ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • መስዋእቲ እንስሳታት ውጽኢታዊ ኣይነበረን (1-4)

        • ሕጊ፡ ጽላሎት እዩ (1)

      • መስዋእቲ ክርስቶስ ሓንሳእ ንሓዋሩ ቐረበ (5-18)

      • መእተዊ ዚኸውን ሓድሽን ህያውን መገዲ (19-25)

        • ኣኼባና ኣይንሕደግ (24, 25)

      • ነቶም ፈትዮም ዝሓጥኡ እተዋህበ መጠንቀቕታ (26-31)

      • ተጻዋርነት ምእንቲ ኺህልወና ዜድሊ እምንቶን እምነትን (32-39)

እብራውያን 10:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰባት በቲ በብዓመት ብቐጻሊ ዚስውእዎ ሕደ መስዋእትታት ገይሮም፡ ነቶም ዚቐርቡ ፍጹማት ኪገብርዎም ከቶ ኣይክእሉን እዮም” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 8:5
  • +ቈሎ 2:16, 17
  • +እብ 7:19፣ 9:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 17

እብራውያን 10:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቅዱስ ኣገልግሎት ዜቕርቡ።”

እብራውያን 10:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:34

እብራውያን 10:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 6 2017፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 18

    1/7/1996፡ ገጽ 14

እብራውያን 10:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 18

እብራውያን 10:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2012፡ ገጽ 28

    15/8/2000፡ ገጽ 18

    1/3/1995፡ ገጽ 13

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 18

እብራውያን 10:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:6-8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 161

እብራውያን 10:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 1:4
  • +እብ 13:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 31

    ራእይ፡ ገጽ 161

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1996፡ ገጽ 14-15

እብራውያን 10:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህዝባዊ ኣገልግሎት ኪህብን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:27, 28
  • +እብ 7:18፣ 10:1
  • +ዘጸ 29:38፣ ዘሁ 28:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2000፡ ገጽ 11

እብራውያን 10:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:34

እብራውያን 10:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:1፣ 1ቈረ 15:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 136-137

እብራውያን 10:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 7:19

እብራውያን 10:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:33፣ እብ 8:10

እብራውያን 10:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:34፣ እብ 8:12

እብራውያን 10:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እምንቶ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 9:8, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2023፡ ገጽ 28

    ራእይ፡ ገጽ 161

እብራውያን 10:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 27:51

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2023፡ ገጽ 28

    ራእይ፡ ገጽ 161

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2000፡ ገጽ 15

    1/7/1996፡ ገጽ 15-16

እብራውያን 10:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 6:13፣ እብ 3:6

እብራውያን 10:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 1:7
  • +ኤፌ 5:25, 26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 19-20

እብራውያን 10:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 15:58፣ ቈሎ 1:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 20-21

    15/12/1999፡ ገጽ 23

እብራውያን 10:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንምድራኽ፣ ንምልዕዓል።”

  • *

    ወይ፡ “ንሓድሕድና ንተሓላለ፣ ኣብ ንሓድሕድና ነቕልብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 3:23፣ 1ጢሞ 6:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 10

    ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 19-21

    15/3/2013፡ ገጽ 16

    1/2/2009፡ ገጽ 20

    15/3/2002፡ ገጽ 24-25

    15/8/2000፡ ገጽ 21-22

    15/12/1999፡ ገጽ 22-23

    15/3/1999፡ ገጽ 11

    1/3/1998፡ ገጽ 14-19

    1/4/1995፡ ገጽ 15-18፡ 20

    ፍልጠት፡ ገጽ 163

እብራውያን 10:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:3፣ ሮሜ 1:11, 12
  • +ዘዳ 31:12፣ ግብ 2:42
  • +ሮሜ 13:11፣ 2ጴጥ 3:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 20-24

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2021፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    11/2016፡ ገጽ 7

    ንቕሑ!፡

    7/2014፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 19፡ 21-22

    1/2/2009፡ ገጽ 20

    15/11/2002፡ ገጽ 4፡ 6-7

    15/3/2002፡ ገጽ 24-25

    1/3/2002፡ ገጽ 16

    15/8/2000፡ ገጽ 21-22

    15/3/2000፡ ገጽ 16-17

    15/12/1999፡ ገጽ 22-23

    15/11/1999፡ ገጽ 20

    1/3/1998፡ ገጽ 14-19

    1/4/1995፡ ገጽ 15-16፡ 18-20

እብራውያን 10:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጴጥ 2:21
  • +ማቴ 12:32፣ እብ 6:4-6፣ 1ዮሃ 5:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2011፡ ገጽ 24

    1/11/2008፡ ገጽ 10

እብራውያን 10:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 26:11

እብራውያን 10:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 17:6

እብራውያን 10:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:27, 28፣ ሉቃ 22:20
  • +እብ 6:4-6

እብራውያን 10:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:35, 36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2008፡ ገጽ 10

እብራውያን 10:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 4:6፣ እብ 6:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1999፡ ገጽ 17

    1/1/1998፡ ገጽ 9

    1/12/1996፡ ገጽ 29-31

እብራውያን 10:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ከም ኣብ ምርኢት ተቓሊዕኩም።”

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ጐድኒ።”

እብራውያን 10:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 16:9
  • +ማቴ 5:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2007፡ ገጽ 27

    1/1/2006፡ ገጽ 22-23

    1/5/2001፡ ገጽ 13-14

እብራውያን 10:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:32፣ 1ቈረ 15:58

እብራውያን 10:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 21:19፣ ያእ 5:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2015፡ ገጽ 30-31

    1/4/1996፡ ገጽ 32

እብራውያን 10:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 26:20
  • +ኣን 2:3፣ 2ጴጥ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2023፡ ገጽ 28-31

እብራውያን 10:38

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ብእኡ ባህ ኣይብላን እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:16፣ ሮሜ 1:17
  • +ኣን 2:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2000፡ ገጽ 15

    15/12/1999፡ ገጽ 20-21

እብራውያን 10:39

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጴጥ 2:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2006፡ ገጽ 17

    15/12/1999፡ ገጽ 14-24

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 4

ሓፈሻዊ

እብ. 10:1እብ 8:5
እብ. 10:1ቈሎ 2:16, 17
እብ. 10:1እብ 7:19፣ 9:9
እብ. 10:3ዘሌ 16:34
እብ. 10:6መዝ 40:6
እብ. 10:7መዝ 40:8
እብ. 10:9መዝ 40:6-8
እብ. 10:10ገላ 1:4
እብ. 10:10እብ 13:12
እብ. 10:111ሳሙ 2:27, 28
እብ. 10:11እብ 7:18፣ 10:1
እብ. 10:11ዘጸ 29:38፣ ዘሁ 28:3
እብ. 10:12ሮሜ 8:34
እብ. 10:13መዝ 110:1፣ 1ቈረ 15:25
እብ. 10:14እብ 7:19
እብ. 10:16ኤር 31:33፣ እብ 8:10
እብ. 10:17ኤር 31:34፣ እብ 8:12
እብ. 10:19እብ 9:8, 24
እብ. 10:20ማቴ 27:51
እብ. 10:21ዘካ 6:13፣ እብ 3:6
እብ. 10:221ዮሃ 1:7
እብ. 10:22ኤፌ 5:25, 26
እብ. 10:231ቈረ 15:58፣ ቈሎ 1:23
እብ. 10:24ቈሎ 3:23፣ 1ጢሞ 6:18
እብ. 10:25ኢሳ 35:3፣ ሮሜ 1:11, 12
እብ. 10:25ዘዳ 31:12፣ ግብ 2:42
እብ. 10:25ሮሜ 13:11፣ 2ጴጥ 3:11, 12
እብ. 10:262ጴጥ 2:21
እብ. 10:26ማቴ 12:32፣ እብ 6:4-6፣ 1ዮሃ 5:16
እብ. 10:27ኢሳ 26:11
እብ. 10:28ዘዳ 17:6
እብ. 10:29ማቴ 26:27, 28፣ ሉቃ 22:20
እብ. 10:29እብ 6:4-6
እብ. 10:30ዘዳ 32:35, 36
እብ. 10:322ቈረ 4:6፣ እብ 6:4
እብ. 10:34ሉቃ 16:9
እብ. 10:34ማቴ 5:12
እብ. 10:35ማቴ 10:32፣ 1ቈረ 15:58
እብ. 10:36ሉቃ 21:19፣ ያእ 5:11
እብ. 10:37ኢሳ 26:20
እብ. 10:37ኣን 2:3፣ 2ጴጥ 3:9
እብ. 10:38ዮሃ 3:16፣ ሮሜ 1:17
እብ. 10:38ኣን 2:4
እብ. 10:392ጴጥ 2:20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 10:1-39

እብራውያን

10 ሕጊ፡ ጽላሎት+ እቲ ዚመጽእ ሰናይ ነገራት ዘለዎ እምበር፡+ እቲ ናይ ሓቂ ምስሊ ስለ ዘይኰነ፡ በቲ በብዓመት ብቐጻሊ ዚስዋእ ሕደ መስዋእትታት ገይሩ፡ ነቶም ዚቐርቡ ፍጹማት ኪገብር ከቶ ኣይክእልን እዩ።*+ 2 እንተ ዘይኰነስ፡ እቶም ዜገልግሉ* ሓንሳእ ብምንጻሆም ደጊም ኣብ ሕልናኦም ሓጢኣት ስለ ዘይስምዖም፡ ምስዋእዶ ኣይምሓደግዎን ነይሮም፧ 3 እኳ ደኣስ፡ እዚ መስዋእትታት እዚ ኣብ ዓዓመት መዘከርታ ሓጢኣት እዩ፣+ 4 ከመይሲ፡ ደም ኣብዑርን ድቤላታትን ሓጢኣት ኬርሕቕ ኣይክእልን እዩ።

5 ስለዚ፡ ናብ ዓለም ኪመጽእ ከሎ፡ ከምዚ ይብል እዩ፦ “‘ሰብነት ደኣ ኢኻ ኣዳሊኻለይ እምበር፡ መስዋእትን መባእን ኣይደለኻን። 6 ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሓጢኣትን ባህ ኣይበለካን።’+ 7 ሽዑ ኸኣ ኣነ፡ ‘እነኹ፡ መጺአ። ኣብታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ብዛዕባይ ተጻሒፉ እዩ። ኦ ኣምላኽ፡ ፍቓድካ ኽገብር መጺአ’ ኢለ።”+ 8 ቅድም፡ “መስዋእትን መባእን ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሓጢኣትን ኣይደለኻን፡ ባህ እውን ኣይበለካን” ድሕሪ ምባሉ፡—እዚ ኸኣ ከምቲ ሕጊ ጌርካ ዚቐርብ መስዋእቲ እዩ፡— 9 ድሕሪኡ፡ “እነኹ፡ ፍቓድካ ኽገብር መጺአ” ይብል እዩ።+ ነቲ ኻልኣይ ምእንቲ ኺስርት ኢሉ፡ ነቲ ቐዳማይ ስዒርዎ እዩ። 10 በዚ “ፍቓድ” እዚ፡+ በቲ ሓንሳእ ንሓዋሩ እተሰውአ ሰብነት የሱስ ክርስቶስ ተቐዲስና ኣለና።+

11 ካህን ዘበለ መዓልቲ መዓልቲ ቕዱስ ኣገልግሎት ኬቕርብን*+ ሓጢኣት ምሉእ ብምሉእ ኬርሕቕ ከቶ ዘይክእል+ ሕደ መስዋእቲ ብዙሕ ሳዕ ኬቕርብን+ ይቐውም እዩ። 12 እዚ ግና ምእንቲ ሓጢኣት ንሓዋሩ ሓደ መስዋእቲ ኣቕሪቡስ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ተቐሚጡ እዩ፣+ 13 ካብኡ ኣትሒዙ ጸላእቱ ድኳ እግሩ ኽሳዕ ዚዀኑ ይጽበ ኣሎ።+ 14 ከመይሲ፡ ነቶም ዚቕደሱ ብሓደ መስዋእቲ እዩ ንሓዋሩ ፍጹማት ዝገበሮም።+ 15 መንፈስ ቅዱስ እውን ይምስክረልና ኣሎ፣ ከመይሲ፡ 16 “‘ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳን እዚ እዩ፡’ ይብል የሆዋ።* ‘ንሕግታተይ ኣብ ልቦም ከእትዎ፡ ኣብ ኣእምሮኦም እውን ክጽሕፎ እየ’” ምስ በለ፡+ 17 “ሓጢኣቶምን ዓመጻኦምን እውን ደጊም ኣይክዝክርን እየ” ይብል እዩ።+ 18 እምበኣር፡ ኣብቲ ሕድገት ሓጢኣት ዘለዎ፡ ደጊም ስለ ሓጢኣት መስዋእቲ የልቦን።

19 ስለዚ፡ ኣሕዋተየ፡ ብደም የሱስ ናብታ መቕደስ+ ንምእታው ትብዓት* ካብ ሃለወና፡— 20 እዚ ኸኣ በቲ መጋረጃ፡+ ማለት ብስጋኡ ዝመረቐልና ሓድሽን ህያውን መገዲ እዩ፡— 21 ኣብ ቤት ኣምላኽ+ እውን ዓብዪ ኻህን ካብ ሃለወና፡ 22 ልብና ኻብ ክፉእ ሕልና ብምንጻግ ነጺሁ፡+ ሰብነትና እውን ብጽሩይ ማይ ተሓጺቡ፡+ ብቕኑዕ ልብን ብምሉእ እምነትን ንቕረብ። 23 እቲ ዘተስፈወና እሙን እዩ እሞ፡ ነቲ ምእማን ተስፋና ብዘይ ውልውል ኣጽኒዕና ንሓዞ።+ 24 ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ንምንቕቓሕ* ኣብ ንሓድሕድና ነስተብህል።*+ 25 ንሓድሕድና ንተባባዕ እምበር፡+ ከምቲ ገሊኦም ልማድ ዚገብርዎ፡ ኣኼባና ኣይንሕደግ።+ እታ መዓልቲ እቲኣ ትቐርብ ከም ዘላ ኽትርእዩ ኸለኹም ከኣ፡ ነዚ ብዝያዳ ግበርዎ።+

26 ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ምስ ተቐበልናስ፡+ ፈቲና ብሓጢኣት እንተ ተመላሊስና፡ ደጊም ስለ ሓጢኣት ዚስዋእ መስዋእቲ የልቦን፣+ 27 የግዳስ፡ ዜፍርህ ትጽቢት ፍርድን ነቶም ተጻረርቲ ዚበልዕ ዚነድድ ቍጥዓን እዩ ዘሎ።+ 28 ንሕጊ ሙሴ ዘፍረሰ፡ ብምስክርነት ክልተ ወይ ሰለስተ፡ ብዘይ ርሕራሐ እዩ ዚመውት።+ 29 ንወዲ ኣምላኽ ዝረገጸ፡ ነቲ እተቐደሰሉ ደም ኪዳን+ ከኣ ከም ተራ ዝቘጸረ፡ ንመንፈስ ጸጋ እውን ብንዕቀት ዘቘጥዐ ግዳ ኽንደይ ዝገደደ መቕጻዕቲ ዘይግብኦ ይመስለኩም፧+ 30 ነቲ፡ “ሕነ ናተይ እዩ፣ ኣነ ኽፈድዮ እየ፡” ደጊሙ ኸኣ፡ “የሆዋ* ንህዝቡ ኺፈርዶ እዩ” ዝበለስ ንፈልጦ ኢና።+ 31 ኣብ ኢድ እቲ ህያው ኣምላኽ ምውዳቕ፡ ዜፍርህ እዩ።

32 ነተን ብርሃን ምስ በርሃልኩም፡+ ብርቱዕ ቃልስን መከራን እተጻወርኩምለን ቀዳሞት መዓልትታት ግና ዘክርወን። 33 ኣብ ገሊኡ እዋን ንጸርፍን ንጸበባን ተቓሊዕኩም* ኔርኩም ኢኹም፣ ኣብ ገሊኡ እዋን ከኣ መማቕልቲ* እቶም ከምዚ ዝኣመሰለ ዝበጽሖም ኴንኩም ኢኹም። 34 ዚሓይሽን ዚነብርን ገንዘብ ከም ዘሎኩም ፈሊጥኩም፡+ ነቶም እሱራት ደንጊጽኩምሎም፡ ንምዝማት ንብረትኩም ድማ ብሓጐስ ተቐቢልኩምዎ ኢኹም።+

35 እምበኣር፡ ነቲ ብዙሕ ዓስቢ ዘለዎ ናይ ምዝራብ ትብዓትኩም ኣይትደርብይዎ።+ 36 ፍቓድ ኣምላኽ ምስ ገበርኩም፡ ነታ ተስፋ ምእንቲ ኽትረኽብዋስ፡ ተጻዋርነት የድልየኩም ኣሎ።+ 37 ከመይሲ፡ ድሕሪ “ኣዝዩ ቝሩብ ግዜ፡”+ “እቲ ዚመጽእ ኪመጽእ እዩ፡ ኣይኪድንጕን ከኣ እዩ።”+ 38 “ጻድቐይ ግና ብእምነት ይነብር፡”+ ድማ “እንተ ኣድሓርሒሩ፡ ኣነ ብእኡ ባህ ኣይብለንን እዩ።”*+ 39 ንሕናስ ምስቶም ህይወቶም* ንምድሓን ዚኣምኑ እምበር፡ ምስቶም ናብ ጥፍኣት ዜድሓርሕሩ ኣይኰንናን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ