ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 39
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ውድቀት የሩሳሌም (1-10)

        • ጼዴቅያስ ሃደመ፡ ድሕሪኡ ተታሕዘ (4-7)

      • ንኤርምያስ ክንክን ኪግበረሉ ትእዛዝ ተዋህበ (11-14)

      • ህይወት ዔቤድ-ሜሌክ ክትድሕን ምዃና ተነግረ (15-18)

ኤርምያስ 39:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:1, 2፣ ኤር 52:4, 5፣ ህዝ 24:1, 2

ኤርምያስ 39:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:3, 4፣ ኤር 52:6, 7፣ ህዝ 33:21

ኤርምያስ 39:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ ብመሰረት ካልእ ኣከፋፍላ ቓላት እቲ ጽሑፍ እብራይስጢ፡ “ኔርጋል-ሸሬጽርን ሳምጋር-ኔቦን ሳርሰኪምን ራብሳሪስን።”

  • *

    ወይ፡ “እቲ ሓለቓ ገበርቲ ስሒርን (ቈጸርቲ ኸዋኽብትን)።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 1:15

ኤርምያስ 39:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:25
  • +2ነገ 25:4-7፣ ኤር 52:7-11

ኤርምያስ 39:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 32:4፣ 38:18
  • +2ነገ 17:24
  • +2ነገ 23:31, 33

ኤርምያስ 39:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 21:7፣ 34:18-20

ኤርምያስ 39:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 12:13

ኤርምያስ 39:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንቤተ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 5:9፣ ኤር 38:18
  • +2ነገ 25:9-11፣ 2ዜና 36:17, 19፣ ነህ 1:3፣ ኤር 52:13-15

ኤርምያስ 39:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:20፣ ኤር 40:1፣ 52:12

ኤርምያስ 39:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብግዴታ ኼገልግሉ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:12፣ ኤር 52:16

ኤርምያስ 39:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

ኤርምያስ 39:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 40:2, 4

ኤርምያስ 39:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቲ ሓለቓ ኣገልገልቲ ቤተ መንግስትን።”

  • *

    ወይ፡ “እቲ ሓለቓ ገበርቲ ስሒርን (ቈጸርቲ ኸዋኽብትን)።”

ኤርምያስ 39:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 38:28
  • +2ነገ 25:22፣ ኤር 40:5፣ 41:2
  • +2ዜና 34:20, 21፣ ኤር 26:24
  • +2ነገ 22:8

ኤርምያስ 39:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 32:2፣ 37:21

ኤርምያስ 39:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 38:7

ኤርምያስ 39:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2012፡ ገጽ 31

ኤርምያስ 39:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህይወትካ (ነፍስኻ) ኸተድሕን ኢኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:39, 40፣ ኤር 17:7
  • +ኤር 45:2, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2012፡ ገጽ 31

ሓፈሻዊ

ኤር. 39:12ነገ 25:1, 2፣ ኤር 52:4, 5፣ ህዝ 24:1, 2
ኤር. 39:22ነገ 25:3, 4፣ ኤር 52:6, 7፣ ህዝ 33:21
ኤር. 39:3ኤር 1:15
ኤር. 39:4ዘዳ 28:25
ኤር. 39:42ነገ 25:4-7፣ ኤር 52:7-11
ኤር. 39:5ኤር 32:4፣ 38:18
ኤር. 39:52ነገ 17:24
ኤር. 39:52ነገ 23:31, 33
ኤር. 39:6ኤር 21:7፣ 34:18-20
ኤር. 39:7ህዝ 12:13
ኤር. 39:8ኢሳ 5:9፣ ኤር 38:18
ኤር. 39:82ነገ 25:9-11፣ 2ዜና 36:17, 19፣ ነህ 1:3፣ ኤር 52:13-15
ኤር. 39:92ነገ 25:20፣ ኤር 40:1፣ 52:12
ኤር. 39:102ነገ 25:12፣ ኤር 52:16
ኤር. 39:12ኤር 40:2, 4
ኤር. 39:14ኤር 38:28
ኤር. 39:142ነገ 25:22፣ ኤር 40:5፣ 41:2
ኤር. 39:142ዜና 34:20, 21፣ ኤር 26:24
ኤር. 39:142ነገ 22:8
ኤር. 39:15ኤር 32:2፣ 37:21
ኤር. 39:16ኤር 38:7
ኤር. 39:18መዝ 37:39, 40፣ ኤር 17:7
ኤር. 39:18ኤር 45:2, 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 39:1-18

ኤርምያስ

39 ኣብ ታሽዐይቲ ዓመት ጼዴቅያስ ንጉስ ይሁዳ፡ ኣብ ዓስረይቲ ወርሒ፡ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎንን ኵሉ ሰራዊቱን ናብ የሩሳሌም መጺኦም ከበብዋ።+

2 ኣብ መበል 11 ዓመት ጼዴቅያስ፡ ኣብ ራብዐይቲ ወርሒ፡ ኣብ ታሽዐይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ንመካበብያ እታ ኸተማ ብሓደ ቦታ ኣፍረስዎ።+ 3 ኵሎም መሳፍንቲ ንጉስ ባቢሎን ከኣ፡ ማለት ኔርጋል-ሸሬጽር እቲ ሳምጋርን ኔቦ-ሳርስኪም እቲ ራብሳሪስን* ኔርጋል-ሸሬጽር እቲ ራብማግን* ኵሎም ዝተረፉ መሳፍንቲ ንጉስ ባቢሎንን፡ ኣትዮም ኣብ ማእከለይቲ ኣፍ ደገ ተቐመጡ።+

4 ጼዴቅያስ ንጉስ ይሁዳን ኵሎም ተዋጋእቱን ምስ ረኣይዎም፡ ብለይቲ ብስፍራ ኣታኽልቲ ንጉስ፡ ኣብ መንጎ ድርብ መካበብያ ብዘሎ ኣፍ ደገ ኣቢሎም ካብታ ኸተማ ወጺኦም ሃደሙ፣+ ብመገዲ ዓራባ ኸኣ ከዱ።+ 5 ሰራዊት ከለዳውያን ግና ደድሕሪኦም ሰዓቡ፣ ንጼዴቅያስ ድማ ኣብ ጐላጕል ምድረ በዳ ያሪኮ ኣርከብዎ።+ ንዕኡ ሒዞም ከኣ ናብ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን፡ ናብታ ኣብ ምድሪ ሓማት+ ዘላ ሪብላ+ ኣደየብዎ፣ ንሱ ድማ ፈረዶ። 6 ንጉስ ባቢሎን ከኣ ንደቂ ጼዴቅያስ ኣብኡ ኣብ ሪብላ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ኣሕረዶም፣ ንጉስ ባቢሎን ድማ ንዅሎም ልዑላን ይሁዳ ኣሕረዶም።+ 7 ንኣዒንቲ ጼዴቅያስ ከኣ ኣዖሮ፣ ድሕሪኡ፡ ብመቝሕ ነሓሲ ኣሲሩ፡ ናብ ባቢሎን ኣምጽኦ።+

8 እቶም ከለዳውያን ድማ ንቤት* ንጉስን ንኣባይቲ ህዝብን ብሓዊ ኣንደድወን፣+ መካበብያ የሩሳሌም ከኣ ኣፍረሱ።+ 9 ነቡዛራዳን+ እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ድማ ነቶም ኣብታ ኸተማ ተሪፎም ዝነበሩ ዝተረፉ ህዝብን ነቶም ናብኡ ሰሊሞም ዝነበሩ ኸዳዓትን ነቶም ዝተረፉ ዘበሉ ህዝብን ማሪኹ ናብ ባቢሎን ወሰዶም።

10 ነቡዛራዳን እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ግና፡ ንገለ ኻብቶም ድኻታት ህዝቢ ኣብ ምድሪ ይሁዳ ሓደጎም። በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ፡ ኪዓይይዎ* ኢሉ ኣታኽልቲ ወይንን ግራውትን ሃቦም።+

11 ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ከኣ ንነቡዛራዳን እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ብዛዕባ ኤርምያስ እዚ ትእዛዛት እዚ ሃቦ፦ 12 “ውሰዶ እሞ ተኸናኸኖ፣ ኣይትጕድኣዮ፡ ዚሓትተካ ዘበለ እውን ግበረሉ።”+

13 ነቡዛራዳን እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታትን ናቡሻዝባን እቲ ራብሳሪስን* ኔርጋል-ሸሬጽር እቲ ራብማግን* ኵሎም ኣውራታት ንጉስ ባቢሎንን ከኣ ልኢኾም 14 ንኤርምያስ ካብ ኣጸድ ሓለውቲ ወሰድዎ፣+ ንገዳልያ+ ወዲ ኣሒቃም+ ወዲ ሻፋን+ ድማ፡ ናብ ቤቱ ኺወስዶ ሃብዎ። ስለዚ፡ ንሱ ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ተቐመጠ።

15 ኤርምያስ ኣብ ኣጸድ ሓለውቲ ተኣሲሩ ኸሎ፡+ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ መጾ፦ 16 “ኪድ እሞ ንዔቤድ-ሜሌክ+ እቲ ኢትዮጵያዊ፡ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ኣምላኽ እስራኤል፡ ከምዚ ይብል፦ “ነተን ቃላተይ ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ንጽቡቕ ዘይኰነስ ንመዓት እፍጽሞ ኣለኹ፣ በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ፡ ኪኸውን ከሎ ኽትርእዮ ኢኻ።”’

17 “‘በታ መዓልቲ እቲኣ ግና ከናግፈካ እየ’ ይብል የሆዋ፡ ‘ኣብ ኢድ እቶም እትፈርሆም ሰባት እውን ኣይክትውሃብን ኢኻ።’

18 “‘ብርግጽ ከም እተምልጥሲ ኽገብረካ እየ፣ ብሰይፊ ድማ ኣይክትወድቕን ኢኻ። ብኣይ ስለ እተኣመንካ፡+ ህይወትካ ምርኮኻ ኽትኰነልካ እያ’*+ ይብል የሆዋ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ