ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ኣሳ ዝገበሮ ተሓድሶ (1-19)

2 ዜና መዋእል 15:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 4:8
  • +ኢሳ 55:6
  • +1ዜና 28:9፣ እብ 10:38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2012፡ ገጽ 9-10

2 ዜና መዋእል 15:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንብዙሕ መዓልትታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:8, 10፣ 2ዜና 17:8, 9፣ ሚል 2:7

2 ዜና መዋእል 15:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 106:43, 44፣ ኢሳ 55:7

2 ዜና መዋእል 15:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንዚወጽእ ኰነ ንዚኣቱ ሰላም ኣይነበረን።”

2 ዜና መዋእል 15:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:15, 48

2 ዜና መዋእል 15:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣእዳውኩም ኣይተውርዱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 1:9፣ 1ዜና 28:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2012፡ ገጽ 9

2 ዜና መዋእል 15:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:24
  • +2ዜና 8:12

2 ዜና መዋእል 15:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 11:16፣ 30:25

2 ዜና መዋእል 15:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:29፣ 2ነገ 23:3፣ ነህ 10:28, 29

2 ዜና መዋእል 15:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 22:20

2 ዜና መዋእል 15:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 15:2
  • +ምሳ 16:7

2 ዜና መዋእል 15:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “እተጌ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 15:9, 10
  • +ዘዳ 13:6-9
  • +1ነገ 15:13, 14

2 ዜና መዋእል 15:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መዓልትታቱ።”

  • *

    ወይ፡ “ምሉእ ብምሉእ ውፉይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 14:22, 23፣ 22:43፣ 2ነገ 14:3, 4፣ 23:19, 20
  • +1ነገ 8:61

2 ዜና መዋእል 15:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:51፣ 15:15፣ 1ዜና 26:26

2 ዜና መዋእል 15:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 14:1

ሓፈሻዊ

2 ዜና 15:2ያእ 4:8
2 ዜና 15:2ኢሳ 55:6
2 ዜና 15:21ዜና 28:9፣ እብ 10:38
2 ዜና 15:3ዘዳ 33:8, 10፣ 2ዜና 17:8, 9፣ ሚል 2:7
2 ዜና 15:4መዝ 106:43, 44፣ ኢሳ 55:7
2 ዜና 15:6ዘዳ 28:15, 48
2 ዜና 15:7እያ 1:9፣ 1ዜና 28:20
2 ዜና 15:82ነገ 23:24
2 ዜና 15:82ዜና 8:12
2 ዜና 15:92ዜና 11:16፣ 30:25
2 ዜና 15:12ዘዳ 4:29፣ 2ነገ 23:3፣ ነህ 10:28, 29
2 ዜና 15:13ዘጸ 22:20
2 ዜና 15:152ዜና 15:2
2 ዜና 15:15ምሳ 16:7
2 ዜና 15:161ነገ 15:9, 10
2 ዜና 15:16ዘዳ 13:6-9
2 ዜና 15:161ነገ 15:13, 14
2 ዜና 15:171ነገ 14:22, 23፣ 22:43፣ 2ነገ 14:3, 4፣ 23:19, 20
2 ዜና 15:171ነገ 8:61
2 ዜና 15:181ነገ 7:51፣ 15:15፣ 1ዜና 26:26
2 ዜና 15:192ዜና 14:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 15:1-19

2 ዜና መዋእል

15 መንፈስ ኣምላኽ ከኣ ኣብ ልዕሊ ዓዛርያ ወዲ ዖዴድ መጸ። 2 ንኣሳ ኺረኽቦ ወጺኡ ድማ ከምዚ በሎ፦ “ኦ ኣሳን ኵላትኩም ይሁዳን ብንያምን፡ ስምዑኒ! ንስኻትኩም ምስ የሆዋ ኽሳዕ ዝዀንኩም፡ ንሱ ምሳኻትኩም እዩ፣+ እንተ ደሊኹምዎ፡ ኪርከበልኩም እዩ፣+ እንተ ሓዲግኩምዎ ግና፡ ኪሓድገኩም እዩ።+ 3 እስራኤልሲ ንነዊሕ ግዜ* ብዘይ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ብዘይ ዚምህር ካህንን ብዘይ ሕግን ነበሩ።+ 4 ብጭንቆም ናብ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ምስ ተመልሱን ምስ ደለይዎን ግና፡ ተረኺቡሎም እዩ።+ 5 በተን ግዜያት እቲአን፡ ኣብ መንጎ ዅሎም ነበርቲ እተን ሃገራት ብዙሕ ህውከት ነበረ እሞ፡ ብደሓን ኪጕዓዝ ዚኽእል ኣይነበረን።* 6 ኣምላኽ ብዅሉ ዓይነት ጭንቂ ይህውኾም ስለ ዝነበረ፡+ ህዝቢ ብህዝቢ፡ ከተማ ብኸተማ ይሕምሸሽ ነበረ። 7 ንስኻትኩም ግና፡ ተግባርኩም ዓስቢ ኺረክብ እዩ እሞ፡ በርትዑ፡ ተስፋ እውን ኣይትቝረጹ።”*+

8 ኣሳ ድማ፡ እዚ ቓላት እዝን ትንቢት ነብዪ ዖዴድን ምስ ሰምዐ፡ ተብዐ እሞ ኻብ ኵላ ምድሪ ይሁዳን ብንያምን ካብተን ኣብ ኣኽራን ኤፍሬም ዝሓዘን ከተማታትን ጽዩፋት ጣኦታት ኣርሓቐ፣+ ነቲ ኣብ ቅድሚ እቲ ገበላ የሆዋ ዝነበረ መሰውኢ የሆዋ ኸኣ ሓደሶ።+ 9 ንዅሎም ይሁዳን ብንያምን ነቶም ካብ ኤፍሬምን ምናሴን ስምኦንን ምሳታቶም ዝነበሩ ጓኖትን ኣከቦም፣+ የሆዋ ኣምላኹ ምስኡ ኸም ዘሎ ምስ ረኣዩስ፡ ካብ እስራኤል ብዙሓት ናብኡ ኸዲዖም ነበሩ። 10 ኣብ ሳልሰይቲ ወርሒ እታ መበል 15 ዓመት ንግስና ኣሳ ድማ፡ ኣብ የሩሳሌም ተኣከቡ። 11 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብቲ ዘምጽእዎ ምርኮ 700 ከብትን 7,000 በጊዕን ንየሆዋ ሰውኡሉ። 12 ንየሆዋ ኣምላኽ ኣቦታቶም ብዅሉ ልቦምን ብዅሉ ነፍሶምን* ኪደልይዎ ኸኣ፡+ ኪዳን ኣተዉ። 13 ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ዘይደልዮ ዘበለ፡ ንእሽቶ ዀነ ዓብዪ፡ ሰብኣይ ኰነ ሰበይቲ፡ ኪቕተል ነበሮ።+ 14 ዓው ብዝበለ ድምጽን ብእልልታን ብመለኸትን ብመለኸት ቀርንን ድማ ንየሆዋ መሓሉሉ። 15 ብዅሉ ልቦም ምሒሎምን ተሃንጥዮም ደልዮምዎን ነበሩ፡ ንሱ እውን ተረኺቡሎም ነበረ እሞ፡+ ኵሎም ይሁዳ በቲ ማሕላ ተሓጐሱ፣ የሆዋ ኸኣ ኣብ ዙርያኦም ዕረፍቲ ሃቦም።+

16 ንጉስ ኣሳ ድማ፡ ዓባዩ ማዓካ+ ዓንዲ ኣምልኾ* ኪኸውን ጽዩፍ ጣኦት ስለ ዝገበረት፡ ንዓኣ እውን እንተ ዀነ፡ ካብቲ ኸም ኣደ ንጉስ* ዝነበራ ስልጣን ሰዓራ።+ ኣሳ ኸኣ ነቲ ጽዩፍ ጣኦታ ቘሪጹን ኣድቂቑን ኣብ ስንጭሮ ቄድሮን ኣንደዶ።+ 17 እቲ በረኽቲ ግና ካብ እስራኤል ኣይተወገደን ነበረ።+ ይኹን እምበር፡ ልቢ ኣሳ ብዅሉ ዘመኑ* ምሉእ* ነበረ።+ 18 ነቲ ንሱን ኣቦኡን ዝቐደስዎ ብሩርን ወርቅን ኣቕሑን ድማ ናብ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣእተዎ።+ 19 ክሳዕ መበል 35 ዓመት ንግስና ኣሳ ኸኣ ውግእ ኣይነበረን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ