ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 24
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኤርምያስ—ትሕዝቶ

      • ጽቡቕ በለስን ሕማቕ በለስን (1-10)

ኤርምያስ 24:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቡካድረጻር።” ናይ ፊደል ለውጢ።

  • *

    ዮያኪንን ኮንያን ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

  • *

    ወይ፡ “ሰራሕቲ ዕርድን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 22:24
  • +2ነገ 24:6፣ 1ዜና 3:16
  • +2ነገ 24:15, 16፣ ኤር 29:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 9-10

ኤርምያስ 24:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 9-10

ኤርምያስ 24:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 24:8

ኤርምያስ 24:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 10-11፡ 13

ኤርምያስ 24:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:3፣ ኤር 12:15፣ 25:11፣ 29:10፣ ህዝ 36:24
  • +ኤር 1:10፣ 30:18፣ 32:41

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 10-11፡ 13

ኤርምያስ 24:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:6፣ ኤር 31:33፣ ህዝ 11:19
  • +ኤር 29:13
  • +ኤር 30:22፣ 32:38፣ ዘካ 8:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2013፡ ገጽ 8-9

    1/3/1994፡ ገጽ 10-11፡ 13

ኤርምያስ 24:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 29:17
  • +2ነገ 25:6, 7፣ ህዝ 12:12, 13
  • +ኤር 44:1፣ 46:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 11-13

ኤርምያስ 24:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 15:4፣ 34:17
  • +ዘዳ 28:64፣ ኤር 29:18
  • +ኤር 26:4, 6፣ 29:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 11

ኤርምያስ 24:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕማምን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:33፣ ኤር 9:16
  • +ዘዳ 28:59፣ ኤር 15:2፣ ህዝ 7:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1994፡ ገጽ 11

ሓፈሻዊ

ኤር. 24:1ኤር 22:24
ኤር. 24:12ነገ 24:6፣ 1ዜና 3:16
ኤር. 24:12ነገ 24:15, 16፣ ኤር 29:1, 2
ኤር. 24:3ኤር 24:8
ኤር. 24:6እዝ 1:3፣ ኤር 12:15፣ 25:11፣ 29:10፣ ህዝ 36:24
ኤር. 24:6ኤር 1:10፣ 30:18፣ 32:41
ኤር. 24:7ዘዳ 30:6፣ ኤር 31:33፣ ህዝ 11:19
ኤር. 24:7ኤር 29:13
ኤር. 24:7ኤር 30:22፣ 32:38፣ ዘካ 8:8
ኤር. 24:8ኤር 29:17
ኤር. 24:82ነገ 25:6, 7፣ ህዝ 12:12, 13
ኤር. 24:8ኤር 44:1፣ 46:13
ኤር. 24:9ኤር 15:4፣ 34:17
ኤር. 24:9ዘዳ 28:64፣ ኤር 29:18
ኤር. 24:9ኤር 26:4, 6፣ 29:22
ኤር. 24:10ዘሌ 26:33፣ ኤር 9:16
ኤር. 24:10ዘዳ 28:59፣ ኤር 15:2፣ ህዝ 7:15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኤርምያስ 24:1-10

ኤርምያስ

24 ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ንየኮንያ*+ ወዲ ዮያቂም+ ንጉስ ይሁዳ ምስቶም ካብ የሩሳሌም ናብ ባቢሎን ዝወሰዶም መሳፍንቲ ይሁዳን ኢደ ጥበበኛታትን ሓጓዶን* ናብ ምርኮ ምስ ወሰዶ፡+ የሆዋ ኣብ ቅድሚ ቤተ መቕደስ የሆዋ እተነብራ በለስ ዝመልኣ ኽልተ መሶብ ኣርኣየኒ፣ 2 እታ ሓንቲ መሶብ፡ ከምቲ ቐዳማይ ዚበስል በለስ ዝበለ ኣዝዩ ጽቡቕ በለስ ነበራ፣ እታ ሓንቲ መሶብ ግና ካብ ምሕማቑ እተላዕለ ኺብላዕ ዘይከኣል ኣዝዩ ሕማቕ በለስ ነበራ።

3 ሽዑ፡ የሆዋ፡ “ኤርምያስ፡ እንታይ ትርኢ ኣለኻ፧” ኢሉ ሓተተኒ። ኣነ ድማ፡ “በለስ፣ እቲ ጽቡቕ በለስ ኣዝዩ ጽቡቕ እዩ፣ እቲ ሕማቕ በለስ ግና ካብ ምሕማቑ እተላዕለ ኺብላዕ ዘይከኣል ኣዝዩ ሕማቕ እዩ” በልኩ።+

4 ሽዑ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ መጸኒ፦ 5 “የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ ‘ነቶም ካብዛ ቦታ እዚኣ ናብ ምድሪ ከለዳውያን ዝሰደድክዎም ምሩኻት ይሁዳ፡ ከምዚ ጽቡቕ በለስ እዚ፡ ጽቡቕ ገይረ ኽርእዮም እየ። 6 ንጽቡቖም ድማ ኣዒንተይ ኣባታቶም ክገብር፡ ናብዛ ምድሪ እዚኣ እውን ክመልሶም እየ።+ ክሃንጾም እምበር፡ ኣይከፍርሶምን እየ፣ ክተኽሎም እምበር፡ ኣይክምሕዎምን እየ።+ 7 ኣነ የሆዋ ምዃነይ ኪፈልጡኒ ኸኣ ልቢ ኽህቦም እየ።+ ብዅሉ ልቦም ናባይ ኪምለሱ እዮም እሞ፡+ ንሳቶም ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፣ ኣነ እውን ኣምላኾም ክኸውን እየ።+

8 “‘ብዛዕባ እቲ ኻብ ምሕማቑ እተላዕለ ኺብላዕ ዘይከኣል ሕማቕ በለስ ግና፡+ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ንጼዴቅያስ+ ንጉስ ይሁዳን ንመሳፍንቱን ነቶም ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ዝተረፉን ነቶም ኣብ ምድሪ ግብጺ ዚቕመጡ ዘለዉን ከምኡ ገይረ ኽርእዮም እየ።+ 9 ኣብ ኵለን መንግስትታት ምድሪ ንመሰክሕን ንመዓትን ኪዀኑ፡+ ኣብ ኵሉ እቲ ኣነ ዝብትኖም ቦታታት+ ድማ ንመጻረፍን ንመመሰልን ንመላገጽን ንመራገምን+ ክገብሮም እየ። 10 ካብታ ንዓታቶምን ንኣቦታቶምን ዝሃብክዎም ምድሪ ኽሳዕ ዚጠፍኡ፡ ሰይፍን+ ጥሜትን ለበዳን*+ ክሰድደሎም እየ።”’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ