ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • የሱስ፡ ናይ እምነትና ፍጹም ገባሪ (1-3)

        • ክንድዚ ዚኣኽሉ ደበና መሰኻኽር (1)

      • ተግሳጽ የሆዋ ኣይትንዓቕ (4-11)

      • ንኣእጋርኩም ትኽ ዝበለ መገዲ ግበሩ (12-17)

      • ናብ ሰማያዊት የሩሳሌም ምቕራብ (18-29)

እብራውያን 12:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 3:12
  • +1ቈረ 9:24, 26፣ ፊል 3:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2023፡ ገጽ 26፡ 29-31

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2022፡ ገጽ 25

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2011፡ ገጽ 17-18፡ 20-23

    15/8/2004፡ ገጽ 23-24

    15/1/2003፡ ገጽ 5-6

    1/1/2001፡ ገጽ 29-30

    1/10/1999፡ ገጽ 17-18፡ 19-21

    15/1/1998፡ ገጽ 13

    1/1/1998፡ ገጽ 6-11

    15/1/1997፡ ገጽ 30

እብራውያን 12:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 14:6፣ ግብ 5:31፣ እብ 2:10
  • +መዝ 110:1፣ እብ 10:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 73-74

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 232-233

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    12/2016፡ ገጽ 27

    4/2016፡ ገጽ 15

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 203-204

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1510

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2010፡ ገጽ 5

    15/7/2009፡ ገጽ 6

    15/10/2008፡ ገጽ 32

    1/10/2006፡ ገጽ 26

    15/9/2005፡ ገጽ 21

    1/1/2005፡ ገጽ 15

    1/1/2001፡ ገጽ 31

    1/9/2000፡ ገጽ 12

    1/10/1999፡ ገጽ 21

    15/5/1998፡ ገጽ 10

    15/2/1996፡ ገጽ 28-29

እብራውያን 12:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳትኩም ምእንቲ ኸይሕለላንሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 6:9
  • +ማቴ 27:39

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    4/2016፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 32

    15/1/2008፡ ገጽ 26-27

    1/1/2005፡ ገጽ 15

    1/12/1995፡ ገጽ 13-14

እብራውያን 12:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 32

    15/4/2002፡ ገጽ 30

    15/2/2002፡ ገጽ 29

እብራውያን 12:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2012፡ ገጽ 29

እብራውያን 12:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ይቐጽዖ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 3:11, 12

እብራውያን 12:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስልጠናኹም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:14፣ እብ 2:10
  • +ምሳ 13:24

እብራውያን 12:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣቦታት ስጋና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 4:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2019፡ ገጽ 14-15

እብራውያን 12:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:15, 16

እብራውያን 12:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2007፡ ገጽ 19

እብራውያን 12:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1996፡ ገጽ 14

እብራውያን 12:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 4:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 32

እብራውያን 12:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:14፣ ሮሜ 6:19፣ 12:18፣ 14:19፣ 1ተሰ 4:3, 4፣ እብ 10:10

እብራውያን 12:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 29:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 32

    1/11/2006፡ ገጽ 26

እብራውያን 12:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ምንዝርና” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 25:32, 34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 14-15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2013፡ ገጽ 28

    1/5/2002፡ ገጽ 10-11

እብራውያን 12:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ሓሳብ ኣቦኡ።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቦታ ኣይረኸበሉን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 27:34

እብራውያን 12:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:12
  • +ዘጸ 19:18
  • +ዘጸ 19:16

እብራውያን 12:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:19
  • +ዘጸ 20:18, 19
  • +ዘዳ 4:11, 12

እብራውያን 12:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:12, 13

እብራውያን 12:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 9:19

እብራውያን 12:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሰርተታት ኣሽሓት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 14:1
  • +ራእ 21:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 199

እብራውያን 12:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 7:10
  • +ዘፍ 18:25፣ መዝ 94:2፣ ኢሳ 33:22
  • +እብ 12:9
  • +እብ 10:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1995፡ ገጽ 5

እብራውያን 12:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 2:5፣ እብ 9:15
  • +ማቴ 26:27, 28
  • +ዘፍ 4:8, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 13-14

እብራውያን 12:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከይተመኻንዩ፣ ዕሽሽ ከይትብልዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 1:2፣ 2:2-4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2010፡ ገጽ 25-26

እብራውያን 12:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:18
  • +ሃጌ 2:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2021፡ ገጽ 18-19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2006፡ ገጽ 31

    15/4/2006፡ ገጽ 20

እብራውያን 12:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2021፡ ገጽ 18-19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 32

    15/5/2006፡ ገጽ 31

    15/4/2006፡ ገጽ 20

እብራውያን 12:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቕዱስ ኣገልግሎት እነቕርበሉ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2021፡ ገጽ 19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2006፡ ገጽ 24

    15/4/2006፡ ገጽ 20

    ራእይ፡ ገጽ 199

እብራውያን 12:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:24

ሓፈሻዊ

እብ. 12:1እብ 3:12
እብ. 12:11ቈረ 9:24, 26፣ ፊል 3:13, 14
እብ. 12:2ዮሃ 14:6፣ ግብ 5:31፣ እብ 2:10
እብ. 12:2መዝ 110:1፣ እብ 10:12
እብ. 12:3ገላ 6:9
እብ. 12:3ማቴ 27:39
እብ. 12:6ምሳ 3:11, 12
እብ. 12:72ሳሙ 7:14፣ እብ 2:10
እብ. 12:7ምሳ 13:24
እብ. 12:9ያእ 4:10
እብ. 12:101ጴጥ 1:15, 16
እብ. 12:12ኢሳ 35:3
እብ. 12:13ምሳ 4:26
እብ. 12:14መዝ 34:14፣ ሮሜ 6:19፣ 12:18፣ 14:19፣ 1ተሰ 4:3, 4፣ እብ 10:10
እብ. 12:15ዘዳ 29:18
እብ. 12:16ዘፍ 25:32, 34
እብ. 12:17ዘፍ 27:34
እብ. 12:18ዘጸ 19:12
እብ. 12:18ዘጸ 19:18
እብ. 12:18ዘጸ 19:16
እብ. 12:19ዘጸ 19:19
እብ. 12:19ዘጸ 20:18, 19
እብ. 12:19ዘዳ 4:11, 12
እብ. 12:20ዘጸ 19:12, 13
እብ. 12:21ዘዳ 9:19
እብ. 12:22ራእ 14:1
እብ. 12:22ራእ 21:2
እብ. 12:23ዳን 7:10
እብ. 12:23ዘፍ 18:25፣ መዝ 94:2፣ ኢሳ 33:22
እብ. 12:23እብ 12:9
እብ. 12:23እብ 10:14
እብ. 12:241ጢሞ 2:5፣ እብ 9:15
እብ. 12:24ማቴ 26:27, 28
እብ. 12:24ዘፍ 4:8, 10
እብ. 12:25እብ 1:2፣ 2:2-4
እብ. 12:26ዘጸ 19:18
እብ. 12:26ሃጌ 2:6
እብ. 12:29ዘዳ 4:24
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 12:1-29

እብራውያን

12 ስለዚ፡ ብኽንድዚ ዚኣኽሉ ደበና መሰኻኽር ተኸቢብና ስለ ዘለና፡ ንዅሉ ኽብደትን ነቲ ብቐሊሉ ዚሓላልኸና ሓጢኣትን ንቐንጥጥ፣+ ኣብቲ ኣብ ቅድሜና ዘሎ ቕድድም ከኣ ብተጻዋርነት ንጕየ፣+ 2 ናብቲ ናይ እምነትና ቐንዲ ወኪልን ፍጹም ገባርን ዝዀነ የሱስ ድማ ኣተኲርና ንጠምት።+ ንሱ ሕፍረት ንዒቑ፡ ስለቲ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ሓጐስ ኢሉ ጕንዲ ስቅያት* ተጻዊሩ፡ ኣብ የማን ዝፋን ኣምላኽ ከኣ ተቐሚጡ እዩ።+ 3 ምእንቲ ኸይትደኽሙን ከይትሕለሉንሲ፡*+ ነቲ ኻብ ሓጥኣን ክንድዚ ዚኣክል ንጥቕሚ ርእሶም ዚጐድእ ተጻራሪ ዘረባ እተጻወረ ኣስተብህሉሉ።+

4 ምስቲ ሓጢኣት እቲ ኽትቃለሱ ኸለኹም፡ ደምኩም ክሳዕ ዚፈስስ ገና ኣይተቓወምኩምን። 5 ነቲ ኸም ውሉዳት ገይሩ ኸምዚ ዚብለኩም ምዕዶ ፈጺምኩም ረሲዕኩምዎ ኢኹም፦ “ወደየ፡ ተግሳጽ የሆዋ* ኣይትንዓቕ፡ እንተ ገኒሑካ እውን ኣይትተሓለል፣ 6 የሆዋስ* ንዜፍቅሮ እዩ ዚግስጾ፣ ነቲ ኸም ውሉዱ ዚቕበሎ ዘበለ እውን ይገርፎ* እዩ።”+

7 ከም ክፍሊ ተግሳጽኩም፡* ክትጻወሩ ኣሎኩም። ኣምላኽ ከም ውሉዳቱ ገይሩ ይርእየኩም ኣሎ።+ ኣቦኡ ዘይግስጾኸ እንታዋይ ውሉድ እዩ፧+ 8 ካብቲ ዅሉ ዚቕበሎ ተግሳጽ እንተ ዘይተኻፊልኩም ግና፡ ደቓሉ እምበር፡ ውሉዳት ኣይኰንኩምን። 9 ኣብ ርእሲ እዚ፡ ሰብኣውያን ኣቦታትና* ይግስጹና ነይሮም፡ ነኽብሮም እውን ኔርና። ነቲ ኣቦ መንፈሳዊ ህይወትና ግዳ ኣዚና እናተገዛእናዮዶ ኽንነብር ኣይግብኣናን እዩ፧+ 10 እቲኣቶምሲ ንሓጺር ግዜ ኸም ዝመሰሎም ገይሮም እዮም ገሲጾምና፣ ንሱ ግና ካብ ቅድስናኡ ኽንማቐል ኢሉ ንጥቕምና እዩ ዚገብሮ።+ 11 ተግሳጽ ዘበለስ ዜጕሂ እምበር፡ ንግዜኡ ዜሐጕስ ኣይመስልን እዩ፣ ንዳሕራዩ ግና ነቶም ብእኡ ዝሰልጠኑ ናይ ሰላም ፍረ፡ ማለት ጽድቂ የፍርየሎም እዩ።

12 ስለዚ፡ ዘርጋሕጋሕ ንዝበላ ኣእዳውን ረሸሽ ንዝበላ ኣብራኽን ኣደልድሉ፣+ 13 እቲ ዚሕንክስ ኪሓዊ እምበር፡ ወለም ምእንቲ ኸይብሎስ፡ ንኣእጋርኩም ትኽ ዝበለ መገዲ ግበሩ።+ 14 ምስ ኵሉ ሰብ፡ ሰላምን ቅድስናን ስዓቡ፣+ ብዘይ ቅድስናስ ሓደ እኳ ንጐይታ ኣይርእዮን እዩ። 15 ሓደ እኳ ጸጋ ኣምላኽ ከይስእን፡ መርዛም ሱር በቚሉ ድማ ከየሸግረኩም እሞ ብዙሓት ብእኡ ኸይረኽሱ ተጠንቀቑ።+ 16 ካባኻትኩም ሓደ እኳ ኣመንዝራ* ወይስ ከምቲ ንሓደ ብልዒ ብዅርናኡ ዝሸጠ ኤሳው ንቕዱስ ነገራት ዚንዕቕ ከይከውን ድማ ተጠንቀቑ።+ 17 ንሱ ጸኒሑ ነቲ በረኸት ኪወርስ ምስ ደለየ ኸም እተኣብየስ ትፈልጡ ኢኹም፣ ብንብዓት ሓሳብ* ኬለውጥ እኳ ኣጸቢቑ እንተ ደለየ፡+ ኣይጠቐሞን።*

18 ንስኻትኩምሲ ናብቲ ዚድህሰስን+ ብሓዊ ዚነድድን+ ናብ ጸሊም ደበናን ድቕድቕ ጸልማትን ህቦብላን+ 19 ናብ ደሃይ መለኸትን+ ናብቲ ምስ ሰምዕዎ ወሲኹ ኸይዛረቦም ዝለመኑሉ+ ቓላት ዚዛረብ ድምጽን+ ኣይቀረብኩምን። 20 ንሳቶምሲ ነቲ፡ “እንስሳ እኳ ነቲ ኸረን እንተ ተንክይዎ፡ ብዳርባ እምኒ ይሙት”+ ዚብል ትእዛዝ ኪጾርዎ ኣይከኣሉን። 21 እቲ ትርኢት ኣዝዩ ዜፍርህ ስለ ዝነበረ እውን፡ ሙሴ፡ “እፈርህን ራዕራዕ እብልን ኣለኹ” ኢሉ እዩ።+ 22 ንስኻትኩም ግና ናብ ከረን ጽዮንን+ ናብ ከተማ እቲ ህያው ኣምላኽ ዝዀነት ሰማያዊት የሩሳሌምን+ ናብ ኣእላፋት* መላእኽቲ 23 ኣብ ሓፈሻዊ ኣኼባን+ ናብ ጉባኤ እቶም ኣብ ሰማያት ተመዝጊቦም ዘለዉ በዅራትን ናብቲ ፈራድ ኵሉ ዝዀነ ኣምላኽን+ ናብ መንፈሳዊ ህይወት+ እቶም ፍጹማት ዝዀኑ ጻድቃንን+ 24 ናብ የሱስ እቲ መንጎኛ+ ሓድሽ ኪዳንን+ ናብቲ ኻብ ደም ኣቤል+ ብዝሓሸ ዚዛረብ ምንጻግ ደምን ኢኹም ቀሪብኩም።

25 ነቲ ዚዛረበኩም ዘሎ ምስማዕ ከይትኣብይዎ* ተጠንቀቑ። እቶም ነቲ ኣብ ምድሪ መለኮታዊ መጠንቀቕታ ዝሃቦም ምስማዕ ዝኣበዩ ኻብ ዘየምለጡስ፡ ነቲ ኻብ ሰማያት ዚዛረበና ዝባንና እንተ መሊስናሉ ግዳ ኸመይ ኢልና ኸነምልጥ!+ 26 ሽዑ፡ ድምጹ ንምድሪ ኣናዊጽዋ እዩ፣+ ሕጂ ግና፡ “ገና ሓንሳእ ንምድሪ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንሰማይ እውን ከናውጾ እየ” ኢሉ ኣተስፍዩ ኣሎ።+ 27 እዚ “ገና ሓንሳእ” ዚብል ቃል፡ ዘይተናወጸ ነገራት ጸኒዑ ምእንቲ ኺነብር፡ እተናወጸ ነገራት፡ ማለት እተገብረ ነገራት፡ ከም ዜልግስ እዩ ዜመልክት። 28 ስለዚ፡ ዘይትናወጽ መንግስቲ እንቕበል ካብ ኰንናስ፡ እቲ ንኣምላኽ ብፍርሃት ኣምላኽን ብኣኽብሮትን ብቕቡል መገዲ እነገልግለሉ* ጸጋ ኣምላኽ ንቀበል። 29 ከመይሲ፡ ኣምላኽና ዚባላዕ ሓዊ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ