ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 24
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ዳዊት ንኻህናት ኣብ 24 ክፍሊ ወደቦም (1-19)

      • ካልእ ዕዮታት ሌዋውያን (20-31)

1 ዜና መዋእል 24:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 10:1
  • +ዘጸ 6:23፣ 28:1

1 ዜና መዋእል 24:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:61
  • +ዘሁ 16:39, 40

1 ዜና መዋእል 24:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:17

1 ዜና መዋእል 24:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 16:33

1 ዜና መዋእል 24:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:35
  • +2ሳሙ 8:17
  • +2ሳሙ 19:11፣ 1ነገ 1:5, 7

1 ዜና መዋእል 24:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 1:5

1 ዜና መዋእል 24:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 11:9፣ ሉቃ 1:8, 23

1 ዜና መዋእል 24:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:18
  • +1ዜና 23:16፣ 26:24

1 ዜና መዋእል 24:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 23:17

1 ዜና መዋእል 24:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 23:18

1 ዜና መዋእል 24:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 26:31

1 ዜና መዋእል 24:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:11

1 ዜና መዋእል 24:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 23:22

1 ዜና መዋእል 24:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 16:33

ሓፈሻዊ

1 ዜና 24:1ዘሌ 10:1
1 ዜና 24:1ዘጸ 6:23፣ 28:1
1 ዜና 24:2ዘሁ 26:61
1 ዜና 24:2ዘሁ 16:39, 40
1 ዜና 24:32ሳሙ 8:17
1 ዜና 24:5ምሳ 16:33
1 ዜና 24:61ነገ 2:35
1 ዜና 24:62ሳሙ 8:17
1 ዜና 24:62ሳሙ 19:11፣ 1ነገ 1:5, 7
1 ዜና 24:10ሉቃ 1:5
1 ዜና 24:192ነገ 11:9፣ ሉቃ 1:8, 23
1 ዜና 24:20ዘጸ 6:18
1 ዜና 24:201ዜና 23:16፣ 26:24
1 ዜና 24:211ዜና 23:17
1 ዜና 24:221ዜና 23:18
1 ዜና 24:231ዜና 26:31
1 ዜና 24:26ዘፍ 46:11
1 ዜና 24:281ዜና 23:22
1 ዜና 24:31ምሳ 16:33
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 24:1-31

1 ዜና መዋእል

24 ክፍልታት ደቂ ኣሮን ድማ እዚኣቶም እዮም፦ ደቂ ኣሮን፡ ናዳብን ኣቢሁን+ ኣልኣዛርን ኢታማርን+ እዮም። 2 ናዳብን ኣቢሁን ግና ቅድሚ ኣቦኦም ሞቱ፣+ ኣወዳት ከኣ ኣይነበርዎምን። ኣልኣዛርን+ ኢታማርን ግና ካህናት ኰይኖም የገልግሉ ነበሩ። 3 ዳዊት ድማ ምስ ጻዶቅ+ ካብ ደቂ ኣልኣዛርን ምስ ኣሒሜሌክ ካብ ደቂ ኢታማርን ኰይኑ፡ ንሓላፍነት ኣገልግሎቶም ኣብ ክፍልታት ከፋፈሎም። 4 ደቂ ኣልኣዛር ካብ ደቂ ኢታማር ዚበዝሑ ርእስታት ስለ ዝነበርዎም፡ ከምኡ ገይሮም ከፋፈልዎም፦ ደቂ ኣልኣዛር 16 ርእስታት ማይ ቤታት ነበርዎም፣ ደቂ ኢታማር ከኣ 8 ርእስታት ማይ ቤታት ነበርዎም።

5 ካብ ደቂ ኣልኣዛር ኰነ ኻብ ደቂ ኢታማር ኣሕሉቕ መቕደስን ኣሕሉቕ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ነበሩ እሞ፡ ነዚኣቶምን ነቲኣቶምን ብዕጫ ኸፋፈልዎም።+ 6 ሸማዕያ ወዲ ናትናኤል እቲ ጸሓፊ ሌዋውያን፡ ኣብ ቅድሚ ንጉስን መሳፍንትን ካህን ጻዶቅን+ ኣሒሜሌክ+ ወዲ ኣብያታርን+ ርእስታት ማይ ቤታት ካህናትን ሌዋውያንን ስማቶም መዝገበ፣ ንኣልኣዛር ሓደ ማይ ቤት፡ ንኢታማር እውን ሓደ ተሓርየ።

7 እቲ ቐዳማይ ዕጫ ንየሆያሪብ ወጸሉ፣ እቲ ኻልኣይ ንየዳዕያ፡ 8 እቲ ሳልሳይ ንሓሪም፡ እቲ ራብዓይ ንሰዖሪም፡ 9 እቲ ሓምሻይ ንማልክያ፡ እቲ ሻድሻይ ንሚያሚን፡ 10 እቲ ሻውዓይ ንሃቆጽ፡ እቲ ሻምናይ ንኣብያ፡+ 11 እቲ ታሽዓይ ንእያሱ፡ እቲ ዓስራይ ንሸካንያ፡ 12 እቲ መበል 11 ንኤልያሺብ፡ እቲ መበል 12 ንያቂም፡ 13 እቲ መበል 13 ንሑጳ፡ እቲ መበል 14 ንየሸብኣብ፡ 14 እቲ መበል 15 ንቢልጋ፡ እቲ መበል 16 ንኢመር፡ 15 እቲ መበል 17 ንሔዚር፡ እቲ መበል 18 ንሃጲጸጽ፡ 16 እቲ መበል 19 ንጰታሕያ፡ እቲ መበል 20 ንየሕዝቅኤል፡ 17 እቲ መበል 21 ንያኪን፡ እቲ መበል 22 ንጋሙል፡ 18 እቲ መበል 23 ንደላያ፡ እቲ መበል 24 ንማዓዝያ።

19 ብመሰረት እቲ ኣቦኦም ኣሮን ከምቲ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ዝኣዘዞ ገይሩ ዝሰርዖ ስርዓት፡ ናብ ቤት የሆዋ ዚኣትዉሉ ሓላፍነት ኣገልግሎቶም እዚ እዩ።+

20 እቶም ዝተረፉ ሌዋውያን ከኣ እዚኣቶም እዮም፦ ካብ ደቂ ዓምራም፡+ ሹባኤል፣+ ካብ ደቂ ሹባኤል፡ የሕድያ፣ 21 ካብ ረሓብያ፦+ ካብ ደቂ ረሓብያ፡ ዪሺያ እቲ ርእሲ፣ 22 ካብ ይጽሃራውያን፡ ሸሎሞት፣+ ካብ ደቂ ሸሎሞት፡ ያሓት፣ 23 ካብ ደቂ ኬብሮን ድማ፡ የሪያ+ እቲ ርእሲ፡ ኣማርያ እቲ ኻልኣይ፡ ያሓዚኤል እቲ ሳልሳይ፡ የቃምዓም እቲ ራብዓይ፣ 24 ካብ ደቂ ዑዚኤል፡ ሚካ፣ ካብ ደቂ ሚካ፡ ሻሚር። 25 ሓው ሚካ፡ ዪሺያ እዩ፣ ካብ ደቂ ዪሺያ፡ ዘካርያስ።

26 ደቂ መራሪ፡+ ማሕሊን ሙሺን እዮም፣ ካብ ደቂ ያዓዝያ፡ ቤኖ። 27 ደቂ መራሪ፦ ካብ ያዓዝያ፡ ቤኖን ሾሃምን ዛኩርን ዒብሪን፣ 28 ካብ ማሕሊ፡ እቲ ኣወዳት ዘይነበርዎ ኣልኣዛር፣+ 29 ካብ ቂስ፦ ደቂ ቂስ፡ የራሕምኤል፣ 30 ደቂ ሙሺ ኸኣ፡ ማሕሊን ዔደርን የሪሞትን እዮም።

እዚኣቶም በብማይ ቤታቶም ደቂ ሌዊ እዮም። 31 ንሳቶም ድማ ከምቲ እቶም ኣሕዋቶም ደቂ ኣሮን ኣብ ቅድሚ ንጉስ ዳዊትን ጻዶቅን ኣሒሜሌክን ርእስታት ማይ ቤታት ካህናትን ሌዋውያንን ዝገበርዎ፡ ዕጫ ኣውደቑ።+ ብዛዕባ እቶም ማይ ቤታት ከኣ፡ እቲ ርእሲ ኸምቲ ንእሽቶ ሓዉ ነበረ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ