ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጴጥሮስ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጴጥሮስ—ትሕዝቶ

      • ነቲ ቓል ብሃግዎ (1-3)

      • መንፈሳዊ ቤት ንምዃን ዚህነጹ ህያዋን ኣእማን (4-10)

      • ኣብ ዓለም ከም ጓና ዄንካ ምንባር (11, 12)

      • ግቡእ ተገዛእነት (13-25)

        • ክርስቶስ፡ ኣርኣያና (21)

1 ጴጥሮስ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 5:16፣ ያእ 1:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2006፡ ገጽ 21

1 ጴጥሮስ 2:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጽሩይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 10:15
  • +2ጢሞ 3:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2011፡ ገጽ 4

    1/10/2000፡ ገጽ 11

    1/7/2000፡ ገጽ 12

    1/5/2000፡ ገጽ 15

    1/11/1999፡ ገጽ 9

    1/6/1998፡ ገጽ 10

    15/4/1997፡ ገጽ 31

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 11

    ፍልጠት፡ ገጽ 22

1 ጴጥሮስ 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:3፣ ዮሃ 19:15
  • +መዝ 118:22፣ ኢሳ 42:1፣ ማቴ 21:42

1 ጴጥሮስ 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 13:15
  • +ሮሜ 12:1
  • +ኤፌ 2:21

1 ጴጥሮስ 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 28:16

1 ጴጥሮስ 2:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ርእሲ መኣዝን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 69:8
  • +መዝ 118:22፣ ማቴ 21:42፣ ግብ 4:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 9-10

1 ጴጥሮስ 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 8:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2008፡ ገጽ 5

1 ጴጥሮስ 2:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕያውነት፡” ማለት፡ ዚንኣድ ባህርያትን ተግባራትን።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:8፣ ቈሎ 1:13
  • +ኢሳ 43:20, 21
  • +ራእ 5:10፣ 20:6
  • +ዘጸ 19:5, 6፣ ዘዳ 7:6፣ ሚል 3:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 26-30

    15/3/2010፡ ገጽ 24

    15/2/2006፡ ገጽ 22

    1/8/2002፡ ገጽ 12-13

    15/3/1998፡ ገጽ 13

    1/2/1998፡ ገጽ 17

    1/11/1995፡ ገጽ 30-31

    1/9/1995፡ ገጽ 13-18

    1/7/1995፡ ገጽ 12-13

1 ጴጥሮስ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሆሴ 1:10፣ ግብ 15:14፣ ሮሜ 9:25
  • +ሆሴ 2:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 24

1 ጴጥሮስ 2:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምስ ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:17
  • +ገላ 5:17፣ ያእ 4:1
  • +ሮሜ 8:5፣ ገላ 5:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2012፡ ገጽ 19፡ 21

    1/11/2002፡ ገጽ 12

1 ጴጥሮስ 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:16፣ ያእ 3:13
  • +ሮሜ 12:17፣ 1ጢሞ 3:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2012፡ ገጽ 21

    1/11/2002፡ ገጽ 12-13

    1/1/1998፡ ገጽ 14-15

    1/9/1997፡ ገጽ 7

1 ጴጥሮስ 2:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዝሰርዖ፣ ዝተኸሎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 13:1፣ ኤፌ 6:5፣ ቲቶ 3:1
  • +1ጴጥ 2:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 45

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2012፡ ገጽ 22

    1/11/2002፡ ገጽ 13

1 ጴጥሮስ 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 13:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 45

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2002፡ ገጽ 13

1 ጴጥሮስ 2:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኽትለጕሙ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቲቶ 2:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2002፡ ገጽ 13

    1/11/1997፡ ገጽ 18

1 ጴጥሮስ 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንሓርነትኩም ክፉእ ንምግባር ከም መመኽነይታ ኣይትጠቐሙሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 5:1
  • +1ቈረ 7:22
  • +ገላ 5:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 10፡ 11-12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2002፡ ገጽ 13-14

    1/5/1996፡ ገጽ 8

    ኣምላኽ ይግደስ፧፡ ገጽ 11-12

1 ጴጥሮስ 2:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሕውነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:32፣ ሮሜ 12:10
  • +1ዮሃ 2:10፣ 4:21
  • +መዝ 111:10፣ 2ቈረ 7:1
  • +ምሳ 24:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2012፡ ገጽ 23

    1/11/2002፡ ገጽ 14

    1/5/1996፡ ገጽ 6፡ 8

    1/8/1995፡ ገጽ 31

1 ጴጥሮስ 2:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሚዛናውያንን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 6:5፣ ቈሎ 3:22፣ 1ጢሞ 6:1

1 ጴጥሮስ 2:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጓሂ፣ ስቓይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 13:5

1 ጴጥሮስ 2:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 4:15
  • +ማቴ 5:10፣ ግብ 5:41፣ 1ጴጥ 4:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 59

1 ጴጥሮስ 2:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 16:24፣ ዮሃ 13:15
  • +1ጴጥ 3:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 74-75

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2021፡ ገጽ 2-7

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2015፡ ገጽ 5-6

    1/12/2008፡ ገጽ 4-7

    15/11/2008፡ ገጽ 21

    1/12/2007፡ ገጽ 29-30

    15/8/2002፡ ገጽ 15

    15/2/2000፡ ገጽ 11

    15/9/1999፡ ገጽ 22

    15/2/1996፡ ገጽ 28

1 ጴጥሮስ 2:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 8:46፣ እብ 4:15
  • +ኢሳ 53:9

1 ጴጥሮስ 2:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 27:39
  • +ኢሳ 53:7፣ ሮሜ 12:21
  • +እብ 5:8
  • +ኤር 11:20፣ ዮሃ 8:50

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 195

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2020፡ ገጽ 18

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2017፡ ገጽ 28

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2006፡ ገጽ 21

1 ጴጥሮስ 2:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓጢኣት ሓዲግና።”

  • *

    ወይ፡ “ኦም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 2:8
  • +ዘሌ 16:21
  • +ኢሳ 53:5

1 ጴጥሮስ 2:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህይወትኩም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:6
  • +መዝ 23:1፣ ኢሳ 40:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 10/2019፡ ገጽ 4

ሓፈሻዊ

1 ጴጥ. 2:1ገላ 5:16፣ ያእ 1:21
1 ጴጥ. 2:2ማር 10:15
1 ጴጥ. 2:22ጢሞ 3:15
1 ጴጥ. 2:4ኢሳ 53:3፣ ዮሃ 19:15
1 ጴጥ. 2:4መዝ 118:22፣ ኢሳ 42:1፣ ማቴ 21:42
1 ጴጥ. 2:5እብ 13:15
1 ጴጥ. 2:5ሮሜ 12:1
1 ጴጥ. 2:5ኤፌ 2:21
1 ጴጥ. 2:6ኢሳ 28:16
1 ጴጥ. 2:7መዝ 69:8
1 ጴጥ. 2:7መዝ 118:22፣ ማቴ 21:42፣ ግብ 4:11
1 ጴጥ. 2:8ኢሳ 8:14
1 ጴጥ. 2:9ኤፌ 5:8፣ ቈሎ 1:13
1 ጴጥ. 2:9ኢሳ 43:20, 21
1 ጴጥ. 2:9ራእ 5:10፣ 20:6
1 ጴጥ. 2:9ዘጸ 19:5, 6፣ ዘዳ 7:6፣ ሚል 3:17
1 ጴጥ. 2:10ሆሴ 1:10፣ ግብ 15:14፣ ሮሜ 9:25
1 ጴጥ. 2:10ሆሴ 2:23
1 ጴጥ. 2:111ጴጥ 1:17
1 ጴጥ. 2:11ገላ 5:17፣ ያእ 4:1
1 ጴጥ. 2:11ሮሜ 8:5፣ ገላ 5:24
1 ጴጥ. 2:12ማቴ 5:16፣ ያእ 3:13
1 ጴጥ. 2:12ሮሜ 12:17፣ 1ጢሞ 3:7
1 ጴጥ. 2:13ሮሜ 13:1፣ ኤፌ 6:5፣ ቲቶ 3:1
1 ጴጥ. 2:131ጴጥ 2:17
1 ጴጥ. 2:14ሮሜ 13:3, 4
1 ጴጥ. 2:15ቲቶ 2:7, 8
1 ጴጥ. 2:16ገላ 5:1
1 ጴጥ. 2:161ቈረ 7:22
1 ጴጥ. 2:16ገላ 5:13
1 ጴጥ. 2:17ዘሌ 19:32፣ ሮሜ 12:10
1 ጴጥ. 2:171ዮሃ 2:10፣ 4:21
1 ጴጥ. 2:17መዝ 111:10፣ 2ቈረ 7:1
1 ጴጥ. 2:17ምሳ 24:21
1 ጴጥ. 2:18ኤፌ 6:5፣ ቈሎ 3:22፣ 1ጢሞ 6:1
1 ጴጥ. 2:19ሮሜ 13:5
1 ጴጥ. 2:201ጴጥ 4:15
1 ጴጥ. 2:20ማቴ 5:10፣ ግብ 5:41፣ 1ጴጥ 4:14
1 ጴጥ. 2:21ማቴ 16:24፣ ዮሃ 13:15
1 ጴጥ. 2:211ጴጥ 3:18
1 ጴጥ. 2:22ዮሃ 8:46፣ እብ 4:15
1 ጴጥ. 2:22ኢሳ 53:9
1 ጴጥ. 2:23ማቴ 27:39
1 ጴጥ. 2:23ኢሳ 53:7፣ ሮሜ 12:21
1 ጴጥ. 2:23እብ 5:8
1 ጴጥ. 2:23ኤር 11:20፣ ዮሃ 8:50
1 ጴጥ. 2:24ፊል 2:8
1 ጴጥ. 2:24ዘሌ 16:21
1 ጴጥ. 2:24ኢሳ 53:5
1 ጴጥ. 2:25ኢሳ 53:6
1 ጴጥ. 2:25መዝ 23:1፣ ኢሳ 40:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጴጥሮስ 2:1-25

1 ጴጥሮስ

2 እምበኣር፡ ኵሉ ኽፍኣትን+ ተንኰልን ግብዝናን ቅንእን ሕሜትን ኣርሕቑ። 2 ሕጂ ኸም እተወልዱ ሕጻናት፡+ ብእኡ ንድሕነት ምእንቲ ኽትዓብዩ፡+ ነቲ ሕዋስ ዘይብሉ* ጸባ እቲ ቓል ብሃግዎ፣ 3 ጐይታ ለዋህ ምዃኑስ ጥዒምኩም ኢኹም።

4 ናብቲ ብሰብ ንዑቕ፡+ ብኣምላኽ ግና ሕሩይን ክቡርን ዝዀነ ህያው እምኒ እናቐረብኩም፡+ 5 ንስኻትኩም እውን ኣብ ኣምላኽ ቅቡል ዝዀነ መንፈሳዊ መስዋእቲ+ ብየሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ኸተቕርቡ፡+ ከም ህያዋን ኣእማን ንቕዱስ ክህነት መንፈሳዊ ቤት ንምዃን ትህነጹ ኣለኹም።+ 6 ምኽንያቱ፡ ኣብ ቅዱስ ጽሑፍ፡ “እንሆ፡ ኣብ ጽዮን ሕሩይ እምኒ፡ ክቡር እምኒ መኣዝን መሰረት አንብር ኣለኹ፣ ብእኡ ዚኣምን ከኣ ኣይኪሓፍርን እዩ” ዚብል ኣሎ።+

7 እምበኣር፡ ንዓኻትኩም ንእትኣምኑ እዩ ኽቡር፣ ነቶም ዘይኣምኑ ግና፡ “እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡+ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን* ኰይኑ ኣሎ፣”+ 8 “እምኒ መዐንቀፍን ከውሒ መሐንኰልን” እውን እዩ።+ ነቲ ቓል ስለ ዘይተኣዘዙ፡ ይዕንቀፉ ኣለዉ። ኣብ መወዳእታ ድማ እዚ እዩ ዚጽበዮም። 9 ንስኻትኩም ግና ናይቲ ኻብ ጸልማት ናብ ዜገርም ብርሃኑ ዝጸውዓኩም+ “ብሉጽነት* ምእንቲ ኽትእውጁ፡+ ሕሩይ ዓሌት፡ ንጉሳዊ ኽህነት፡ ቅዱስ ህዝቢ፡+ ፍሉይ ጥሪት ዝዀነ ህዝቢ ኢኹም።”+ 10 ሓደ እዋን ህዝቢ ዘይነበርኩም፡ ሕጂ ግና ህዝቢ ኣምላኽ ኢኹም፣+ ሓደ እዋን ዘይተመሓርኩም ዝነበርኩም፡ ሕጂ ግና ተማሒርኩም ኢኹም።+

11 ፍቑራተየ፡ ከም ጓኖትን ከም ኣጋይሽን፡+ ካብቲ ምሳኻትኩም* ዚዋጋእ+ ትምኒት ስጋ ኽትርሕቁ እምዕደኩም ኣለኹ።+ 12 ከም ገበርቲ ኽፉእ ገይሮም ኪነቕፉኹም ከለዉ፡ ንሰናይ ግብርኹም ርእዮም+ በታ መዓልቲ መርመራ ንኣምላኽ ምእንቲ ኼሞግስዎ፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኣካይዳኹም ኣጸብቑ።+

13 ምእንቲ ጐይታ ኢልኩም፡ ንዅሉ እቲ ሰብ ዝፈጠሮ* ተገዝኡ፣+ ነቲ ልዑል ዝዀነ ንጉስ+ 14 ወይስ ነቶም ንገበርቲ ኽፉእ ኪቐጽዑ፡ ንገበርቲ ሰናይ ግና ኪንእዱ ብእኡ እተላእኩ ሹማምንቲ ተገዝኡ።+ 15 ከመይሲ፡ ሰናይ ብምግባር፡ ነቲ እቶም ዓያሹ ብድንቍርና ዚዛረብዎ ኽትዓብሱ፡* ፍቓድ ኣምላኽ እዩ።+ 16 ከም ሓራ ሰባት፡+ ከም ባሮት ኣምላኽ ኩኑ እምበር፡+ ንሓርነትኩም ከም መጐልበቢ ኽፍኣት ኣይትግበርዎ።*+ 17 ንዅሉ ዓይነት ሰብ ኣኽብሩ፡+ ንዅሎም ኣሕዋት* ኣፍቅሩ፡+ ንኣምላኽ ፍርህዎ፡+ ንንጉስ ኣኽብርዎ።+

18 ገላዉ ነቶም ሕያዎትን ልዙባትን* ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቶም ብቐሊሉ ዘይሕጐሱ ጐይተቶም እውን ብግቡእ ፍርሃት ይገዝእዎም።+ 19 ከመይሲ፡ ሓደ ሰብ ስለቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዘለዎ ሕልና ኢሉ፡ ጸገም* እንተ ተጻዊሩን እንተ ተዓሚጹን፡ ባህ ዜብል እዩ።+ 20 ብምሕጣእኩም መውቃዕቲ እንተ ተጻዊርኩምሲ፡ እንታይ ዚንኣድ ነገር ኣለዎ፧+ ሰናይ ብምግባርኩም መከራ እንተ ተጻዊርኩም ግና፡ እዚ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቅቡል እዩ።+

21 ነዚ ኸኣ ኢኹም እተጸዋዕኩም እሞ፡ ክርስቶስ እኳ ኣስኣሰሩ ኽትስዕቡ ኣርኣያ እናሓደገልኩም+ ምእንታኹም መከራ ጸጊቡ እዩ።+ 22 ንሱ ሓጢኣት ኣይገበረን፡+ ኣብ ኣፉ እውን ምትላል ኣይተረኽበን።+ 23 ምስ ተጸርፈ፡+ መሊሱ ኣይጸረፈን።+ መከራ ኺጸግብ ከሎ ድማ፡+ ነቲ ብጽድቂ ዚፈርድ+ ደኣ ነገሩ ኣሕሊፉ ሃበ እምበር፡ ኣየፈራርሀን። 24 ንሓጢኣት ሞይትና፡* ንጽድቂ ምእንቲ ኽንነብር፡ ንሱ ባዕሉ ንሓጢኣትና ኣብ ሰብነቱ ኣብ ጕንዲ*+ ጾይርዎ እዩ።+ “ብቝስሉ ኢኹም ዝሓወኹም።”+ 25 ከመይሲ፡ ከም ብራርያ ኣባጊዕ ኢኹም ዝነበርኩም፣+ ሕጂ ግና ናብቲ ጓሳን+ ሓላውን ነፍሳትኩም* ተመሊስኩም ኣለኹም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ