ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ሚልክያስ 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ሚልክያስ—ትሕዝቶ

      • መዓልቲ የሆዋ ኸይመጸት፡ ኤልያስ ይመጽእ (1-6)

        • ‘ጸሓይ ጽድቂ ኽትበርቕ እያ’ (2)

ሚልክያስ 4:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ጸፎ 2:2፣ 2ጴጥ 3:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2007፡ ገጽ 29

    1/5/2002፡ ገጽ 19-21

    1/4/1995፡ ገጽ 26-28

ሚልክያስ 4:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንእትፈርሁ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣኽናፋ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2007፡ ገጽ 29

    1/5/2002፡ ገጽ 20

    1/4/1995፡ ገጽ 29

    ራእይ፡ ገጽ 155

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 32

ሚልክያስ 4:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2007፡ ገጽ 28

    1/5/2002፡ ገጽ 20

    1/4/1995፡ ገጽ 29

ሚልክያስ 4:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2007፡ ገጽ 28

    1/4/1995፡ ገጽ 29

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 32

ሚልክያስ 4:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:31፣ ግብ 2:20፣ 2ጴጥ 3:10
  • +ማቴ 11:13, 14፣ ማር 9:11, 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 113

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 10

    15/12/2007፡ ገጽ 28

    1/5/2002፡ ገጽ 22

    15/9/1997፡ ገጽ 12-15

    1/4/1995፡ ገጽ 21፡ 29-30

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 13-14፡ 31-32

ሚልክያስ 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/1997፡ ገጽ 12-15

    1/4/1995፡ ገጽ 30-31

ሓፈሻዊ

ሚል. 4:1ጸፎ 2:2፣ 2ጴጥ 3:7
ሚል. 4:4ዘዳ 4:5
ሚል. 4:5ዮኤ 2:31፣ ግብ 2:20፣ 2ጴጥ 3:10
ሚል. 4:5ማቴ 11:13, 14፣ ማር 9:11, 12
ሚል. 4:6ሉቃ 1:17
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ሚልክያስ 4:1-6

ሚልክያስ

4 “እንሆ፡ እታ ኸም እቶን እትነድድ መዓልቲ ትመጽእ ኣላ፣+ ሽዑ፡ ኵሎም ተዳፈርትን ኵሎም እከይ ዚገብሩን ከም ሓሰር ኪዀኑ እዮም። እታ እትመጽእ መዓልቲ ኸኣ ብርግጽ ክትበልዖም እያ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ “ሱር ኰነ ጨንፈር እውን ኣይክትሓድገሎምን እያ። 2 ንዓኻትኩም ስመይ ንእተኽብሩ* ግና፡ ጸሓይ ጽድቂ ኣብ ጩራታታ* ምሕዋይ ሒዛ ኽትበርቕ እያ፣ ከም ዝሰብሑ ምራኹት ድማ ክትዕንድሩ ኢኹም።”

3 “በታ ስጕምቲ ዝወስደላ መዓልቲ፡ ኣብ ትሕቲ ኸብዲ ኣእጋርኩም ከም ሓመድ ኪዀኑ እዮም እሞ፡ ንእኩያት ኣብ ትሕቲ እግርኹም ክትረግጽዎም ኢኹም” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

4 “ሕጊ ጊልያይ ሙሴ፡ እቲ ዅሉ እስራኤል ኪእዘዞ ኣብ ሆሬብ ዝሃብክዎ ስርዓታትን ፍርድታትን ዘክሩ።+

5 “እንሆ፡ እታ ዓባይን እተፍርህን መዓልቲ የሆዋ ኸይመጸት፡+ ነብዪ ኤልያስ እልእከልኩም ኣለኹ።+ 6 ኣነ መጺአ ንምድሪ ምእንቲ ኸይወቕዓን ከየጥፍኣንሲ፡ ንሱ ልቢ ኣቦታት ናብ ደቂ፡ ልቢ ደቂ እውን ናብ ኣቦታት ኪመልስ እዩ።”+

(ትርጉም ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ-ኣራማይስጢ ኣብዚ ይውዳእ፣ ትርጉም ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ስዒቡ ይርከብ)

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ