ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ሚልክያስ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ሚልክያስ—ትሕዝቶ

      • እቶም ካህናት ነቲ ህዝቢ ኣይምሃርዎን (1-9)

        • ከናፍር ካህናት ፍልጠት ኪሕሉ ይግባእ (7)

      • እቶም ህዝቢ ዘይግቡእ ፍትሕ ብምግባር በደሉ (10-17)

        • “‘ኣነስ ፍትሕ እጸልእ እየ’ ይብል የሆዋ” (16)

ሚልክያስ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚል 1:6

ሚልክያስ 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:14-17፣ ዘዳ 28:15
  • +ሃጌ 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2007፡ ገጽ 26

    1/5/2002፡ ገጽ 14

ሚልክያስ 2:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ክገንሖ።”

  • *

    ማለት፡ ናብቲ ኻብ መስዋእቲ ዚርከብ ፈርሲ ዚውሰደሉ ቦታ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2007፡ ገጽ 26

    1/5/2002፡ ገጽ 15

ሚልክያስ 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 40:12, 15፣ ዘሁ 3:6፣ 18:23፣ ህዝ 44:15, 16

ሚልክያስ 2:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣኽብሮት።”

ሚልክያስ 2:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትምህርቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 17:8, 9
  • +ዘጸ 32:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 15-16

ሚልክያስ 2:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትምህርቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 24:8፣ 2ዜና 15:3፣ ነህ 8:7, 8፣ ህዝ 44:23, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2007፡ ገጽ 27

    1/5/2002፡ ገጽ 14-16

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 32

ሚልክያስ 2:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብትምህርትኹም” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 11:52
  • +ነህ 13:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 15

ሚልክያስ 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:15፣ ዘዳ 1:17፣ 16:19

ሚልክያስ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚል 1:6፣ 1ቈረ 8:6
  • +ነህ 5:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 16-17

ሚልክያስ 2:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነታ የሆዋ ዚፈትዋ መቕደስ ኣርኪስዋ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 20:26
  • +ዘዳ 7:1, 3፣ መሳ 3:5, 6፣ 1ነገ 11:1, 2፣ ነህ 13:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 16-17

ሚልክያስ 2:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቲ ንቑሕን ነቲ ዚምልስን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 15:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 17

ሚልክያስ 2:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ካልኣይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 21:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 42

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2007፡ ገጽ 26

    1/5/2002፡ ገጽ 17

ሚልክያስ 2:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕጋዊት ሰበይትኻን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 5:18-20፣ ማቴ 19:4-6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 42

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 17-18

ሚልክያስ 2:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 18-19

ሚልክያስ 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንሱስ ፍትሕ ይጸልእ እዩ።”

  • *

    ወይ፡ “ዚዕምጽ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:24፣ ማቴ 5:32፣ 19:8, 9፣ ማር 10:5-9
  • +ሚል 2:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 42

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2018፡ ገጽ 11

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    8/2016፡ ገጽ 11

    ንቕሑ!፡

    6/2015፡ ገጽ 13

    8/4/2000፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2013፡ ገጽ 9

    1/5/2002፡ ገጽ 17-18

ሚልክያስ 2:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:14, 15
  • +ህዝ 18:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 18

    1/8/1998፡ ገጽ 6

ሓፈሻዊ

ሚል. 2:1ሚል 1:6
ሚል. 2:2ዘሌ 26:14-17፣ ዘዳ 28:15
ሚል. 2:2ሃጌ 1:11
ሚል. 2:3ዮኤ 1:17
ሚል. 2:4ዘጸ 40:12, 15፣ ዘሁ 3:6፣ 18:23፣ ህዝ 44:15, 16
ሚል. 2:62ዜና 17:8, 9
ሚል. 2:6ዘጸ 32:26
ሚል. 2:7ዘዳ 24:8፣ 2ዜና 15:3፣ ነህ 8:7, 8፣ ህዝ 44:23, 24
ሚል. 2:8ሉቃ 11:52
ሚል. 2:8ነህ 13:29
ሚል. 2:9ዘሌ 19:15፣ ዘዳ 1:17፣ 16:19
ሚል. 2:10ሚል 1:6፣ 1ቈረ 8:6
ሚል. 2:10ነህ 5:8
ሚል. 2:11ዘሌ 20:26
ሚል. 2:11ዘዳ 7:1, 3፣ መሳ 3:5, 6፣ 1ነገ 11:1, 2፣ ነህ 13:23
ሚል. 2:121ሳሙ 15:22
ሚል. 2:13ምሳ 21:27
ሚል. 2:14ምሳ 5:18-20፣ ማቴ 19:4-6
ሚል. 2:16ዘፍ 2:24፣ ማቴ 5:32፣ 19:8, 9፣ ማር 10:5-9
ሚል. 2:16ሚል 2:10
ሚል. 2:17ኢሳ 1:14, 15
ሚል. 2:17ህዝ 18:29
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ሚልክያስ 2:1-17

ሚልክያስ

2 “ኣቱም ካህናት፡ እዚ ትእዛዝ እዚ ንዓኻትኩም እዩ።+ 2 ምስማዕ እንተ ኣቢኹምን ንስመይ ምኽባር ኣብ ልብኹም እንተ ዘየሕዲርኩምን” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ “መርገም ክሰድደልኩም እየ፣+ በረኸትኩም ከኣ ናብ መርገም ክልውጦ እየ።+ እወ፡ ኣብ ልብኹም ስለ ዘየሕደርኩምዎ፡ በረኸትኩም ናብ መርገም ለዊጠዮ ኣለኹ።”

3 “እንሆ፡ ብሰርኹም ንዘራእትኹም ከጥፍኦ፡*+ ኣብ ገጽኩም ከኣ ፈርሲ፡ ፈርሲ በዓላትኩም ክብትነልኩም እየ፣ ምስኡ እውን ክትውሰዱ ኢኹም።* 4 ሽዑ፡ ምስ ሌዊ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ ኪቕጽልሲ፡ ኣነ እዚ ትእዛዝ እዚ ኸም ዝሃብኩ ኽትፈልጡ ኢኹም”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

5 “እቲ ንዕኡ ምስ ፍርሃት* ዝሃብክዎ ምስኡ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ ናይ ህይወትን ናይ ሰላምን እዩ ነይሩ። ንሱ ይፈርሃኒ ነይሩ፣ እወ፡ ንስመይ ይፈርሆ ነይሩ። 6 ሕጊ* ሓቂ ኣብ ኣፉ ነይሩ፣+ ኣብ ከናፍሩ እውን ዓመጻ ኣይተረኽበን። ምሳይ ብሰላምን ብቕንዕናን ተመላሊሱ፣+ ንብዙሓት ከኣ ካብ ስሕተት መሊሱ። 7 ከመይሲ፡ ካህን ልኡኽ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ስለ ዝዀነ፡ ከናፍሩ ፍልጠት ኪሕሉ፡ ሰባት እውን ካብ ኣፉ ሕጊ* ኺደልዩ ይግባእ።+

8 “ንስኻትኩም ግና ካብታ መገዲ ኣልጊስኩም። በቲ ሕጊ* ኸኣ ንብዙሓት ኣዐንቂፍኩምዎም።+ ኪዳን ሌዊ ድማ ኣፍሪስኩም”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። 9 “ስለዚ፡ መገድታተይ ስለ ዘይሓሎኹም፡ የግዳስ፡ ነቲ ሕጊ ኽትዓይዩሉ ኸለኹም ኣድልዎ ስለ ዝገበርኩም፡ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝቢ ንዑቓትን እተዋረዱን ክገብረኩም እየ።”+

10 “ኵላትናስ ሓደ ኣቦ ደይኰነን ዘሎና፧+ ሓደ ኣምላኽ ደይኰነን ዝፈጠረና፧ ስለምንታይ ደኣ ኺዳን ኣቦታትና ብምርካስ ንሓድሕድና እንጣለም፧+ 11 ይሁዳ ነቲ የሆዋ ዚፈትዎ ቕድስና ኣርኪስዎ፡*+ ጓል ጓና ኣምላኽ ድማ ተመርዕዩ እዩ እሞ፡+ ይሁዳ ጠሊሙ፡ ኣብ እስራኤልን ኣብ የሩሳሌምን ከኣ ፍንፉን ነገር ተገይሩ ኣሎ። 12 የሆዋ ኸምዚ ንዚገብር ሰብ፡ መን ምዃኑ ብዘየገድስ፡* ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት መባእ እኳ እንተ ኣቕረበሉ፡ ካብ ድንኳናት ያእቆብ ኪምንቍሶ እዩ።”+

13 “መሰውኢ የሆዋ ብንብዓትን ብብኽያትን ብእህህታን ከም ዚኽደን ዚገብር ካልእ* እትገብርዎ ነገር ከኣ ኣሎ፣ ስለዚ ድማ፡ ንመባእኩም ቈላሕታ ኣይገብረሉን፡ ካብ ኢድኩም ንዚውሃብ እውን ብሞገስ ኣይጥምቶን እዩ።+ 14 ንስኻትኩም ከኣ፡ ‘ስለምንታይ እዩ፧’ ትብሉ ኣለኹም። የሆዋ ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ እታ ብጸይትኻን ብዓልቲ ኺዳንካን* ክነሳ ዝጠለምካያ ሰበይቲ ንእስነትካን ምስክር ስለ ዝዀነ እዩ።+ 15 ካብቲ መንፈስ ዝተረፈ ስለ ዝነበሮ፡ ከምኡ ዘይገበረ ሓደ ግና ኣሎ። ንሱኸ እንታይ እዩ ዚደሊ፧ ዘርኢ ኣምላኽ። ስለዚ፡ መንፈስኩም ሓልዉ፣ ሓደ እኳ ንሰበይቲ ንእስነቱ ኣይጥለም። 16 ኣነስ ፍትሕ እጸልእ እየ”*+ ይብል የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል፡ “ንኽዳኑ ብዓመጻ ዚኸድን* እውን እጸልእ እየ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። “መንፈስኩም ድማ ሓልዉ፡ ኣይትጥለሙ እውን።+

17 “ንየሆዋ ብቓላትኩም ኣድኪምክምዎ።+ ንስኻትኩም ግና፡ ‘ከመይ ጌርና ኢና ኣድኪምናዮ፧’ ትብሉ ኣለኹም። ‘ክፉእ ዚገብር ዘበለ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ጽቡቕ እዩ፣ ንሱ እውን ብእኡ ባህ ይብሎ እዩ’ ብምባልኩም+ ወይ ‘ፍትሒ ኣምላኽ ኣበይ ኣሎ፧’ ብምባልኩም እዩ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ