ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ዓሚቝ ጓሂ ኤርምያስ (1-3ሀ)

      • የሆዋ ንይሁዳ ተሓታቲ ኺገብሮ እዩ (3ለ-16)

      • ንይሁዳ እተደጕዓሉ ድጕዓ (17-22)

      • ንየሆዋ ብምፍላጡ ይመካሕ (23-26)

ኤርምያስ 9:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 22:4፣ ኤር 13:17

ኤርምያስ 9:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 5:7፣ 23:10

ኤርምያስ 9:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 59:3
  • +ኤር 4:22

ኤርምያስ 9:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 12:6፣ ሚክ 7:2, 5
  • +ኤር 6:28፣ ህዝ 22:9

ኤርምያስ 9:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 50:19፣ ሚክ 6:12

ኤርምያስ 9:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:25፣ 48:10

ኤርምያስ 9:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይዶ ሕነ ኣይትፈድን እያ፧”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 5:9, 29

ኤርምያስ 9:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 4:25፣ ጸፎ 1:3

ኤርምያስ 9:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጋውሕታታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 79:1፣ ኤር 26:18
  • +ኤር 10:22
  • +ኤር 4:27፣ 25:11፣ 32:43

ኤርምያስ 9:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትምህርተይ።”

ኤርምያስ 9:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 7:24
  • +መሳ 3:7፣ 1ሳሙ 12:10፣ ሆሴ 11:2

ኤርምያስ 9:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 8:14፣ 23:15፣ ድጕ 3:15, 19

ኤርምያስ 9:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:33፣ ዘዳ 28:64፣ መዝ 106:27፣ ዘካ 7:14
  • +ኤር 29:17፣ ህዝ 5:2

ኤርምያስ 9:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 35:25

ኤርምያስ 9:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 6:26፣ 14:17

ኤርምያስ 9:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 4:31፣ ህዝ 7:16፣ ሚክ 1:8, 9
  • +ድጕ 4:15፣ ሚክ 2:10

ኤርምያስ 9:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 29:2፣ ኤር 7:29

ኤርምያስ 9:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:17፣ ኤር 6:11

ኤርምያስ 9:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 5:25፣ ኤር 16:3, 4

ኤርምያስ 9:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 5:21
  • +ዘዳ 8:12-14, 17, 18

ኤርምያስ 9:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:6፣ መዝ 89:14
  • +1ቈረ 1:31፣ 2ቈረ 10:17
  • +መዝ 99:4፣ ሆሴ 6:6፣ ሚክ 6:8፣ 7:18

ኤርምያስ 9:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 3:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2013፡ ገጽ 9-10

ኤርምያስ 9:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 19:1፣ ህዝ 29:2
  • +ኢሳ 1:1
  • +ኤር 27:2, 3፣ ህዝ 32:29፣ ኦብ 1
  • +ኤር 49:1፣ ህዝ 25:2
  • +ኢሳ 15:1፣ ኤር 48:1
  • +ኤር 25:17, 23፣ 49:32
  • +ዘሌ 26:41፣ ኤር 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2013፡ ገጽ 9-10

ሓፈሻዊ

ኤር. 9:1ኢሳ 22:4፣ ኤር 13:17
ኤር. 9:2ኤር 5:7፣ 23:10
ኤር. 9:3ኢሳ 59:3
ኤር. 9:3ኤር 4:22
ኤር. 9:4ኤር 12:6፣ ሚክ 7:2, 5
ኤር. 9:4ኤር 6:28፣ ህዝ 22:9
ኤር. 9:5መዝ 50:19፣ ሚክ 6:12
ኤር. 9:7ኢሳ 1:25፣ 48:10
ኤር. 9:9ኤር 5:9, 29
ኤር. 9:10ኤር 4:25፣ ጸፎ 1:3
ኤር. 9:11መዝ 79:1፣ ኤር 26:18
ኤር. 9:11ኤር 10:22
ኤር. 9:11ኤር 4:27፣ 25:11፣ 32:43
ኤር. 9:14ኤር 7:24
ኤር. 9:14መሳ 3:7፣ 1ሳሙ 12:10፣ ሆሴ 11:2
ኤር. 9:15ኤር 8:14፣ 23:15፣ ድጕ 3:15, 19
ኤር. 9:16ዘሌ 26:33፣ ዘዳ 28:64፣ መዝ 106:27፣ ዘካ 7:14
ኤር. 9:16ኤር 29:17፣ ህዝ 5:2
ኤር. 9:172ዜና 35:25
ኤር. 9:18ኤር 6:26፣ 14:17
ኤር. 9:19ኤር 4:31፣ ህዝ 7:16፣ ሚክ 1:8, 9
ኤር. 9:19ድጕ 4:15፣ ሚክ 2:10
ኤር. 9:20ኢሳ 29:2፣ ኤር 7:29
ኤር. 9:212ዜና 36:17፣ ኤር 6:11
ኤር. 9:22ኢሳ 5:25፣ ኤር 16:3, 4
ኤር. 9:23ኢሳ 5:21
ኤር. 9:23ዘዳ 8:12-14, 17, 18
ኤር. 9:24ዘጸ 34:6፣ መዝ 89:14
ኤር. 9:241ቈረ 1:31፣ 2ቈረ 10:17
ኤር. 9:24መዝ 99:4፣ ሆሴ 6:6፣ ሚክ 6:8፣ 7:18
ኤር. 9:25ኣሞ 3:1, 2
ኤር. 9:26ኢሳ 19:1፣ ህዝ 29:2
ኤር. 9:26ኢሳ 1:1
ኤር. 9:26ኤር 27:2, 3፣ ህዝ 32:29፣ ኦብ 1
ኤር. 9:26ኤር 49:1፣ ህዝ 25:2
ኤር. 9:26ኢሳ 15:1፣ ኤር 48:1
ኤር. 9:26ኤር 25:17, 23፣ 49:32
ኤር. 9:26ዘሌ 26:41፣ ኤር 4:4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 9:1-26

ኤርምያስ

9 ኣየ፡ ርእሰይ እባ ማያት እንተ ዚኸውን፡

ኣዒንተይ እውን ዓይኒ ማይ ንብዓት እንተ ዚኸውን!+

ሽዑ፡ ንቕቱላት ህዝበይ፡

መዓልትን ለይትን ምበኸኹሎም።

 2 ኣየ፡ ኣብ በረኻ መሕደሪ ተጓዓዝቲ እንተ ዝህልወኒ!

ሽዑ፡ ንህዝበይ ምሓደግክዎም፡ ካባታቶም እውን ምረሓቕኩ፣

ንሳቶምሲ ዅላቶም ዘመውቲ እዮም፣+

ጭፍራ ጠለምቲ ህዝቢ እዮም።

 3 ልሳኖም ከም ቀስቲ ይግትሩ፣

ኣብ ምድሮም ተኣማንነት ዘይኰነስ፡ ሓሶት ሰፊኑ ኣሎ።+

“ካብ እከይ ናብ እከይ ይኸዱ፣

ንዓይ ከኣ ኣየቕልቡለይን”+ ይብል የሆዋ።

 4 “ኵሉ ሓው ጠላም፡+

ኵሉ ብጻይ ከኣ ሓማዪ እዩ እሞ፡+

ነፍሲ ወከፍኩም ካብ ብጻይኩም ተጠንቀቑ፣

ንሓውኩም እውን ኣይትእመንዎ።

 5 ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ የታልሎ፣

ሓቂ ዚዛረብ እውን የልቦን።

ንልሳኖም ምዝራብ ሓሶት ምሂሮምዋ።+

ክፉእ ንምግባር ድማ ርእሶም የድክሙ።

 6 ኣብ ማእከል ምትላል ትነብር ኣለኻ።

ብምትላሎም ከኣ ምፍላጠይ ኣበዩ” ይብል የሆዋ።

 7 ስለዚ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦

“ከምክኾምን ክፍትኖምን እየ፣+

ንጓል ህዝበይሲ እንታይ ካልእ ደኣ ኽገብር እየ፧

 8 ልሳኖም ምትላል ዚዛረብ ቀታሊ ፍላጻ እዩ።

ሰብ ንብጻዩ ብኣፉ ሰላም ይዛረቦ፣

ብልቡ ግና የድብየሉ።”

 9 “በዚ ነገር እዝስ ተሓተትቲዶ ኣይገብሮምን እየ፧” ይብል የሆዋ።

“ኣብ ከምዚ ዝበለ ህዝብስ ሕነይዶ ኣይፈድን እየ፧*+

10 ሰብ ዘይሓልፎ ኽሳዕ ዚኸውን ብሓዊ ነዲዱ፡

ደሃይ ማል ከኣ ኣይስማዕን እዩ እሞ፡

ንኣኽራን ክበኽየሉን ክድጕዓሉን፡

መጓሰዪ ንዝዀነ በረኻ እውን ከልቅሰሉ እየ።

ኣዕዋፍ ሰማይን እንስሳታትን ሃዲሞም ከይዶም እዮም።+

11 ንየሩሳሌም ኵምራ ኣእማን፡+ ሰፈር ወኻሩ* ኽገብራ፡+

ንኸተማታት ይሁዳ ድማ ነበርቲ ዘይብለን ባድም ክገብረን እየ።+

12 ነዚ ኺርድኦ ዚኽእል ጥበበኛ መን እዩ፧

ምእንቲ ኺገልጾኸ፡ ኣፍ የሆዋ ንመን እዩ እተዛረቦ፧

እታ ምድሪ ስለምንታይ ጠፊኣ፧

ሓደ እኳ ኸም ዘይሓልፋ ዀይና

ዝሓረረት ስለምንታይ እያ፧”

13 የሆዋ ኸምዚ ኢሉ መለሰ፦ “ነቲ ኣብ ቅድሚኦም ዘንበርክዎ ሕገይ* ስለ ዝሓደግዎን ስለ ዘይሰዓብዎን ድምጸይ ስለ ዘይተኣዘዙን እዩ። 14 ኣብ ክንዳኡስ፡ ከምቲ ኣቦታቶም ዝመሃርዎም፡ ብንቕጽና ንልቦም ስዒቦም፡+ ንምስልታት በዓል ከኣ ስዒቦም።+ 15 ስለዚ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ኣምላኽ እስራኤል፡ ከምዚ ይብል፦ ‘እንሆ፡ ነዚ ህዝቢ እዚ መሪር ተኽሊ ኸብልዖ፡ እተመረዘ ማይ ድማ ከስትዮ እየ።+ 16 ኣብ መንጎ እቶም ንሳቶምን ኣቦታቶምን ዘይፈለጥዎም ኣህዛብ ፋሕ ከብሎም፡+ ክሳዕ ዘጽንቶም ከኣ ደድሕሪኦም ሰይፊ ኽሰድድ እየ።’+

17 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦

‘ብኣእምሮ ተመላለሱ።

ልቕሶ ዜልቅሳ ኣንስቲ ጸውዑ፣+

ክኢላታት ኣንስቲ ኺመጻ ድማ ልኣኹ፣

18 ቀልጢፈን ድጕዓ ምእንቲ ኼለዓዕላልና፡

ኣዒንትና ብንብዓት ምእንቲ ኺውሕዝ፡

ከበሮ ዓይንና ኸኣ ማይ ምእንቲ ኼንጠብጥብ፡ ልኣኹ።+

19 ደሃይ ድጕዓስ ካብ ጽዮን ተሰሚዑ እዩ፦+

“ክንደይ ኰን ኢና ጠፊእና!

ሕፍረትና እውን ክንደይ ኰን ዓብዪ እዩ!

ነታ ምድርስ ሓዲግናያ፡ ንኣባይትና ኸኣ ኣፍሪሶምዎ።”+

20 ኣትን ኣንስቲ፡ ቃል የሆዋ ስምዓ።

እዝንኽን ድማ ቃል ኣፈይ ትቀበል።

ንኣዋልድክን እዚ ድጕዓ እዚ ምሃራአን፣

ንሓድሕድክን እውን እዚ ልቕሶ እዚ ተማሃሃራ።+

21 ሞትሲ ብመሳዅትና ደዪቡ ኣሎ፣

ንደቅና ኻብ ጐደናታት፡

ንኣጕባዝና እውን ካብ ኣደባባያትና ኺወስድሲ፡

ናብ እተዓርዳ ግምብታትና ኣትዩ ኣሎ።’+

22 ከምዚ በሉ፦ ‘የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ሬሳታት ሰባት ከም ድዅዒ ኣብ ገጽ ግራት ኪኸውን፡

ከምቲ ደድሕሪ ዓጻዲ ተር ኢሉ ዘሎ ዕጻድ ኪኸውን እዩ፣

ዚእክቦም እውን የብሎምን።”’”+

23 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ጥበበኛ ብጥበቡ ኣይመካሕ፣+

ሓያል ከኣ ብሓይሉ ኣይመካሕ፣

ሃብታም ድማ ብሃብቱ ኣይመካሕ።”+

24 “እቲ ዚምካሕሲ በዚ ደኣ ይመካሕ፦

ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን ፍትሕን ጽድቅን ኣብ ምድሪ ዝገብር ኣነ የሆዋ ምዃነይ፡+

ብዛዕባይ ልቦናን ፍልጠትን ብምርካቡ ይመካሕ፣+

በዝስ ደስ ይብለኒ እዩ”+ ይብል የሆዋ።

25 “እንሆ፡ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ” ይብል የሆዋ፡ “ኣነ ኸኣ ንዅሉ ዘይተገዝረ ግዙር ተሓታቲ ኽገብሮ እየ፣+ 26 ንግብጽን+ ንይሁዳን+ ንኤዶምን+ ንዓሞናውያንን+ ንሞኣብን+ ንዅሎም እቶም ኣብ በረኻ ዚቕመጡ ጸጕሪ ጕንዲ እዝኖም ዚቘርጹን+ ከምኡ ኽገብር እየ፣ ኵሎም ኣህዛብሲ ዘይተገዝሩ እዮም፣ ኵሎም ቤት እስራኤል ድማ ልቦም ዘይተገዝረ እዩ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ