ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 38
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ህዝቅኤል—ትሕዝቶ

      • ጎግ ኣብ እስራኤል ዚፍንዎ መጥቃዕቲ (1-16)

      • የሆዋ ንጎግ እተቘጥዖ ቝጥዓ (17-23)

        • ‘ኣህዛብ፡ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም’ (23)

ህዝቅኤል 38:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቀንዲ መስፍን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 38:15
  • +ኢሳ 66:19፣ ህዝ 27:13፣ 32:26
  • +ህዝ 39:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2020፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2019፡ ገጽ 11

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 182-183፡ 240

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2007፡ ገጽ 9

    1/3/1997፡ ገጽ 14

ህዝቅኤል 38:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቀንዲ መስፍን።”

ህዝቅኤል 38:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    መብዛሕትኡ ግዜ ብቐስተኛታት ዚጽወር።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 19:20, 28፣ ህዝ 29:3, 4፣ 39:2
  • +ህዝ 38:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 187፡ 195-198

    ትንቢት ዳንኤል፡ ገጽ 283

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/1997፡ ገጽ 15-17

ህዝቅኤል 38:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:8

ህዝቅኤል 38:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:2, 3፣ ህዝ 27:14
  • +ህዝ 39:2

ህዝቅኤል 38:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሓላዊኦም።”

ህዝቅኤል 38:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክትጽዋዕ ኢኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 23:5, 6፣ ህዝ 28:25, 26፣ 34:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 183-186

ህዝቅኤል 38:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 186-188

ህዝቅኤል 38:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቃልዕ ገጠር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 187-188፡ 240

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2015፡ ገጽ 29-30

    1/7/1995፡ ገጽ 19

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 227

ህዝቅኤል 38:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 33:12
  • +ዘካ 10:8
  • +ኢሳ 60:5፣ 61:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 187-188

    ትንቢት ዳንኤል፡ ገጽ 283-285

ህዝቅኤል 38:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሽደናት ኣናብሳን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:22
  • +ህዝ 27:15
  • +ህዝ 27:25

ህዝቅኤል 38:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 38:8

ህዝቅኤል 38:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 39:2፣ ጸፎ 3:8

ህዝቅኤል 38:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:4፣ 2ነገ 19:17-19፣ መዝ 83:17, 18፣ ህዝ 39:21
  • +ዮኤ 3:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2015፡ ገጽ 19

    15/9/2012፡ ገጽ 5-6

    15/3/2009፡ ገጽ 18-19

ህዝቅኤል 38:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 3:16፣ ናሆ 1:2፣ ዘካ 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 189-193፡ 195-199

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 227

ህዝቅኤል 38:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ናሆ 1:5

ህዝቅኤል 38:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 20:23፣ ሃጌ 2:22፣ ዘካ 14:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 198

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 227

ህዝቅኤል 38:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምስኡ ናብ ፍርዲ ኽኣቱ እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 14:12
  • +ዘጸ 9:22፣ እያ 10:11
  • +ኢሳ 30:30
  • +ዘፍ 19:24
  • +ኤር 25:31

ሓፈሻዊ

ህዝ. 38:2ህዝ 38:15
ህዝ. 38:2ኢሳ 66:19፣ ህዝ 27:13፣ 32:26
ህዝ. 38:2ህዝ 39:1
ህዝ. 38:42ነገ 19:20, 28፣ ህዝ 29:3, 4፣ 39:2
ህዝ. 38:4ህዝ 38:15
ህዝ. 38:51ዜና 1:8
ህዝ. 38:6ዘፍ 10:2, 3፣ ህዝ 27:14
ህዝ. 38:6ህዝ 39:2
ህዝ. 38:8ኤር 23:5, 6፣ ህዝ 28:25, 26፣ 34:25
ህዝ. 38:11ዘጸ 15:9
ህዝ. 38:12ኤር 33:12
ህዝ. 38:12ዘካ 10:8
ህዝ. 38:12ኢሳ 60:5፣ 61:6
ህዝ. 38:13ህዝ 27:22
ህዝ. 38:13ህዝ 27:15
ህዝ. 38:13ህዝ 27:25
ህዝ. 38:14ህዝ 38:8
ህዝ. 38:15ህዝ 39:2፣ ጸፎ 3:8
ህዝ. 38:16ዘጸ 14:4፣ 2ነገ 19:17-19፣ መዝ 83:17, 18፣ ህዝ 39:21
ህዝ. 38:16ዮኤ 3:2
ህዝ. 38:18ዮኤ 3:16፣ ናሆ 1:2፣ ዘካ 2:8
ህዝ. 38:20ናሆ 1:5
ህዝ. 38:212ዜና 20:23፣ ሃጌ 2:22፣ ዘካ 14:13
ህዝ. 38:22ዘካ 14:12
ህዝ. 38:22ዘጸ 9:22፣ እያ 10:11
ህዝ. 38:22ኢሳ 30:30
ህዝ. 38:22ዘፍ 19:24
ህዝ. 38:22ኤር 25:31
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ህዝቅኤል 38:1-23

ህዝቅኤል

38 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ኸም ብሓድሽ መጸኒ፦ 2 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ገጽካ ናብ ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ፡+ ርእሲ ሹም* ሜሴክን ቱባልን+ ምለስ እሞ ኣንጻሩ ተነበ።+ 3 ከምዚ ኸኣ በል፦ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ኣታ ጎግ፡ ርእሲ ሹም* ሜሴክን ቱባልን፡ እንሆ ኣነ ኣንጻርካ እየ። 4 ክመልሰካ፡ ኣብ ምንጋጋኻ ዓንቃሪቦታት ከእቱ፡+ ምስ ኵሉ ሰራዊትካ፡ ኣፍራስን ፈረሰኛታትን፡ ከውጽኣካ እየ፣+ ኵላቶም ድማ ግርማ ዝለበሱ፡ ዓበይቲ ዋላቱን ንኣሽቱ ዋላቱን* ዝሓዙ ብዙሕ ኣኼባ እዮም። 5 ፋርስን ኢትዮጵያን ጱጥን+ ከኣ፡ ኵላቶም ንእሽቶ ዋልታን ቍራዕ ርእስን ዘለዎም ምሳታቶም ኣለዉ። 6 ጎሜርን ኵሎም ተዋጋእቱን፡ ቤት ቶጋርማ+ ኻብ ግሉል ክፋላት ሰሜንን ኵሎም ተዋጋእቱን፡—ብዙሓት ህዝብታት ምሳኻ እዮም።+

7 “‘“ንስኻ ምስ ኵሉ እቲ ናባኻ እተኣከበ ሰራዊትካ ድሉው ኩን፡ ተዳሎ፣ ንስኻ እውን ኣዛዚኦም* ክትከውን ኢኻ።

8 “‘“ድሕሪ ብዙሕ መዓልትታት ቈላሕታ ኺግበረልካ እዩ።* ኣብተን ዳሕሮት ዓመታት ነታ ህዝባ ኻብ ጥፍኣት ሰይፊ እተመልስዋ፡ ነታ ኻብ ብዙሕ ህዝብታት ናብቲ ባዲሙ ዝነበረ ኣኽራን እስራኤል እተኣከቡላ ምድሪ ኽትወርር ኢኻ። ነበርቲ እዛ ምድሪ እዚኣ ኻብ ህዝብታት እዮም ተመሊሶም፣ ኵላቶም ከኣ ብደሓን እዮም ዚነብሩ።+ 9 ከም ህቦብላ ኣንጻሮም ክትመጽእ፡ ንስኻ ምስ ኵሎም ተዋጋእትኻን ምስቶም ምሳኻ ዘለዉ ብዙሓት ህዝብታትን ድማ ነታ ምድሪ ኸም ደበናታት ክትከድና ኢኻ።”’

10 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ሓሳባት ናብ ልብኻ ኺኣቱ እዩ፣ እኩይ ውጥን ድማ ክትምህዝ ኢኻ። 11 “ነታ ምድሪ እተን መከላኸሊ ዘይብለን ሰፈራት* ክወርራ እየ።+ ኣንጻር እቶም ብደሓን ከይተረበሹ ዚነብሩ፡ ኣንጻር ኵሎም እቶም ኣብተን መካበብያን ተገዳማትን መዓጹን ዘይብለን ሰፈራት ዚነብሩ ኽመጽእ እየ” ኽትብል ኢኻ። 12 ብዙሕ ምርኮን ዘመተን ንምውሳድ፡ ነቲ ሕጂ ነባሪ ዘለዎ ባድምን+ ነቲ ኻብ ኣህዛብ እተኣከበ+ ሃብትን ንብረትን ዜዋህልል ዘሎ+ ኣብ ማእከል ምድሪ ዚነብር ህዝብን ንምጥቃዕ ከምኡ ኽትገብር ኢኻ።

13 “‘ሳባን+ ዴዳንን+ ነጋዶ ተርሲስን+ ኵሎም ጀጋኑኣን፡* “ብዙሕ ምርኮ ኽትማርኽን ዘመተ ኽትዘምትን ዲኻ ወሪርካ፧ ብሩርን ወርቅን ክትዝርፍ፡ ሃብትን ንብረትን ክትወስድ፡ ኣዝዩ ዓብዪ ምርኮ ኽትረክብ ዲኻ ንሰራዊትካ ኣኪብካዮ፧” ኪብሉኻ እዮም።’

14 “ስለዚ፡ ኣታ ወዲ ሰብ፡ ተነበ፡ ንጎግ እውን ከምዚ በሎ፦ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ህዝበይ እስራኤል ብደሓን ኪቕመጥ ከሎ፡ ኣይክትፈልጦን ዲኻ፧+ 15 ንስኻ ምሳኻ እውን ብዙሓት ህዝብታት፡ ኵሎም ኣፍራስ ዚውጥሑ ዓብዪ ኣኼባን ብዙሕ ሰራዊትን፡ ካብ ቦታኻ፡ ካብ ግሉል ክፋላት ሰሜን ክትመጽእ ኢኻ።+ 16 ከምቲ ደበናታት ነታ ምድሪ ዚኸድና ዄንካ፡ ኣንጻር ህዝበይ እስራኤል ክትመጽእ ኢኻ። ኣታ ጎግ፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት፡ ኣነ ብኣኻ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ገዛእ ርእሰይ ምስ ቀደስኩ፡+ ኣህዛብ ምእንቲ ኺፈልጡንስ፡ ኣንጻር ምድረይ ከምጽኣካ እየ።”’+

17 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘እቲ ቐደም ኣንጻሮም ከም እትመጽእ በቶም ንብዙሕ ዓመታት እተነበዩ ገላዎይ ነብያት እስራኤል እተዛረብኩሉስ ንስኻ ደይኰንካን፧’

18 “‘በታ መዓልቲ እቲኣ፡ በታ ጎግ ንምድሪ እስራኤል ዚወርረላ መዓልቲ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡ ‘ዓብዪ ነድረይ ኪባራዕ እዩ።+ 19 ብቕንኣተይ፡ ብሓዊ ነድረይ፡ ክዛረብ እየ፣ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ፡ ኣብ ምድሪ እስራኤል ዓብዪ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኪኸውን እዩ። 20 ዓሳታት ባሕርን ኣዕዋፍ ሰማይን እንስሳታት መሮርን ኣብ ምድሪ ለመም ዚብሉ ለመምትን ኵሎም ኣብ ገጽ ምድሪ ዘለዉ ሰባትን ኣብ ቅድመይ ራዕራዕ ኪብሉ እዮም፣ ኣኽራን ኪድርመስ፡+ ኣጻድፍ ድማ ኪወድቕ፡ ኵሉ መንደቕ እውን ናብ ምድሪ ኺፈርስ እዩ።’

21 “‘ኣብ ኵሉ ኣኽራነይ ኣብ ልዕሊኡ ሰይፊ ኽጽውዕ እየ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። ‘ሰይፊ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ልዕሊ ሓዉ ኪኸውን እዩ።+ 22 ብለበዳን+ ብምፍሳስ ደምን ፍርደይ ከምጽኣሉ እየ፣* ዜዕለቕልቕ ዝናምን በረድን+ ሓውን+ ዲንን+ ኣብኡን ኣብ ተዋጋእቱን ኣብቶም ምስኡ ዘለዉ ብዙሓት ህዝብታትን ከዝንም እየ።+ 23 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ብዙሓት ኣህዛብ ድማ ብርግጽ ክዓብን ክቕደስን ክፍለጥን እየ፣ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ኪፈልጡ እዮም።’

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ