ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 130
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • “ካብ መዓሙቝ እጽውዓካ ኣለኹ”

        • “ስሕተት ትቋመት ኔርካ እንተ ትኸውን” (3)

        • ምስ የሆዋ ናይ ሓቂ ይቕረታ ኣሎ (4)

        • “ንየሆዋ ተሃንጥየ ኽጽበዮ እየ” (6)

መዝሙር 130:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ድጕ 3:55፣ ዮና 2:1, 2

መዝሙር 130:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    “ያህ” ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

  • *

    ወይ፡ “ትከታተል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 38:4፣ 103:14፣ 143:1, 2፣ ኢሳ 55:7፣ ዳን 9:18፣ ሮሜ 3:20፣ ቲቶ 3:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2019፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2002፡ ገጽ 14

መዝሙር 130:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኽትፍራህሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 33:8, 9
  • +ዘጸ 34:6, 7፣ መዝ 25:11

መዝሙር 130:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ብየሆዋ ተስፋ ትገብር እያ።”

መዝሙር 130:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ንየሆዋ ብሃንቀውታ ኽትጽበዮ እያ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:147
  • +ሚክ 7:7

መዝሙር 130:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 86:5

ሓፈሻዊ

መዝ. 130:1ድጕ 3:55፣ ዮና 2:1, 2
መዝ. 130:3መዝ 38:4፣ 103:14፣ 143:1, 2፣ ኢሳ 55:7፣ ዳን 9:18፣ ሮሜ 3:20፣ ቲቶ 3:5
መዝ. 130:4ኤር 33:8, 9
መዝ. 130:4ዘጸ 34:6, 7፣ መዝ 25:11
መዝ. 130:6መዝ 119:147
መዝ. 130:6ሚክ 7:7
መዝ. 130:7መዝ 86:5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 130:1-8

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ።

130 ኦ የሆዋ፡ ካብ መዓሙቝ እጽውዓካ ኣለኹ።+

 2 ኦ የሆዋ፡ ድምጸይ ስማዕ።

ኣእዛንካ ናብ ልማኖይ የቕልባ።

 3 ኦ ያህ፡* ስሕተት ትቋመት* ኔርካ እንተ ትኸውን፡

ኦ የሆዋ፡ መን ደው ኪብል ምኸኣለ፧+

 4 ምእንቲ ኽትክበርሲ፡*+

ምሳኻ ናይ ሓቂ ይቕረታ ኣሎ።+

 5 ብየሆዋ ተስፋ እገብር እየ፣ ኵለንትናይ ብእኡ ተስፋ ይገብር እዩ፣*

ቃሉ ድማ እጽበ እየ።

 6 ሓለፋ እቶም ንግሆ ዚጽበዩ ሓለውቲ፡+

እወ ሓለፋ እቶም ንግሆ ዚጽበዩ ሓለውቲ፡

ንየሆዋ ተሃንጥየ ኽጽበዮ እየ።*+

 7 የሆዋ ብተኣማንነት የፍቅር እዩ፡+

ኪብጆ ዜኽእሎ ዓብዪ ሓይሊ እውን ኣለዎ እሞ፡

እስራኤል ንየሆዋ ይጸበዮ።

 8 ንሱ ንእስራኤል ካብ ኵሉ ስሕተቱ ኺብጀዎ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ