ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ሚልክያስ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ሚልክያስ—ትሕዝቶ

      • እቲ ናይ ሓቂ ጐይታ ንቤተ መቕደሱ ኼጽርያ ይመጽእ (1-5)

        • ልኡኽ እቲ ኺዳን (1)

      • ናብ የሆዋ ኺምለሱ እተዋህበ መተባብዒ (6-12)

        • የሆዋ ኣይልወጥን እዩ (6)

        • “ናባይ ተመለሱ፡ ኣነ እውን ናባኻትኩም ክምለስ እየ” (7)

        • ‘ብዘሎ ዕሽር ኣምጽኡ፣ የሆዋ ድማ በረኸት ኬፍስሰልኩም እዩ’ (10)

      • ጻድቕን እኩይን (13-18)

        • መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተጻሕፈ (16)

        • ኣብ መንጎ ጻድቕን እኩይን ዘሎ ፍልልይ (18)

ሚልክያስ 3:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኼዳሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 3:1-3፣ 11:7, 10፣ ማር 1:2-4፣ ሉቃ 1:76፣ ዮሃ 1:6, 23፣ 3:28
  • +መዝ 11:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 146፡ 178

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2020፡ ገጽ 4

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 102-103፡ 127

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 96

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 13-19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2013፡ ገጽ 10-11

    15/9/2010፡ ገጽ 25

    15/3/2010፡ ገጽ 23

    15/12/2007፡ ገጽ 27-28

    1/4/2007፡ ገጽ 22

    1/4/1995፡ ገጽ 23-24

    ራእይ፡ ገጽ 31-32

ሚልክያስ 3:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:25፣ ኤር 2:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 102-103

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 30

    15/5/1998፡ ገጽ 15

    1/4/1995፡ ገጽ 23-24

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 22-23

    ራእይ፡ ገጽ 32

ሚልክያስ 3:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪዅልዖም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 66:10፣ ምሳ 25:4፣ ዘካ 13:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2019፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 30

    15/7/2013፡ ገጽ 11-12

    15/9/2010፡ ገጽ 25-26

    1/4/2007፡ ገጽ 22

    15/5/1998፡ ገጽ 15

    1/4/1995፡ ገጽ 23-24

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 23-24፡ 100-101

    ራእይ፡ ገጽ 32፡ 308

ሚልክያስ 3:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኼዕግቦ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 7:1

ሚልክያስ 3:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣቦ ንዘይብሎምን።”

  • *

    ወይ፡ “መሰላቱ ዚኸልኡን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 18:10, 12
  • +ዘጸ 20:7
  • +ምሳ 14:31፣ ያእ 5:4
  • +ዘዳ 24:17፣ ኢሳ 1:17፣ ያእ 1:27
  • +ዘጸ 23:9፣ ዘካ 7:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 20-22

    1/4/1995፡ ገጽ 24

ሚልክያስ 3:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣይተለወጥኩን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:10፣ 46:4፣ ያእ 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 86

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 14-15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2004፡ ገጽ 5

    1/4/1995፡ ገጽ 24

ሚልክያስ 3:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 9:7፣ ግብ 7:51
  • +ኤር 3:12፣ ዘካ 1:3፣ ያእ 4:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2002፡ ገጽ 20-21

    1/4/1995፡ ገጽ 24

ሚልክያስ 3:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1995፡ ገጽ 24

ሚልክያስ 3:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብመርገም ትረግሙኒ ኣለኹም” ኪኸውን ይኽእል።

ሚልክያስ 3:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዘይደፊአልኩም፡” ማለት፡ ብምሉኡ እንተ ዘየፍሲሰልኩም።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 31:11፣ ነህ 12:44፣ 13:10
  • +ዘሌ 27:30፣ ዘዳ 14:28
  • +ዘዳ 28:12
  • +ዘሌ 26:10፣ 2ዜና 31:10፣ ምሳ 3:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2007፡ ገጽ 28-29

    1/5/2002፡ ገጽ 22-23

    1/4/1995፡ ገጽ 24-25

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 32

ሚልክያስ 3:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ካብ ሓሸራታት ንዚመጽእ መዓት ዜመልክት ኪኸውን ኣለዎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 11:14፣ ዘካ 8:12

ሚልክያስ 3:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 61:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1995፡ ገጽ 24-25

ሚልክያስ 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚል 1:6

ሚልክያስ 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 21:14, 15፣ መዝ 73:13, 14፣ ኢሳ 58:3፣ ጸፎ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2011፡ ገጽ 16-17

    15/12/2007፡ ገጽ 29

ሚልክያስ 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 12:1

ሚልክያስ 3:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚሓስቡሉን።” ወይ፡ “ዜኽብርዎን” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 26:8
  • +መዝ 56:8፣ 69:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 55

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2022፡ ገጽ 14

    4/2022፡ ገጽ 5-6

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 36

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2018፡ ገጽ 23-24፡ 26

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2012፡ ገጽ 11

    15/12/2007፡ ገጽ 29

    1/5/2002፡ ገጽ 22

    1/4/1995፡ ገጽ 25-26

ሚልክያስ 3:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘኽብሮ ገንዘበይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 62:3፣ 1ጴጥ 2:9
  • +ኤር 31:33
  • +መዝ 103:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2005፡ ገጽ 27-28

    1/5/2002፡ ገጽ 23-24

ሚልክያስ 3:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 58:10, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2018፡ ገጽ 24-25

    1/2018፡ ገጽ 27-28

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2006፡ ገጽ 21-22

    1/5/2002፡ ገጽ 24

    1/4/1995፡ ገጽ 26

ሓፈሻዊ

ሚል. 3:1ማቴ 3:1-3፣ 11:7, 10፣ ማር 1:2-4፣ ሉቃ 1:76፣ ዮሃ 1:6, 23፣ 3:28
ሚል. 3:1መዝ 11:4
ሚል. 3:2ኢሳ 1:25፣ ኤር 2:22
ሚል. 3:3መዝ 66:10፣ ምሳ 25:4፣ ዘካ 13:9
ሚል. 3:42ዜና 7:1
ሚል. 3:5ዘዳ 18:10, 12
ሚል. 3:5ዘጸ 20:7
ሚል. 3:5ምሳ 14:31፣ ያእ 5:4
ሚል. 3:5ዘዳ 24:17፣ ኢሳ 1:17፣ ያእ 1:27
ሚል. 3:5ዘጸ 23:9፣ ዘካ 7:10
ሚል. 3:6ኢሳ 43:10፣ 46:4፣ ያእ 1:17
ሚል. 3:7ዘዳ 9:7፣ ግብ 7:51
ሚል. 3:7ኤር 3:12፣ ዘካ 1:3፣ ያእ 4:8
ሚል. 3:102ዜና 31:11፣ ነህ 12:44፣ 13:10
ሚል. 3:10ዘሌ 27:30፣ ዘዳ 14:28
ሚል. 3:10ዘዳ 28:12
ሚል. 3:10ዘሌ 26:10፣ 2ዜና 31:10፣ ምሳ 3:9, 10
ሚል. 3:11ዘዳ 11:14፣ ዘካ 8:12
ሚል. 3:12ኢሳ 61:9
ሚል. 3:13ሚል 1:6
ሚል. 3:14እዮ 21:14, 15፣ መዝ 73:13, 14፣ ኢሳ 58:3፣ ጸፎ 1:12
ሚል. 3:15ኤር 12:1
ሚል. 3:16ኢሳ 26:8
ሚል. 3:16መዝ 56:8፣ 69:28
ሚል. 3:17ኢሳ 62:3፣ 1ጴጥ 2:9
ሚል. 3:17ኤር 31:33
ሚል. 3:17መዝ 103:13
ሚል. 3:18መዝ 58:10, 11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ሚልክያስ 3:1-18

ሚልክያስ

3 “እንሆ፡ ልኡኸይ እልእኽ ኣለኹ፣ ንሱ ድማ ቀቅድመይ መገዲ ኺጸርግ* እዩ።+ ብሃንደበት ከኣ እቲ እትደልይዎ ናይ ሓቂ ጐይታ ናብ ቤተ መቕደሱ ኺመጽእ እዩ፣+ እቲ ብእኡ ደስ ዝበለኩም ልኡኽ እቲ ኺዳን ድማ ኪመጽእ እዩ። እንሆ፡ ብርግጽ ኪመጽእ እዩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

2 “ግናኸ፡ ነታ መዓልቲ ምምጻኡ መን ኪጻወራ እዩ፧ ንሱ ኺግለጽ ከሎ መን ኪቐውም ይኽእል፧ ንሱስ ከም ሓዊ ዀላዕን ከም ሳሙና+ ሓጻባይን ኪኸውን እዩ። 3 ከም ኰላዕን ኣጽራይን ብሩር ኪቕመጥ፡+ ንደቂ ሌዊ ድማ ኬጽርዮም እዩ፣ ከም ወርቅን ከም ብሩርን ኬጽርዮም* እዩ፣ ንሳቶም ከኣ ብርግጽ ንየሆዋ ብጽድቂ መባእ ዜቕርቡሉ ህዝቢ ኪዀኑ እዮም። 4 መባእ ይሁዳን የሩሳሌምን ድማ፡ ከም ናይ ቀደም መዓልትታትን ከም ናይ ጥንቲ ዓመታትን ንየሆዋ ባህ ኬብሎ* እዩ።+

5 “ንፍርዲ ናባኻትኩም ክቐርብ እየ፣ ኣንጻር ኣስማተኛታትን+ ኣንጻር ዘመውትን ኣንጻር እቶም ብሓሶት ዚምሕሉን+ ኣንጻር እቶም ንዕሱብን+ ንመበለትን ንዘኽታምን*+ ዚዕምጹን ኣንጻር እቶም ንጓና+ ምሕጋዝ ዚኣብዩን* ፈጣን ምስክር ክኸውን እየ። እዚኣቶምሲ ኣይፈርሁንን” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

6 “ኣነስ የሆዋ እየ፣ ኣይልወጥን እየ።*+ ንስኻትኩም ድማ ደቂ ያእቆብ ኢኹም፣ ገና ኸኣ ኣይተወዳእኩምን። 7 ካብ ዘመን ኣቦታትኩም ኣትሒዝኩም ካብ ስርዓታተይ ኣልጊስኩም ኢኹም፡ ኣይሓሎኹምዎን እውን።+ ናባይ ተመለሱ፡ ኣነ እውን ናባኻትኩም ክምለስ እየ”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

ንስኻትኩም ግና፡ “ከመይ ጌርና ኢና ኽንምለስ፧” ትብሉ ኣለኹም።

8 “ሰብዶ ንኣምላኽ ይሰርቆ እዩ፧ ንስኻትኩም ግና ትሰርቁኒ ኣለኹም።”

“ከመይ ጌርና ኢና ዝሰረቕናካ፧” ድማ ትብሉ ኣለኹም።

“ብዕሽርን ብመባእን እዩ። 9 ንስኻትኩም ትሰርቁኒ ኣለኹም፡ እወ፡ ብዘሎ እቲ ህዝቢ ኸምኡ ይገብር ኣሎ እሞ፡ ብርግጽ ርጉማት ኢኹም።* 10 ኣብ ቤተይ ምግቢ ኺህሉስ፡+ ብዘሎ ዕሽር ናብቲ ማዕከን ኣምጽኡ፣+ መሳዅቲ ሰማያት እንተ ዘይከፊተልኩም፡+ ሓንቲ እኳ ኽሳዕ ዘይጐድለኩም ድማ በረኸት እንተ ዘየፍሲሰልኩም* ክትርእዩስ፡ በዚ ግዳ ፈትኑኒ”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

11 “ንወሓጢ* ኸኣ ክገንሓልኩም እየ፣ ንሱ ድማ ፍረ ምድርኹም ኣይኬጥፍእን እዩ፣ ኣብ ግራት ዘሎ ተኽሊ ወይንኹም ከኣ ፍረ ዘይብሉ ኣይኪኸውንን እዩ”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

12 “ምድሪ ደስታ ኽትኰኑ ኢኹም እሞ፡ ኵሎም ኣህዛብ ሕጉሳት ኪብልኹም እዮም”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

13 “ኣንጻረይ እተዘርበ ቓላትኩም በርቲዑኒ” ይብል የሆዋ።

“ንሓድሕድና ኸመይ ጌርና ኣንጻርካ ተዛሪብና፧” ትብሉ ኣለኹም።+

14 “ከምዚ ትብሉ ኣለኹም፦ ‘ንኣምላኽ ምግልጋል ዋጋ የብሉን።+ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎና ግዴታ ምሕላውናን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ጕሁያት ኴንና ምምልላስናን እንታይ ጠቒሙና፧ 15 ሕጂ ንተዳፈርቲ ሕጉሳት ንብሎም ኣለና። እቶም እከይ ዚገብሩ እውን ዕዉታት እዮም።+ ንኣምላኽ ፈቲኖምዎስ የምልጡ።’”

16 ሽዑ፡ እቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎ ንሓድሕዶም፡ ነፍሲ ወከፍ ምስ ብጻዩ፡ ተዛራረቡ፣ የሆዋ ኸኣ ኣቕለበን ሰምዐን። ነቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎን ነቶም ንስሙ ዜስተንትኑሉን*+ ድማ መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚኡ ተጻሕፈ።+

17 “በታ ፍሉይ ጥሪተይ*+ ዝገብረላ መዓልቲ፡ ናተይ ኪዀኑ እዮም”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። “ከምቲ ሰብ ንዜገልግሎ ወዱ ዚርሕርሓሉ፡ ኣነ ኽርሕርሓሎም እየ።+ 18 ንስኻትኩም ከኣ ከም ብሓድሽ ነቲ ኣብ መንጎ ጻድቕን እኩይን፡ ኣብ መንጎ እቲ ንኣምላኽ ዜገልግሎን ዘየገልግሎን ዘሎ ፍልልይ ክትርእዩ ኢኹም።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ