15:2
መሃ. 2:12ኤር 8:7
መሃ. 2:13ኢሳ 28:4፣ ናሆ 3:12
መሃ. 2:14መሃ 5:2፣ ኤር 48:28
መሃ. 2:14መሃ 1:5፣ 6:10
መሃ. 2:14መሃ 8:13
መሃ. 2:16መሃ 7:10
መሃ. 2:16መሃ 1:7፣ 2:1፣ 6:3
መሃ. 2:172ሳሙ 2:18
መሃ. 2:17መሃ 2:9፣ 8:14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መሃልየ መሃልይ 2:1-17

መሃልየ መሃልይ

2 “ኣነስ ሳፍሮን ጐልጐል፡

ዕምባባ ሹሻን ስንጭሮታት ጥራይ እየ።”+

 2 “ፍቕርተይሲ ኣብ መንጎ ኣዋልድ፡

ኣብ መንጎ እሾዅ ከም ዘላ ዕምባባ ሹሻን እያ።”

 3 “ፍቱወይሲ ኣብ መንጎ ኣወዳት፡

ኣብ መንጎ ኣእዋም ዱር ከም ዘሎ ኦም ቱፋሕ እዩ።

ኣብ ጽላሉ ክቕመጥ ብርቱዕ ትምኒት ኣሎኒ፣

ፍሪኡ ድማ ጥዑም እዩ ዚጥዕመኒ።

 4 ናብ ቤት ድግስ* ወሰደኒ፣

ኣብ ልዕለይ ዘሎ ሰንደቕ ዕላማኡ ፍቕሪ እዩ።

 5 ብፍቕሪ ሓሚመ እየ እሞ፡

ብጎጎ ዘቢብ ኣበርትዑኒ፡+

ብቱፋሕ ድማ ዓንግሉኒ።

 6 ጸጋመይቲ ኢዱ ተተርእሰኒ፣

የማነይቲ ኢዱ ኸኣ ትሓቝፈኒ።+

 7 ኣትን ኣዋልድ የሩሳሌም፡

ብሰስሓን+ ብእራብ መሮርን አምሕለክን ኣለኹ፦

ባዕሉ ኽሳዕ ዜንቅድሲ፡ ፍቕሪ ኸተተንስኣ ወይ ከተበራብራ ኣይትፈትና።+

 8 ድምጺ ፍቱወይ!

ኣኽራን እናሓዀረ፡ ኣብ ልዕሊ ዅርባታት እናዘለለ

እንሆ፡ ይመጽእ ኣሎ።

 9 ፍቱወይ ከም ሰስሓን ከም ውላድ እራብን እዩ።+

ብድሕሪ መንደቕና ደው ኢሉ፡

ብመስኰት ይጥምት፡

ብዓይነ ርግቢ ይምልከት እንሆ።

10 ፍቱወይ ከምዚ ኢሉ ተዛሪቡኒ፦

‘ፍቕርተየ፡ ተንስኢ፣

ጽብቕተየ፡ ምሳይ ንዒ።

11 እንሆ፡ ክረምቲ ሓሊፉ።

ዝናም ከኣ ተወዲኡ፡ ከይዱ።

12 ዕምባባታት ኣብ ምድሪ ተራእዩ፣+

ግዜ ምጥጣፍ ኣኺሉ፣+

መዝሙር ባሬቶ ድማ ኣብ ምድርና ተሰሚዑ።+

13 ኦም በለስ ቀዳማይ በለሱ ጐጒቡ፣+

ኣታኽልቲ ወይኒ ዓምቢቡስ መዓዛኡ ኣውጺኡ።

ፍቕርተየ፡ ተንስኢ እሞ ንዒ።

ጽብቕተየ፡ ምሳይ ንዒ።

14 ኣቲ ኣብ ልጉስ ክፋል ከውሒ፡+

ኣብ ሕቡእ ክፋል ጸድፊ ዘለኺ ርግበይ፡

ድምጽኺ ባህ ዜብል፡ መልክዕኪ እውን ምጩው እዩ እሞ፡+

መልክዕኪ ኣርእይኒ፡ ድምጽኺ ድማ ኣስምዕኒ።’”+

15 “ኣታኽልቲ ወይንና ዓምቢቡ እዩ እሞ፡

ነተን ንኣታኽልቲ ወይንና ዜበላሽዋ ወኻሩ፡

ነተን ኰራዅር ወኻሩ ሓዙልና።”

16 “ፍቱወይ ናተይ እዩ፡ ኣነ እውን ናቱ እየ።+

ንሱ ኣብ መንጎ ዕምባባታት ሹሻን ይጓሲ ኣሎ።+

17 ፍቱወየ፡ መዓልቲ ኽሳዕ ዚውልውል፡* ጽላሎት ከኣ ክሳዕ ዚሃድምሲ፡

ከምታ ኣብ ኣኽራን ፍልልይ* ዘላ ሰስሓ+ ወይ ውላድ እራብ፡+

ቀልጢፍካ ተመለስ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ