ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 50
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ሓጢኣት እስራኤል ጸገማት ይፈጥር (1-3)

      • እዙዝ ጊልያ የሆዋ (4-11)

        • ልሳንን እዝንን እተማህሩ (4)

ኢሳይያስ 50:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 24:1
  • +2ነገ 17:16, 17
  • +ኢሳ 59:2፣ ኤር 3:1

ኢሳይያስ 50:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 35:15
  • +ኢሳ 40:28፣ 59:1
  • +ዘጸ 14:21, 29፣ መዝ 106:9፣ ኢሳ 51:10
  • +መዝ 107:33፣ 114:1, 3፣ ኢሳ 42:15፣ ናሆ 1:4

ኢሳይያስ 50:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 10:21

ኢሳይያስ 50:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብቓል።”

  • *

    ወይ፡ “ዘበርትዕ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ኣጸቢቑ ዝሰልጠነ ልሳን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 7:15, 46
  • +ዘጸ 4:11፣ ኤር 1:9
  • +ማቴ 13:54

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 133-134

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 182-183

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2012፡ ገጽ 11

    15/1/2009፡ ገጽ 22

    1/8/1995፡ ገጽ 14-15፡ 17

ኢሳይያስ 50:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:6-8
  • +ማቴ 26:39፣ ፊል 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 133-134

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2012፡ ገጽ 11

    15/1/2009፡ ገጽ 22

    1/8/1995፡ ገጽ 15

ኢሳይያስ 50:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነጸይቲ ጭሕሚ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:67፣ ማር 14:65፣ ሉቃ 22:63፣ ዮሃ 18:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 133-134፡ 172

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 14

    15/1/2009፡ ገጽ 22

    1/10/2008፡ ገጽ 5

    1/8/1995፡ ገጽ 15

ኢሳይያስ 50:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:8
  • +ህዝ 3:8, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/1995፡ ገጽ 15

ኢሳይያስ 50:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪብኣሰኒ።”

  • *

    ወይ፡ “ገጽ ንገጽ ንጋጠም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 22

ኢሳይያስ 50:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2009፡ ገጽ 22

ኢሳይያስ 50:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ይወከል።”

  • *

    ወይ፡ “ይጸጋዕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:1፣ 53:11

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 50:1ዘዳ 24:1
ኢሳ. 50:12ነገ 17:16, 17
ኢሳ. 50:1ኢሳ 59:2፣ ኤር 3:1
ኢሳ. 50:2ኤር 35:15
ኢሳ. 50:2ኢሳ 40:28፣ 59:1
ኢሳ. 50:2ዘጸ 14:21, 29፣ መዝ 106:9፣ ኢሳ 51:10
ኢሳ. 50:2መዝ 107:33፣ 114:1, 3፣ ኢሳ 42:15፣ ናሆ 1:4
ኢሳ. 50:3ዘጸ 10:21
ኢሳ. 50:4ዮሃ 7:15, 46
ኢሳ. 50:4ዘጸ 4:11፣ ኤር 1:9
ኢሳ. 50:4ማቴ 13:54
ኢሳ. 50:5መዝ 40:6-8
ኢሳ. 50:5ማቴ 26:39፣ ፊል 2:8
ኢሳ. 50:6ማቴ 26:67፣ ማር 14:65፣ ሉቃ 22:63፣ ዮሃ 18:22
ኢሳ. 50:7ኢሳ 49:8
ኢሳ. 50:7ህዝ 3:8, 9
ኢሳ. 50:8ሮሜ 8:33
ኢሳ. 50:10ኢሳ 42:1፣ 53:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 50:1-11

ኢሳይያስ

50 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ጽሑፍ መፍትሒ+ እታ ዝሰደድክዋ ኣዴኹም ኣበይ ኣሎ፧

ወይስ ነየናይ ካብ ኣለቃሕተይ እየ ሸይጠኩም፧

እንሆ፡ ብሰንኪ ስሕተትኩም+ ኢኹም ተሼጥኩም፣

ብሰንኪ ኣበሳኹም እውን እያ ኣዴኹም እተሰድደት።+

 2 ስለምንታይ ደኣ ምስ መጻእኩስ፡ ሓደ እኳ ዘይጸንሐ፧

ስለምንታይከ ምስ ጸዋዕኩ፡ ሓደ እኳ ዘይመለሰ፧+

ኢደይዶ ንምብጃው ሓጻር እያ፧

ንምንጋፍከ ሓይሊዶ የብለይን እየ፧+

እንሆ፡ ብመግናሕተይ ንባሕሪ አንቅጾ፣+

ንኣፍላግ ድማ ምድረ በዳ እገብሮ።+

ዓሳታቱ ብስእነት ማይ ይምሽምሹ፣

ብሰንኪ ጽምኢ ኸኣ ይሞቱ።

 3 ንሰማያት ብድነ እኸድኖ፡+

መጐልበቢኡ ድማ ማቕ እገብሮ።”

 4 ንድኹም ከመይ ገይረ ብቕኑዕ ቃል* ከም ዝምልስ* ምእንቲ ኽፈልጥሲ፡+

እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ልሳን እተማህሩ* ሂቡኒ እዩ።+

ንግሆ ንግሆ የንቅሓኒ፣

ከምቶም እተማህሩ ኽሰምዕሲ ንእዝነይ የንቅሖ።+

 5 እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ እዝነይ ከፊቱለይ፣

ኣነ ኸኣ ዓላዊ ኣይኰንኩን።+

ናብ ኣንጻሩ ኣንፈት ድማ ኣየበልኩን።+

 6 ዝባነይ ንወቓዕቲ፡

መዓጕርተይ ከኣ ንነጸይቲ* ሂበ እየ።

ገጸይ ካብ ዜዋርድ ነገርን ጡፍ ካብ ምባልን ኣይሓባእኩን።+

 7 እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ግና ኪረድኣኒ እዩ።+

ስለዚ፡ ኣይክዋረድን እየ።

ስለዚ፡ ንገጸይ ከም ኣዝሒት ገይረዮ እየ፣+

ከም ዘይሓፍር ድማ እፈልጥ እየ።

 8 እቲ ዜጽድቐኒ ቐረባ እዩ።

መን ኪኸስሰኒ* ይኽእል፧+

ብሓደ እስከ ንቑም።*

መን እዩ ምሳይ ነገር ዘለዎ፧

ይቕረበኒ።

 9 እንሆ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኺረድኣኒ እዩ።

መን እዩ ዚዅንነኒ፧

እንሆ፡ ኵላቶም ከም ክዳን ኪበልዩ እዮም፣

ብልዒ እውን ኪበልዖም እዩ።

10 ካባኻትኩምሲ ንየሆዋ ዚፈርሆ፡

ድምጺ ጊልያኡ ድማ ዚሰምዕ መን እዩ፧+

ብድቕድቕ ጸልማት፡ ብዘይ ገለ ብርሃን እተመላለሰ መን እዩ፧

ብስም የሆዋ ይተኣመን፡* ኣብ ኣምላኹ እውን ይመርኰስ።*

11 “እንሆ፡ ኣቱም ሓዊ እትውልዑ፡

ቍልዒ ሓዊ እተንጥሩ፡

ብብርሃን ሓውኹም፡

ኣብቲ ዘንደድኩምዎ ቝልዒ ሓዊ ተመላለሱ።

ካብ ኢደይሲ እዚ ኢኹም ክትረኽቡ፦

ብብርቱዕ ስቓይ በጥ ክትብሉ ኢኹም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ