ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ኣብ የሩሳሌም ንዝነበሩ ክርስትያናት ዚኸውን ውጽኢት (1-4)

      • መደባት ጕዕዞ ጳውሎስ (5-9)

      • ጢሞቴዎስን ኣጵሎስን ኪበጽሑ እተገብረ መደብ (10-12)

      • ምዕዶን ሰላምታን (13-24)

1 ቈረንቶስ 16:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 24:17፣ ሮሜ 15:26፣ 2ቈረ 8:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1998፡ ገጽ 24

1 ቈረንቶስ 16:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 88

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    11/2023፡ ገጽ 3

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 55

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2013፡ ገጽ 14

    15/7/2008፡ ገጽ 27

    1/12/2002፡ ገጽ 5

    1/11/2002፡ ገጽ 26-30

    1/11/1998፡ ገጽ 24

    1/12/1994፡ ገጽ 16-17

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    1/2002፡ ገጽ 2

1 ቈረንቶስ 16:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 8:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 7

1 ቈረንቶስ 16:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 7

1 ቈረንቶስ 16:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:21፣ 2ቈረ 1:15, 16

1 ቈረንቶስ 16:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:2

1 ቈረንቶስ 16:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ጰንጠቈስጠ” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 16:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:10, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 18

1 ቈረንቶስ 16:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:1, 2
  • +ፊል 2:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 14-15

1 ቈረንቶስ 16:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:24, 25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1996፡ ገጽ 22

1 ቈረንቶስ 16:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ትብዑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 5:6
  • +1ቈረ 15:58፣ ፊል 1:27
  • +ግብ 4:29
  • +ኤፌ 6:10፣ ቈሎ 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2015፡ ገጽ 13-17

    1/1/2003፡ ገጽ 18-19

    1/4/2002፡ ገጽ 15፡ 27-28

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/2000፡ ገጽ 8

1 ቈረንቶስ 16:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 13:4፣ 1ጴጥ 4:8

1 ቈረንቶስ 16:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 2:29, 30፣ 1ተሰ 5:12፣ 1ጢሞ 5:17

1 ቈረንቶስ 16:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 1:16

1 ቈረንቶስ 16:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 16:3, 5፣ ፊሞ 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2007፡ ገጽ 8

1 ቈረንቶስ 16:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 5/2019፡ ገጽ 6

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 16:1ግብ 24:17፣ ሮሜ 15:26፣ 2ቈረ 8:3, 4
1 ቈረ. 16:32ቈረ 8:19
1 ቈረ. 16:5ግብ 19:21፣ 2ቈረ 1:15, 16
1 ቈረ. 16:7ግብ 20:2
1 ቈረ. 16:8ግብ 19:1
1 ቈረ. 16:9ግብ 19:10, 11
1 ቈረ. 16:10ግብ 16:1, 2
1 ቈረ. 16:10ፊል 2:19, 20
1 ቈረ. 16:12ግብ 18:24, 25
1 ቈረ. 16:131ተሰ 5:6
1 ቈረ. 16:131ቈረ 15:58፣ ፊል 1:27
1 ቈረ. 16:13ግብ 4:29
1 ቈረ. 16:13ኤፌ 6:10፣ ቈሎ 1:11
1 ቈረ. 16:141ቈረ 13:4፣ 1ጴጥ 4:8
1 ቈረ. 16:16ፊል 2:29, 30፣ 1ተሰ 5:12፣ 1ጢሞ 5:17
1 ቈረ. 16:171ቈረ 1:16
1 ቈረ. 16:19ሮሜ 16:3, 5፣ ፊሞ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 16:1-24

1 ቈረንቶስ

16 ብዛዕባ እቲ ንቕዱሳት ዚኸውን ውጽኢት ከኣ፡+ ነቲ ንጉባኤታት ገላትያ ዝሃብክዎ መምርሒ ስዓቡ። 2 እቲ ምውጻእ ገንዘብ ኣነ ምስ መጻእኩ ምእንቲ ኸይከውን፡ ኣብ ሰሰሙን ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ነፍሲ ወከፍኩም ከከም ዓቕሙ ኣዋህሊሉ የቐምጥ። 3 ኣነ ምስ መጻእኩ ግና፡ ነቶም ብደብዳበታትኩም ዝሰመርኩምዎም ሰባት፡+ ነቲ ህያብ ልግስኹም ናብ የሩሳሌም ኬብጽሑ ኽሰድዶም እየ። 4 ኣነ እውን ናብኡ ክኸይድ ዜድሊ እንተ ዀይኑ፡ ምሳይ ኪኸዱ እዮም።

5 ብመቄዶንያ ኽሓልፍ እየ እሞ፡ ብመቄዶንያ ምስ ሓለፍኩ፡ ናባኻትኩም ክመጽእ እየ፣+ 6 ናብቲ ዝኸዶ ምእንቲ ኸተፋንዉኒ፡ ምናልባት ምሳኻትኩም እጸንሕ ወይ እኸርም እኸውን እየ። 7 የሆዋ* እንተ ፈቒድዎ፡ ገለ ግዜ ምሳኻትኩም ክጸንሕ ተስፋ እገብር ኣለኹ እሞ፡+ ሕጅስ ከም ሓላፍ መገዲ ዀይነ ኽርእየኩም ኣይደልን እየ። 8 ኣብ ኤፌሶን+ ግና ክሳዕ በዓል ጰንጠቈስጠ* ኽጸንሕ እየ፣ 9 ከመይሲ፡ ናብ ዕዮ ዜእቱ ዓብዪ ኣፍ ደገ ተኸፊቱለይ ኣሎ፣+ ግናኸ፡ ብዙሓት ተጻረርቲ ኣለዉ።

10 ጢሞቴዎስ+ እንተ መጺኡ ግና፡ ከምዚ ኸማይ ዕዮ የሆዋ* ይዓዪ ኣሎ እሞ፡+ ምሳኻትኩም ብዘይ ስክፍታ ኸም ዚጸንሕ ግበሩ። 11 እምበኣር፡ ሓደ እኳ ኣይንዓቆ። ምስቶም ኣሕዋት እጽበዮ ኣለኹ እሞ፡ ናባይ ምእንቲ ኺመጽእ፡ ብሰላም ኣፋንውዎ።

12 ብዛዕባ ኣጵሎስ+ ሓውና ኸኣ፡ ምስቶም ኣሕዋት ናባኻትኩም ኪመጽእ ብዙሕ ተማሕጺነዮስ፡ ሕጂ ኺመጽእ ኣይደለየን፣ ምስ ጠዓሞ ግና ኪመጽእ እዩ።

13 ንቕሑ፡+ ኣብ እምነት ጽንዑ፡+ ሰብኡት ኩኑ፡*+ በርትዑ።+ 14 ኵሉ ግብርኹም ብፍቕሪ ይገበር።+

15 ኣሕዋተየ እዚ እምሕጸነኩም ኣለኹ፦ ቤተ ሰብ እስጢፋናስ በዅራት ኣካይያ ኸም ዝዀኑ፡ ንምግልጋል ቅዱሳት ከኣ ገዛእ ርእሶም ከም ዝወፈዩ ትፈልጡ ኢኹም። 16 ንስኻትኩም እውን ነዞም ከምዚኣቶም ዝበሉን ነቶም ዚተሓባበሩን ዚጽዕሩን ተገዝእዎም።+ 17 እስጢፋናስን+ ፈርጡናጦስን ኣካይቆስን ነቲ ንስኻትኩም ኣብዚ ብዘይምህላውኩም ዝጐደለ መሊኦምዎ ስለ ዘለዉ፡ ኣብዚ ብምህላዎም ተሓጒሰ እየ። 18 ምኽንያቱ፡ ንመንፈሰይን ንመንፈስኩምን ኣቕሲኖምዎ ኣለዉ። እምበኣር፡ ነዞም ከምዚኣቶም ዝበሉ ፍለጥዎም።

19 እተን ጉባኤታት እስያ ሰላም ይብላኹም ኣለዋ። ኣኪላስን ጵርስካን ምስታ ኣብ ቤቶም ዘላ ጉባኤ ዀይኖም፡+ ብጐይታ ብዙሕ ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ። 20 ኵሎም ኣሕዋት ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ። ንሓድሕድኩም ብቕዱስ ምስዕዓም ሰላም ተባሃሃሉ።

21 እዛ ሰላምታ እዚኣ ኣነ ጳውሎስ ባዕለይ ብኢደይ ዝጸሓፍክዋ እያ።

22 ንጐይታና ዘይፈትዎ እንተሎ፡ ርጉም ይኹን። ኦ ጐይታና፡ ንዓ! 23 ጸጋ ጐይታና የሱስ ምሳኻትኩም ይኹን። 24 ፍቕረይ ምስ ኵላትኩም እቶም ምስ ክርስቶስ የሱስ ሓድነት ዘሎኩም ትኹን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ