ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጢሞቴዎስ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

      • ምእንቲ ዅሉ ዓይነት ሰብ ጸልዩ (1-7)

        • ሓደ ኣምላኽ፡ ሓደ መንጎኛ (5)

        • ኣብ ክንዲ ዅሉ ዝዀነ ተመዓራራዪ በጃ (6)

      • ንሰብኡትን ንኣንስትን እተዋህበ ትእዛዝ (8-15)

        • ትሕትና ብዜርኢ ኽዳውንቲ ተሰለማ (9, 10)

1 ጢሞቴዎስ 2:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1996፡ ገጽ 20

1 ጢሞቴዎስ 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:44
  • +ኤር 29:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2020፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1996፡ ገጽ 20

1 ጢሞቴዎስ 2:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 25

1 ጢሞቴዎስ 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:22፣ ግብ 17:30፣ ሮሜ 5:18፣ 1ጢሞ 4:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 169

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 47

1 ጢሞቴዎስ 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 6:4፣ ሮሜ 3:30
  • +1ቈረ 11:25
  • +እብ 8:6፣ 9:15
  • +ግብ 4:12፣ ሮሜ 5:15፣ 2ጢሞ 1:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 13-14

1 ጢሞቴዎስ 2:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዅሉ ዓይነት ሰብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 20:28፣ ማር 10:45፣ ቈሎ 1:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 104

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 142-143

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2011፡ ገጽ 13

    15/4/1999፡ ገጽ 12

    15/7/1997፡ ገጽ 6-7

    ስላሴ፡ ገጽ 15

1 ጢሞቴዎስ 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:15
  • +ገላ 2:7, 8
  • +ገላ 1:15, 16

1 ጢሞቴዎስ 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 1:20
  • +ፊል 2:14
  • +መዝ 141:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2002፡ ገጽ 19

1 ጢሞቴዎስ 2:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምምዝዛንን።”

  • *

    ወይ፡ “ዘየሕፍር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 3:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2023፡ ገጽ 20

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 52

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 65-66

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    5/2016፡ ገጽ 16-17

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2015፡ ገጽ 9

    15/2/2009፡ ገጽ 20-21

    1/5/2005፡ ገጽ 29

    1/12/2003፡ ገጽ 22

    1/8/2002፡ ገጽ 17-18

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 56-57

    ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 8

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 131-132

1 ጢሞቴዎስ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 31:30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 52

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    5/2016፡ ገጽ 16-17

    ፍቓድ የሆዋ፡ ትምህርቲ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2005፡ ገጽ 29

    1/12/2003፡ ገጽ 22

    1/8/2002፡ ገጽ 17-18

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 131-132

1 ጢሞቴዎስ 2:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ ብስቕታ፣ ብህድኣት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:24

1 ጢሞቴዎስ 2:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብስቕታ፣ ብህድኣት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 14:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2007፡ ገጽ 4

1 ጢሞቴዎስ 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:18, 22፣ 1ቈረ 11:8

1 ጢሞቴዎስ 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:6, 13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2020፡ ገጽ 4

1 ጢሞቴዎስ 2:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምምዝዛን።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኪዀና እየን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 2:9, 10
  • +1ጢሞ 5:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2017፡ ገጽ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2008፡ ገጽ 30

    1/5/2005፡ ገጽ 29

ሓፈሻዊ

1 ጢሞ. 2:2ማቴ 5:44
1 ጢሞ. 2:2ኤር 29:7
1 ጢሞ. 2:3ይሁ 25
1 ጢሞ. 2:4ኢሳ 45:22፣ ግብ 17:30፣ ሮሜ 5:18፣ 1ጢሞ 4:10
1 ጢሞ. 2:5ዘዳ 6:4፣ ሮሜ 3:30
1 ጢሞ. 2:51ቈረ 11:25
1 ጢሞ. 2:5እብ 8:6፣ 9:15
1 ጢሞ. 2:5ግብ 4:12፣ ሮሜ 5:15፣ 2ጢሞ 1:9, 10
1 ጢሞ. 2:6ማቴ 20:28፣ ማር 10:45፣ ቈሎ 1:13, 14
1 ጢሞ. 2:7ግብ 9:15
1 ጢሞ. 2:7ገላ 2:7, 8
1 ጢሞ. 2:7ገላ 1:15, 16
1 ጢሞ. 2:8ያእ 1:20
1 ጢሞ. 2:8ፊል 2:14
1 ጢሞ. 2:8መዝ 141:2
1 ጢሞ. 2:91ጴጥ 3:3, 4
1 ጢሞ. 2:10ምሳ 31:30
1 ጢሞ. 2:11ኤፌ 5:24
1 ጢሞ. 2:121ቈረ 14:34
1 ጢሞ. 2:13ዘፍ 2:18, 22፣ 1ቈረ 11:8
1 ጢሞ. 2:14ዘፍ 3:6, 13
1 ጢሞ. 2:151ጢሞ 2:9, 10
1 ጢሞ. 2:151ጢሞ 5:14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጢሞቴዎስ 2:1-15

1 ጢሞቴዎስ

2 ቅድሚ ዅሉ እምበኣር፡ ምህለላን ጸሎትን ማልዶትን ምስጋናን ምእንቲ ዅሉ ዓይነት ሰብ፡ 2 ምእንቲ ነገስታትን ምእንቲ ዅሎም ሰበ ስልጣንን እውን ኪቐርብ እምዕድ ኣለኹ።+ ንኣምላኽ ብዘሎና ምሉእ ተወፋይነትን ብምሉእ ርዝነትን፡ ብህድኣትን ብርግኣትን ምእንቲ ኽንነብር ኢና ኸምኡ እንገብር።+ 3 እዚ ኣብ ቅድሚ እቲ መድሓኒና ኣምላኽ+ ሰናይን ቅቡልን እዩ፣ 4 ንሱ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን+ ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእን እዩ ዚደሊ። 5 ኣምላኽሲ ሓደ እዩ፣+ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰባትን ከኣ፡+ ሓደ መንጎኛ እዩ ዘሎ፣+ ንሱ ድማ እቲ ሰብ ዝዀነ ክርስቶስ የሱስ እዩ።+ 6 ኣብ ክንዲ ዅሉ* እውን ገዛእ ርእሱ ተመዓራራዪ በጃ ገይሩ ሂቡ እዩ፣+ ብዛዕባ እዚ ኸኣ እዩ ብግዜኡ ዚምስከር። 7 ምእንቲ እዚ ምስክር እዚ ድማ፡+—ሓቂ እብል ኣለኹ፡ ኣይሕሱን እየ፡—ሰባኽን ሃዋርያን፡+ ማለት ብዛዕባ እምነትን ሓቅን መምህር ኣህዛብ+ ኰይነ ተሸይመ እየ።

8 እምበኣር፡ ሰብኡት ብዘይ ቍጥዓን+ ክትዕን+ እሙናት ኣእዳው ኣልዒሎም፡+ ኣብ ኵሉ ቦታ ብቐጻሊ ኺጽልዩ እደሊ ኣለኹ። 9 ኣንስቲ እውን ከምኡ ብቝኖ፡ ብወርቂ፡ ብሉል፡ ወይስ ብኣዝዩ ኽቡር ክዳውንቲ ዘይኰነስ፡ ትሕትናን ልብምናን* ብዜርኢ ግቡእ* ክዳውንቲ፡+ 10 ንኣምላኽ ተወፋይነት ንዘለወን ኣንስቲ ኸም ዚግባእ፡+ ማለት ብሰናይ ግብሪ ይሰለማ።

11 ሰበይቲ ብዅሉ እናተገዝአት ብጸጥታ* ትመሃር።+ 12 ሰበይቲ ብጸጥታ* ኽትነብር እምበር፡ ክትምህር ወይስ ኣብ ሰብኣይ ስልጣን ኪህልዋ ኣይፈቅድን እየ።+ 13 ከመይሲ፡ ቅድም ኣዳም እዩ ተገይሩ፣ ደሓር ከኣ ሄዋን።+ 14 ኣዳም ኣይተታለለን፣ እታ ሰበይቲ ግና ኣጸቢቓ ተታሊላስ+ ኣቢሳ እያ። 15 ሰበይቲ ብእምነትን ብፍቕርን ብቕድስናን ምስ ልብምና*+ እንተ ጸኒዓ ግና፡ ብምውላድ ውሉድ ደሓን ክትከውን እያ።*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ