ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 110
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ከም መልከጼዴቅ ዝበለ ንጉስን ካህንን

        • “ኣብ ማእከል ጸላእትኻ ግዛእ” (2)

        • ብፍታው ዚመጹ መንእሰያት ከም ኣውሊ እዮም (3)

መዝሙር 110:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 22:43, 44፣ ማር 12:36፣ ሉቃ 20:42, 43፣ ግብ 2:34, 35፣ ሮሜ 8:34፣ 1ቈረ 15:25፣ ኤፌ 1:20፣ እብ 1:3, 13፣ 8:1፣ 10:12, 13፣ 12:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 194

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 252

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2012፡ ገጽ 26

    1/9/2006፡ ገጽ 13-14

    ፍልጠት፡ ገጽ 96

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 15-16

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 136-137

መዝሙር 110:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 2:8, 9፣ 45:4, 5፣ ማቴ 28:18፣ ራእ 6:2፣ 12:5፣ 19:11, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 136-137

መዝሙር 110:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “በታ ሰራዊትካ እተኽትተላ መዓልቲ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 55

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 61-65

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2008፡ ገጽ 12

    15/9/2002፡ ገጽ 8

መዝሙር 110:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣይኪጥዓስን ከኣ እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 14:18፣ እብ 5:5, 6፣ 6:19, 20፣ 7:3, 11, 21, 28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 194

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2012፡ ገጽ 26

    1/9/2006፡ ገጽ 14

መዝሙር 110:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 16:8
  • +መዝ 2:2፣ ሮሜ 2:5፣ ራእ 11:18፣ 19:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 14

መዝሙር 110:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መንጎ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንርእሲ።”

  • *

    ወይ፡ “ብዘላ ምድሪ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 79:6
  • +ኤር 25:31-33

መዝሙር 110:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ነቲ ኣብ ፍ. 1፡ “ጐይታይ” ተባሂሉ ዘሎ የመልክት።

ሓፈሻዊ

መዝ. 110:1ማቴ 22:43, 44፣ ማር 12:36፣ ሉቃ 20:42, 43፣ ግብ 2:34, 35፣ ሮሜ 8:34፣ 1ቈረ 15:25፣ ኤፌ 1:20፣ እብ 1:3, 13፣ 8:1፣ 10:12, 13፣ 12:2
መዝ. 110:2መዝ 2:8, 9፣ 45:4, 5፣ ማቴ 28:18፣ ራእ 6:2፣ 12:5፣ 19:11, 15
መዝ. 110:4ዘፍ 14:18፣ እብ 5:5, 6፣ 6:19, 20፣ 7:3, 11, 21, 28
መዝ. 110:5መዝ 16:8
መዝ. 110:5መዝ 2:2፣ ሮሜ 2:5፣ ራእ 11:18፣ 19:19
መዝ. 110:6መዝ 79:6
መዝ. 110:6ኤር 25:31-33
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 110:1-7

መዝሙር

ናይ ዳዊት። መዝሙር።

110 የሆዋ ንጐይታይ፡

“ንጸላእትኻ ድኳ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡

ኣብ የማነይ ተቐመጥ” በሎ።+

 2 የሆዋ ኻብ ጽዮን ዘንጊ ስልጣንካ ኺዝርግሕ፡

“ኣብ ማእከል ጸላእትኻ ግዛእ” ከኣ ኪብል እዩ።+

 3 ብመዓልቲ ሰራዊትካ፡* ህዝብኻ ፈትዩ ኺመጽእ እዩ።

ግርማዊ ቕድስና ለቢሶም፡ ካብ ከርሲ ወጋሕታ ዚወጹ፡

ከም ኣውሊ ዝበሉ ጭፍራ መንእሰያት ኣለዉኻ።

 4 የሆዋ፡ “ንስኻ ኸም ስርዓት መልከጼዴቅ

ንዘለኣለም ካህን ኢኻ!”+

ኢሉ ምሒሉ እዩ፣ ሓሳቡ ኸኣ ኣይኪልውጥን እዩ።*

 5 የሆዋ ኣብ የማንካ ኪኸውን፡+

ብመዓልቲ ቝጥዓኡ ድማ ንነገስታት ኪጭፍልቖም እዩ።+

 6 ኣብ ልዕሊ* ኣህዛብ ፍርዲ ኺፍጽም፣+

ነታ ምድሪ ብሬሳታት ኪመልኣ እዩ።+

ንመራሒ* ገፋሕ ምድሪ* ኺጭፍልቖ እዩ።

 7 ንሱ* ኣብ ጥቓ መገዲ ኻብ ዘሎ ወሓዚ ኺሰቲ እዩ።

ስለዚ፡ ርእሱ ልዕል ኬብል እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ