ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 45
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ቂሮስ ንባቢሎን ኪሕዝ ተቐብአ (1-8)

      • ካይላ ምስ ሰራሕ ካይላ ኺከራኸር ኣይክእልን (9-13)

      • ካልኦት ኣህዛብ፡ እንታይነት እስራኤል ይፈልጡ (14-17)

      • ኣምላኽ ዜተኣማምን ፈጣርን ገላጽን እዩ (18-25)

        • ምድሪ ኺንበረላ ተፈጢራ (18)

ኢሳይያስ 45:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሕቘ ነገስታት ክፈትሕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 44:28
  • +ኢሳ 13:17፣ 41:25
  • +ኢሳ 45:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1997፡ ገጽ 10-11

    ንዅሎም ዚኸውን መጽሓፍ፡ ገጽ 27-28

ኢሳይያስ 45:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 13:4
  • +መዝ 107:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1997፡ ገጽ 10-11

ኢሳይያስ 45:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 44:28
  • +ኤር 50:35, 37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1997፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 45:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ከዕጥቐካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:35, 39፣ 32:39

ኢሳይያስ 45:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ካብ ምብራቕ ክሳብ ምዕራብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:46፣ መዝ 102:15, 16፣ ኢሳ 37:20
  • +መዝ 83:18

ኢሳይያስ 45:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:3፣ ኤር 31:35
  • +ዘጸ 10:21፣ መዝ 104:20
  • +ኢሳ 26:12
  • +መክ 7:14፣ ኣሞ 3:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1997፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 45:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 34:26
  • +ኢሳ 61:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1997፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 45:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምስቲ ዝደኰኖ።”

  • *

    ወይ፡ “ዚማጐት።”

  • *

    ወይ፡ “ንዝሰርሖ።”

  • *

    ወይ፡ “እቲ ኻይላዶ፡ ‘ዕዮኻ መትሓዚ የብሉን’ ኪብል ይግባእ እዩ፧” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 29:16፣ ኤር 18:6፣ ሮሜ 9:20

ኢሳይያስ 45:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብምንታይ እዩ ቕልውላው ሒዙኪ፧”

ኢሳይያስ 45:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:3
  • +ሆሴ 1:10

ኢሳይያስ 45:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:1፣ ኢሳ 40:28
  • +ዘፍ 1:27
  • +ኢሳ 44:24፣ ኤር 32:17፣ ዘካ 12:1
  • +ነህ 9:6

ኢሳይያስ 45:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:6
  • +2ዜና 36:23፣ እዝ 1:2, 3፣ ኢሳ 44:28
  • +ኢሳ 13:17
  • +ኢሳ 14:16, 17፣ 43:14፣ 49:25

ኢሳይያስ 45:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሸቀልቲ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ነጋዶ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣስ 8:17፣ ኢሳ 14:1, 2፣ 49:23፣ 60:14፣ 61:5
  • +ዘካ 8:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2008፡ ገጽ 25-26

    1/4/2007፡ ገጽ 24

ኢሳይያስ 45:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:11፣ 60:16፣ ቲቶ 1:3

ኢሳይያስ 45:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 97:7፣ ኢሳ 44:9

ኢሳይያስ 45:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 26:4፣ 51:6
  • +ኢሳ 29:22፣ 54:4፣ ዮኤ 2:26፣ ጸፎ 3:11

ኢሳይያስ 45:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ባዶ ኽትከውን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:5፣ ኤር 10:12
  • +መዝ 78:69፣ 104:5፣ 119:90፣ ምሳ 3:19
  • +ዘፍ 1:28፣ 9:1፣ መዝ 37:29፣ 115:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 6

ኢሳይያስ 45:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 48:16
  • +መዝ 111:7, 8፣ 119:137

ኢሳይያስ 45:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 66:20፣ ኤር 50:28
  • +ኢሳ 42:17፣ ኤር 50:2

ኢሳይያስ 45:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:39፣ ኢሳ 43:3፣ 44:8፣ ማር 12:32

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 125

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/1998፡ ገጽ 13

ኢሳይያስ 45:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:35
  • +ሚክ 7:7

ኢሳይያስ 45:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 55:10, 11
  • +ዘዳ 6:13፣ ሮሜ 14:11

ኢሳይያስ 45:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 61:9

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 45:1እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 44:28
ኢሳ. 45:1ኢሳ 13:17፣ 41:25
ኢሳ. 45:1ኢሳ 45:4
ኢሳ. 45:2ኢሳ 13:4
ኢሳ. 45:2መዝ 107:16
ኢሳ. 45:3እዝ 1:1, 2፣ ኢሳ 44:28
ኢሳ. 45:3ኤር 50:35, 37
ኢሳ. 45:5ዘዳ 4:35, 39፣ 32:39
ኢሳ. 45:61ሳሙ 17:46፣ መዝ 102:15, 16፣ ኢሳ 37:20
ኢሳ. 45:6መዝ 83:18
ኢሳ. 45:7ዘፍ 1:3፣ ኤር 31:35
ኢሳ. 45:7ዘጸ 10:21፣ መዝ 104:20
ኢሳ. 45:7ኢሳ 26:12
ኢሳ. 45:7መክ 7:14፣ ኣሞ 3:6
ኢሳ. 45:8ህዝ 34:26
ኢሳ. 45:8ኢሳ 61:11
ኢሳ. 45:9ኢሳ 29:16፣ ኤር 18:6፣ ሮሜ 9:20
ኢሳ. 45:11ኢሳ 43:3
ኢሳ. 45:11ሆሴ 1:10
ኢሳ. 45:12ዘፍ 1:1፣ ኢሳ 40:28
ኢሳ. 45:12ዘፍ 1:27
ኢሳ. 45:12ኢሳ 44:24፣ ኤር 32:17፣ ዘካ 12:1
ኢሳ. 45:12ነህ 9:6
ኢሳ. 45:13ኢሳ 42:6
ኢሳ. 45:132ዜና 36:23፣ እዝ 1:2, 3፣ ኢሳ 44:28
ኢሳ. 45:13ኢሳ 13:17
ኢሳ. 45:13ኢሳ 14:16, 17፣ 43:14፣ 49:25
ኢሳ. 45:14ኣስ 8:17፣ ኢሳ 14:1, 2፣ 49:23፣ 60:14፣ 61:5
ኢሳ. 45:14ዘካ 8:23
ኢሳ. 45:15ኢሳ 43:11፣ 60:16፣ ቲቶ 1:3
ኢሳ. 45:16መዝ 97:7፣ ኢሳ 44:9
ኢሳ. 45:17ኢሳ 26:4፣ 51:6
ኢሳ. 45:17ኢሳ 29:22፣ 54:4፣ ዮኤ 2:26፣ ጸፎ 3:11
ኢሳ. 45:18ኢሳ 42:5፣ ኤር 10:12
ኢሳ. 45:18መዝ 78:69፣ 104:5፣ 119:90፣ ምሳ 3:19
ኢሳ. 45:18ዘፍ 1:28፣ 9:1፣ መዝ 37:29፣ 115:16
ኢሳ. 45:19ኢሳ 48:16
ኢሳ. 45:19መዝ 111:7, 8፣ 119:137
ኢሳ. 45:20ኢሳ 66:20፣ ኤር 50:28
ኢሳ. 45:20ኢሳ 42:17፣ ኤር 50:2
ኢሳ. 45:21ዘዳ 4:39፣ ኢሳ 43:3፣ 44:8፣ ማር 12:32
ኢሳ. 45:22ዘዳ 4:35
ኢሳ. 45:22ሚክ 7:7
ኢሳ. 45:23ኢሳ 55:10, 11
ኢሳ. 45:23ዘዳ 6:13፣ ሮሜ 14:11
ኢሳ. 45:25ኢሳ 61:9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 45:1-25

ኢሳይያስ

45 የሆዋ ንቕቡኡ፡ ንቂሮስ፡+

ነቲ ኣህዛብ ኣብ ቅድሚኡ ኺግዝኡ ኢለ፡+

ንነገስታት ዕጥቆም ከፍትሖም* ኢለ፡

እቲ ኣፍ ደገታት ከይዕጾስ

ክልተ ዝኽፋሉ መዓጹ ክኸፍተሉ ኢለ፡

ብየማነይቲ ኢዱ ዝሓዝክዎ+ ኸምዚ ይብሎ፦

 2 “ኣነ ቐቅድሜኻ ክኸይድ፡+

ንዅርባታት ከኣ ከጣጥሕ እየ።

መዓጹ ነሓሲ ኽሰባብር፡

ተገዳማት ሓጺን ከኣ ክቘርጽ እየ።+

 3 ብስምካ ዝጽውዓካ ዘለኹ፡+

ኣነ የሆዋ፡ ኣምላኽ እስራኤል፡ ምዃነይ ምእንቲ ኽትፈልጥሲ፡

ኣብ ጸልማት ዘሎ መዛግብትን

ኣብ ስቱር ቦታታት ዘሎ ሕቡእ መዛግብትን ክህበካ እየ።+

 4 ምእንቲ ያእቆብ ጊልያይን እስራኤል ሕሩየይን፡

ብስምካ እጽውዓካ ኣለኹ።

ዘይትፈልጠኒ እኳ እንተ ዀንካ፡ ስም ክብሪ እህበካ ኣለኹ።

 5 ኣነ የሆዋ እየ፡ ካልእ እውን የልቦን።

ብዘይካይ ኣምላኽ የልቦን።+

ዘይትፈልጠኒ እኳ እንተ ዀንካ፡ ከበርትዓካ* እየ፣

 6 ካብ ምብራቕ ጸሓይ ክሳዕ ምዕራባ፡*

ብዘይካይ ካልእ ከም ዘየልቦ

ምእንቲ ኺፈልጡስ፡ ከምኡ ኽገብር እየ።+

ኣነ የሆዋ እየ፡ ካልእ እውን የልቦን።+

 7 ብርሃን እገብር፡+ ጸልማት ከኣ እፈጥር፣+

ሰላም እገብር፡+ መዓት ድማ እፈጥር፣+

ኣነ የሆዋ ነዚ ዅሉ እገብሮ ኣለኹ።

 8 ኣቱም ሰማያት፡ ካብ ላዕሊ ዝነሙ፣+

ደበናታት ከኣ ጽድቂ የፍስሱ።

ምድሪ ትከፈት እሞ ድሕነት ተፍሪ፣

ጽድቂ እውን ብሓባር ተብቍል።+

ኣነ የሆዋ ፈጢረዮ እየ።”

 9 እቲ ምስ ገባሪኡ* ዚብኣስ፡* ወይለኡ፣

ንሱስ ገልዒ፡

ኣብ መንጎ ኣጋልዕ ምድሪ እዩ!

ካይላዶ ንሰራሕ ካይላ፡* “እንታይ ኢኻ እትገብር ዘለኻ፧” ኪብሎ ይግባእ እዩ።+

ዕዮኻዶኸ፡ “ኣእዳው የብሉን” ኪብል ይግባእ እዩ፧*

10 እቲ ንኣቦ፡ “እንታይ ኢኻ እትወልድ፧” ዚብሎ፡

ንሰበይቲ ድማ፡ “እንታይ ኢኺ እትወልዲ፧”* ዚብላ፡ ወይለኡ!

11 የሆዋ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ፡+ እቲ ዝደኰኖ ኸምዚ ይብል፦

“ብዛዕባ እቲ ዚመጽእዶ ኽትሓትቱኒ ኢኹም፧

ብዛዕባ ደቀይን+ ግብሪ ኣእዳወይንዶ ኽትእዝዙኒ ኢኹም፧

12 ንምድሪ ገይረያ፡+ ንሰብ ድማ ኣብኣ ፈጢረዮ።+

ብኣእዳወይ ሰማያት ገቲረ፡+

ንሰራዊቶም ከኣ ትእዛዛት ሂበ።”+

13 “ብጽድቅስ ሰብ ኣተንሲአ፡+

ንዅሉ መገዱ ኸኣ ከቕንዖ እየ።

ንኸተማይ ዚሰርሓ፡+

ብዘይ ዋጋ ወይ ጉቦ+ ንምሩኻተይ ሓራ ዜውጽኦም ንሱ እዩ”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

14 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“መኽሰብ* ግብጽን ሸቐጥ* ኢትዮጵያን እቶም ነዋሕቲ ሳባውያንን

ናባኻ ኺመጽእን ናትካ ኪኸውንን እዩ።

ብሰንሰለት ተኣሲሮም ደድሕሬኻ ኪኸዱ እዮም።

መጺኦም ኪሰግዱልካ እዮም።+

‘ብርግጽ ኣምላኽ ምሳኻ እዩ፣+

ካልእ እውን የልቦን፣ ካልእ ኣምላኽ የልቦን’ ኢሎም ናባኻ ኺጽልዩ እዮም።”

15 ኦ ኣምላኽ እስራኤል፡ ኦ መድሓኒ፡+

ብሓቂ ርእስኻ እትሓብእ ኣምላኽ ኢኻ።

16 ኵላቶም ኪሓፍሩን ኪዋረዱን እዮም፣

እቶም ገበርቲ ጣኦታት ብውርደት ኪመላለሱ እዮም።+

17 እስራኤል ግና ብናይ ዘለኣለም ድሕነት ብየሆዋ ኺድሕን እዩ።+

ንስኻትኩምሲ ንዘለኣለመ ኣለም ኣይክትሓፍሩን ወይ ኣይክትዋረዱን ኢኹም።+

18 እቲ ፈጣር ሰማያት፡+ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡

እቲ ንምድሪ ዝደኰናን ዝገበራን ዘጽንዓን፡+

እቲ ኺንበረላ እምበር፡ ንኸንቱ* ኢሉ ዘይፈጠራ+

የሆዋስ ከምዚ ይብል፦

“ኣነ የሆዋ እየ፡ ካልእ እውን የልቦን።

19 ኣብ ስቱር ቦታ፡ ኣብ ምድሪ ጸልማት ኣይተዛረብኩን፣+

ንዘርኢ ያእቆብ፡

‘ንኸንቱ ድለዩኒ’ ኣይበልክዎምን።

ኣነ የሆዋ ጽድቂ ዝዛረብን ቅኑዕ ዘበለ ዝነግርን እየ።+

20 ተኣከቡ፡ ንዑ።

ኣቱም ካብ ኣህዛብ ዘምለጥኩም፡ ብሓደ ቕረቡ።+

እቶም ጽሩብ ምስሊ ዚጾሩን

ኬድሕን ናብ ዘይክእል ኣምላኽ ዚጽልዩን፡ ሓንቲ እኳ ኣይፈልጡን እዮም።+

21 ንገሩ፡ ጕዳይኩም ኣቕርቡ።

ብሓደ ይማኸሩ።

ነዚ ነገር እዚ ቐደም ዘስምዐ፡

ካብ ጥንቲ ኸኣ ዝነገረ መን እዩ፧

ኣነ የሆዋ ደይኰንኩን፧

ብዘይካይ ካልእ ኣምላኽ የልቦን፣

ብዘይካይ ጻድቕ ኣምላኽን መድሓንን የልቦን።+

22 ኣነ ኣምላኽ እየ፡ ካልእ እውን የልቦን እሞ፡+

ኣቱም ወሰናት ምድሪ ዅላትኩም፡ ናባይ ተመለሱ እሞ ድሓኑ።+

23 ብርእሰይ ምሒለ እየ፣

ቃል ጽድቂ ኻብ ኣፈይ ወጺኡ እዩ፣

ኣይኪምለስን ድማ እዩ፦+

ኵሉ ብርኪ ኺምብርከኸለይ፡

ኵሉ ልሳን እውን ተኣማንነቱ ኺምሕለለይ፡+

24 ከምዚ ድማ ኪብል እዩ፦ ‘ብርግጽ ናይ ሓቂ ጽድቅን ብርታዐንሲ ብየሆዋ እዩ።

ኵሎም እቶም ኣብኡ ዚንድሩ፡ ሓፊሮም ኣብ ቅድሚኡ ኺመጹ እዮም።

25 ኵሉ ዘርኢ እስራኤል ብየሆዋ ቕኑዕ ኪኸውን፡+

ብእኡ እውን ኪምካሕ እዩ።’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ