ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ዮሳፋጥ ምስ ኣከኣብ ዝነበሮ ኺዳን (1-12)

      • ስዕረት ከም ዜጋጥም ሚካያ እተነበዮ ትንቢት (13-28)

        • ንኣከኣብ ዚሓባብሎ ዜታልል መንፈስ (21, 22)

      • ኣከኣብ ኣብ ራሞት-ጊልዓድ ተቐትለ (29-40)

      • ንግስና ዮሳፋጥ ኣብ ልዕሊ ይሁዳ (41-50)

      • ኣሓዝያ፡ ንጉስ እስራኤል (51-53)

1 ነገስት 22:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 15:24
  • +2ዜና 18:2, 3

1 ነገስት 22:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 20:8, 9፣ 1ነገ 4:7, 13

1 ነገስት 22:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 3:7፣ 2ዜና 19:2

1 ነገስት 22:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 27:21፣ 2ዜና 18:4, 5

1 ነገስት 22:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 3:11፣ 2ዜና 18:6, 7

1 ነገስት 22:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 18:4
  • +ኢሳ 30:9, 10፣ ኤር 38:4
  • +1ነገ 21:20፣ 2ዜና 36:16

1 ነገስት 22:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 18:8-11

1 ነገስት 22:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 13:2, 3

1 ነገስት 22:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክትደፍኦም።”

1 ነገስት 22:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 18:12-16

1 ነገስት 22:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:15, 25

1 ነገስት 22:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 18:17

1 ነገስት 22:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 6:1፣ ህዝ 1:26
  • +2ዜና 18:18-22፣ እዮ 1:6፣ ዳን 7:9, 10፣ ማቴ 18:10፣ ራእ 5:11

1 ነገስት 22:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መልኣኽ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 104:4፣ እብ 1:7, 14

1 ነገስት 22:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 22:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2019፡ ገጽ 5

1 ነገስት 22:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 14:9
  • +1ነገ 20:42

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2019፡ ገጽ 5

1 ነገስት 22:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 18:23-27

1 ነገስት 22:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:32, 36

1 ነገስት 22:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 16:28, 29

1 ነገስት 22:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 18:28-32

1 ነገስት 22:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 35:22

1 ነገስት 22:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 20:1

1 ነገስት 22:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብገርሁ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሰፈር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 18:33, 34

1 ነገስት 22:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 20:42

1 ነገስት 22:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 22:17

1 ነገስት 22:37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

1 ነገስት 22:38

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ሰረገላ ኣብቲ ኣመናዝር ዚሕጸባሉ ሓጽቢ ሰማርያ ምስ ሓጸብዎ ኸኣ፡ ከምቲ የሆዋ እተዛረቦ ቓል፡ ኣኽላባት ነቲ ደሙ ለሓስዎ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 21:18, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2014፡ ገጽ 15

1 ነገስት 22:39

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:22፣ ህዝ 27:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 15

1 ነገስት 22:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:28
  • +2ነገ 1:2፣ 2ዜና 20:35

1 ነገስት 22:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 3:10፣ 2ዜና 17:1፣ 20:31፣ ማቴ 1:8

1 ነገስት 22:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 15:11፣ 2ዜና 14:11፣ 15:8
  • +2ዜና 17:3
  • +ዘዳ 12:14፣ 1ነገ 14:23፣ 15:14

1 ነገስት 22:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 18:1፣ 19:2

1 ነገስት 22:46

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 23:17, 18፣ 1ነገ 14:24
  • +1ነገ 15:11, 12

1 ነገስት 22:47

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:1, 9
  • +2ሳሙ 8:14፣ 2ነገ 8:20-22፣ መዝ 108:9

1 ነገስት 22:48

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:22
  • +1ነገ 9:26፣ 2ዜና 20:35-37

1 ነገስት 22:50

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:10
  • +2ነገ 8:16፣ 2ዜና 21:1, 5

1 ነገስት 22:51

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 1:2

1 ነገስት 22:52

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:30
  • +1ነገ 21:25
  • +1ነገ 12:28-30፣ 13:33

1 ነገስት 22:53

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:31, 32፣ 2ነገ 1:2
  • +ዘጸ 20:3፣ 34:14

ሓፈሻዊ

1 ነገ. 22:21ነገ 15:24
1 ነገ. 22:22ዜና 18:2, 3
1 ነገ. 22:3እያ 20:8, 9፣ 1ነገ 4:7, 13
1 ነገ. 22:42ነገ 3:7፣ 2ዜና 19:2
1 ነገ. 22:5ዘሁ 27:21፣ 2ዜና 18:4, 5
1 ነገ. 22:72ነገ 3:11፣ 2ዜና 18:6, 7
1 ነገ. 22:81ነገ 18:4
1 ነገ. 22:8ኢሳ 30:9, 10፣ ኤር 38:4
1 ነገ. 22:81ነገ 21:20፣ 2ዜና 36:16
1 ነገ. 22:92ዜና 18:8-11
1 ነገ. 22:10ህዝ 13:2, 3
1 ነገ. 22:132ዜና 18:12-16
1 ነገ. 22:17ዘዳ 28:15, 25
1 ነገ. 22:182ዜና 18:17
1 ነገ. 22:19ኢሳ 6:1፣ ህዝ 1:26
1 ነገ. 22:192ዜና 18:18-22፣ እዮ 1:6፣ ዳን 7:9, 10፣ ማቴ 18:10፣ ራእ 5:11
1 ነገ. 22:21መዝ 104:4፣ እብ 1:7, 14
1 ነገ. 22:221ነገ 22:6
1 ነገ. 22:23ህዝ 14:9
1 ነገ. 22:231ነገ 20:42
1 ነገ. 22:242ዜና 18:23-27
1 ነገ. 22:27እብ 11:32, 36
1 ነገ. 22:28ዘሁ 16:28, 29
1 ነገ. 22:292ዜና 18:28-32
1 ነገ. 22:302ዜና 35:22
1 ነገ. 22:311ነገ 20:1
1 ነገ. 22:342ዜና 18:33, 34
1 ነገ. 22:351ነገ 20:42
1 ነገ. 22:361ነገ 22:17
1 ነገ. 22:381ነገ 21:18, 19
1 ነገ. 22:391ነገ 10:22፣ ህዝ 27:15
1 ነገ. 22:401ነገ 16:28
1 ነገ. 22:402ነገ 1:2፣ 2ዜና 20:35
1 ነገ. 22:411ዜና 3:10፣ 2ዜና 17:1፣ 20:31፣ ማቴ 1:8
1 ነገ. 22:431ነገ 15:11፣ 2ዜና 14:11፣ 15:8
1 ነገ. 22:432ዜና 17:3
1 ነገ. 22:43ዘዳ 12:14፣ 1ነገ 14:23፣ 15:14
1 ነገ. 22:442ዜና 18:1፣ 19:2
1 ነገ. 22:46ዘዳ 23:17, 18፣ 1ነገ 14:24
1 ነገ. 22:461ነገ 15:11, 12
1 ነገ. 22:47ዘፍ 36:1, 9
1 ነገ. 22:472ሳሙ 8:14፣ 2ነገ 8:20-22፣ መዝ 108:9
1 ነገ. 22:481ነገ 10:22
1 ነገ. 22:481ነገ 9:26፣ 2ዜና 20:35-37
1 ነገ. 22:501ነገ 2:10
1 ነገ. 22:502ነገ 8:16፣ 2ዜና 21:1, 5
1 ነገ. 22:512ነገ 1:2
1 ነገ. 22:521ነገ 16:30
1 ነገ. 22:521ነገ 21:25
1 ነገ. 22:521ነገ 12:28-30፣ 13:33
1 ነገ. 22:531ነገ 16:31, 32፣ 2ነገ 1:2
1 ነገ. 22:53ዘጸ 20:3፣ 34:14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
  • 53
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ነገስት 22:1-53

1 ነገስት

22 ኣብ መንጎ ሶርያን እስራኤልን ድማ ሰለስተ ዓመት ውግእ ኣይነበረን። 2 ኣብ ሳልሰይቲ ዓመት ከኣ፡ ዮሳፋጥ+ ንጉስ ይሁዳ ናብ ንጉስ እስራኤል ወረደ።+ 3 ንጉስ እስራኤል ድማ ንገላዉኡ፡ “ራሞት-ጊልዓድ+ ናትና ምዃናስ ትፈልጡ ዲኹም፧ ካብ ንጉስ ሶርያ ኸይንመልሳ ግና ንወላወል ኣለና” በሎም። 4 ንዮሳፋጥ ከኣ፡ “ኣብ ራሞት-ጊልዓድ ክንዋጋእሲ፡ ምሳይዶ ትኸይድ፧” በሎ። ዮሳፋጥ ድማ ንንጉስ እስራኤል፡ “ኣነ ኸማኻ እየ። ህዝበይ ከም ህዝብኻ እዩ። ኣፍራሰይ ከም ኣፍራስካ እዮም” ኢሉ መለሰሉ።+

5 ግናኸ፡ ዮሳፋጥ ንንጉስ እስራኤል፡ “በጃኻ፡ ቅድም ቃል የሆዋ ሕተት” በሎ።+ 6 ሽዑ፡ ንጉስ እስራኤል ነቶም ነብያት ዝዀኑ 400 ዚኣኽሉ ሰባት ኣኪቡ፡ “ንራሞት-ጊልዓድ ክዋግኣዶ ክኸይድ፡ ወይስ ክሓድጎ፧” በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ደይብ፡ የሆዋ ኣብ ኢድ ንጉስ ኣሕሊፉ ኺህባ እዩ” በሉ።

7 ዮሳፋጥ ከኣ፡ “እንሓትቶ ነብዪ የሆዋዶ ኣብዚ የልቦን፧ ብእኡ ኣቢልና እውን ንሕተት” በለ።+ 8 ንጉስ እስራኤል ድማ ንዮሳፋጥ፡ “ገና ብእኡ ኣቢልና ንየሆዋ ኽንሓትቶ እንኽእል ሓደ ሰብኣይ እባ ኣሎ፣+ ግናኸ፡ ብዛዕባይ ክፉእ ጥራይ እምበር፡ ጽቡቕ ኣይንበይን እዩ እሞ፡+ እጸልኦ እየ።+ ንሱ ሚካያ ወዲ ዪምላ እዩ” በሎ። ዮሳፋጥ ግና፡ “ንጉስ ከምኡ ኣይበል” በለ።

9 ሽዑ፡ ንጉስ እስራኤል ንሓደ ኣገልጋሊ ቤተ መንግስቲ ጸዊዑ፡ “ንሚካያ ወዲ ዪምላ ቐልጢፍካ ኣምጽኣዮ” በሎ።+ 10 ንጉስ እስራኤልን ዮሳፋጥ ንጉስ ይሁዳን ከኣ ለልብሰ መንግስቶም ተኸዲኖም ኣብቲ ኣብ መእተዊ እቲ ኣፍ ደገ ሰማርያ ዘሎ ዓውዲ ኣብ ዘዝፋኖም ተቐሚጦም ነበሩ፣ ኵሎም እቶም ነብያት እውን ኣብ ቅድሚኦም ይንበዩ ነበሩ።+ 11 ጼዴቅያስ ወዲ ከናዓና ድማ ኣቕርንቲ ሓጺን ሰሪሑ፡ “የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንሶርያውያን ክሳዕ ዚጸንቱ በዚኣተን ክትወግኦም* ኢኻ’” በለ። 12 ኵሎም እቶም ነብያት እውን ከምኡ፡ “ናብ ራሞት-ጊልዓድ ደይብ፡ ኪቐንዓካ ኸኣ እዩ፣ የሆዋ ድማ ኣብ ኢድ ንጉስ ኣሕሊፉ ኺህባ እዩ” ኢሎም ይንበዩ ነበሩ።

13 እቲ ንሚካያ ኺጽውዖ ዝኸደ ልኡኽ ከኣ፡ “እንሆ፡ እቶም ነብያት ብሓደ ዀይኖም ንንጉስ ጽቡቕ ይዛረቡሉ ኣለዉ። በጃኻ፡ ዘረባኻ ኸም ዘረባኦም ይኹን፡ ጽቡቕ ድማ ተዛረብ” በሎ።+ 14 ሚካያ ግና፡ “ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡ እቲ የሆዋ ዚብለኒ እየ ዝዛረብ” በለ። 15 ናብ ንጉስ ከኣ መጸ፣ ንጉስ ድማ፡ “ሚካያ፡ ንራሞት-ጊልዓድ ክንዋግኣዶ ኽንከይድ፡ ወይስ ክንሓድጎ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ኸኣ ብቕጽበት፡ “ደይብ፡ ኪቐንዓካ ኸኣ እዩ፣ የሆዋ ድማ ኣብ ኢድ ንጉስ ኣሕሊፉ ኽህባ እዩ” ኢሉ መለሰ። 16 ንጉስ ከኣ፡ “ብስም የሆዋ ሓቂ ጥራይ እምበር፡ ካልእ ከይትዛረበኒ ኽንደይ ሳዕ እየ ኸምሕለካ፧” በሎ። 17 ንሱ ድማ ከምዚ በለ፦ “ኵሎም እስራኤላውያን ጓሳ ኸም ዘይብለን ኣባጊዕ ኣብ ኣኽራን ፋሕ ኢሎም ረኣኹ።+ የሆዋ ኸኣ፡ ‘እዚኣቶም ጐይታ የብሎምን። ነፍሲ ወከፍ ብሰላም ነናብ ቤቱ ይመለስ’ በለ።”

18 ንጉስ እስራኤል ድማ ንዮሳፋጥ፡ “‘ብዛዕባይ ክፉእ እምበር፡ ጽቡቕ ኣይንበይን እዩ’ ኢለካ ደይነበርኩን፧” በሎ።+

19 ሚካያ ኸኣ ከምዚ በለ፦ “ስለዚ፡ ቃል የሆዋ ስማዕ፦ የሆዋ ኣብ ዝፋኑ ተቐሚጡ፡+ ኵሉ ሰራዊት ሰማያት ድማ ኣብ ጥቓኡ፡ ኣብ የማነ ጸጋሙ ቘይሙ ረኣኹ።+ 20 የሆዋ ኸኣ፡ ‘ኣከኣብ ናብ ራሞት-ጊልዓድ ደዪቡ ምእንቲ ኺወድቕሲ፡ መን ይሓባብሎ፧’ በለ። ሓደ ኸምዚ፡ እቲ ሓደ ድማ ከምቲ በለ። 21 ሽዑ፡ ሓደ መንፈስ*+ ወጸ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኸኣ ደው ኢሉ፡ ‘ኣነ ኽሓባብሎ እየ’ በለ። የሆዋ ድማ፡ ‘ከመይ ጌርካ፧’ ኢሉ ሓተቶ። 22 ንሱ ኸኣ፡ ‘ወጺአ ኣብ ኣፍ ኵሎም ነብያቱ ዜታልል መንፈስ ክኸውን እየ’ ኢሉ መለሰ።+ ንሱ ድማ፡ ‘ንስኻስ ክትሓባብሎ ኢኻ፡ ከተስልጥ እውን ኢኻ። ወጺእካ ኸምኡ ግበር’ በሎ። 23 ሕጂ ኸኣ፡ የሆዋ ኣብ ኣፍ ኵሎም እዞም ነብያትካ እዚኦም ዜታልል መንፈስ እዩ ኣንቢሩ ዘሎ፣+ የሆዋ ግና ንዓኻ መዓት ተዛሪቡልካ ኣሎ።”+

24 ጼዴቅያስ ወዲ ከናዓና ድማ ቀሪቡ ንሚካያ ኣብ ምዕጕርቱ ወቕዖ እሞ፡ “እቲ መንፈስ የሆዋ ንዓኻ ኺዛረብሲ ኻባይ በየን እዩ ሓሊፉ፧” በለ።+ 25 ሚካያ ኸኣ፡ “እንሆ፡ በታ ኽትሕባእ ናብ ውሻጠ እትኣትወላ መዓልቲ በየን ምዃኑ ኽትርኢ ኢኻ” ኢሉ መለሰ። 26 ንጉስ እስራኤል ድማ ከምዚ በለ፦ “ንሚካያ ናብ ኣሞን እቲ ሓለቓ እታ ኸተማን ናብ ዮኣስ ወዲ ንጉስን ውሰዶ። 27 ከምዚ ኸኣ በሎም፦ ‘ንጉስ ከምዚ ይብል፦ “ኣነ ብሰላም ክሳዕ ዝምለስ፡ ነዚ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣእቲኹም፡+ እተነከየ መቝነን እንጌራን ማይን መግብዎ።”’” 28 ሚካያ ድማ፡ “ብሰላም እንተ ተመሊስካስ፡ የሆዋ ምሳይ ኣይተዛረበን” በለ።+ ብተወሳኺ ኸኣ፡ “ኣቱም ህዝቢ፡ ኵላትኩም ስምዑ” በለ።

29 ንጉስ እስራኤልን ዮሳፋጥ ንጉስ ይሁዳን ድማ ናብ ራሞት-ጊልዓድ ደየቡ።+ 30 ንጉስ እስራኤል ከኣ ንዮሳፋጥ፡ “ኣነ ትርኢተይ ለዊጠ ናብ ውግእ ክኣቱ እየ፣ ንስኻ ግና ልብሰ መንግስትኻ ተኸደን” በሎ። ንጉስ እስራኤል ድማ ትርኢቱ ለዊጡ+ ናብ ውግእ ኣተወ። 31 ንጉስ ሶርያ ኸኣ ነቶም 32 ኣዘዝቲ ሰረገላታቱ፡+ “ምስ ንጉስ እስራኤል ጥራይ ደኣ እምበር፡ ምስ ንእሽቶ ዀነ ምስ ዓብዪ ኣይትዋግኡ” ኢሉ ኣዚዝዎም ነበረ። 32 እቶም ኣዘዝቲ ሰረገላታት ንዮሳፋጥ ምስ ረኣይዎ፡ “እዚ ብርግጽ ንጉስ እስራኤል እዩ” በሉ። ኪዋግእዎ ድማ ናብኡ ኣልገሱ፣ ዮሳፋጥ ከኣ ኣእወየ። 33 እቶም ኣዘዝቲ ሰረገላታት፡ ንሱ ንጉስ እስራኤል ከም ዘይኰነ ምስ ረኣዩ፡ ብኡብኡ ኻብ ምስዓቡ ተመልሱ።

34 ግናኸ፡ ሓደ ሰብኣይ ብቐስቱ ገይሩ ብሃውሪ* ወርወረ እሞ፡ ንንጉስ እስራኤል ኣብ መንጎ መላግቦ ድርዑ ወግኦ። ንጉስ ድማ ነቲ ብዓል ሰረገላኡ፡ “ቈሲለ እየ እሞ፡ ተመሊስካ ኻብ ውግእ* ኣውጽኣኒ” በሎ።+ 35 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ውግእ በርትዐ፣ ንጉስ ከኣ ኣብ መንጽር ሶርያውያን፡ ኣብቲ ሰረገላ ብኻልእ ተደጊፉ ደው ኢሉ ነበረ። ደም እቲ ቝስሉ ናብ ውሽጢ እቲ ሰረገላ ፈሰሰ፡ ምሸት ድማ ሞተ።+ 36 ኣጋ ዕራርቦ ጸሓይ፡ “ነፍሲ ወከፍ ነናብ ከተማኡ! ነፍሲ ወከፍ ነናብ ምድሩ!” ዚብል ኣዋጅ በቲ ሰፈር ሓለፈ።+ 37 በዚ ኸምዚ፡ ንጉስ ሞተ፡ ናብ ሰማርያ ኸኣ ኣምጽእዎ፣ ንንጉስ ድማ ኣብ ሰማርያ ቐበርዎ። 38 ነቲ ሰረገላ ኣብ ሓጽቢ ሰማርያ ምስ ሓጸብዎ ኸኣ፡ ከምቲ የሆዋ እተዛረቦ ቓል፡ ኣኽላባት ነቲ ደሙ ለሓስዎ፡ ኣመናዝር ድማ ኣብኡ ተሓጽባ።*+

39 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ኣከኣብ፡ ኵሉ እቲ ዝገበሮን እታ ብስኒ ሓርማዝ ዝሃነጻ ቤትን*+ ኵለን እተን ዝሰርሐን ከተማታትን፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት እስራኤል ተጻሒፉዶ የሎን፧ 40 ኣከኣብ ከኣ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፣+ ኣብ ክንዳኡ ድማ ወዱ ኣሓዝያ+ ነገሰ።

41 ኣብ ራብዐይቲ ዓመት ኣከኣብ ንጉስ እስራኤል ከኣ፡ ዮሳፋጥ+ ወዲ ኣሳ ኣብ ልዕሊ ይሁዳ ነገሰ። 42 ዮሳፋጥ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 35 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 25 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ዓዙባ እዩ፣ ንሳ ጓል ሺልሒ እያ። 43 ንሱ ብዅሉ መገዲ ኣቦኡ ኣሳ ተመላለሰ።+ ካብኡ ኣየልገሰን፣ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ እውን ቅኑዕ ገበረ።+ ግናኸ፡ እቲ በረኽቲ ኣይተወገደን ነበረ፣ እቲ ህዝቢ ድማ ገና ኣብቲ በረኽቲ ይስውእን ይዓጥንን ነበረ።+ 44 ዮሳፋጥ ከኣ ምስ ንጉስ እስራኤል ሰላም ነበሮ።+ 45 እቲ ዝተረፈ ታሪኽ ዮሳፋጥ፡ እቲ ሓያል ግብሩን እቲ እተዋግኦ ውግእን፡ ኣብ መጽሓፍ ታሪኽ ዘመን ነገስታት ይሁዳ ተጻሒፉዶ የሎን፧ 46 ነቶም ብዘመን ኣቦኡ ኣሳ ተሪፎም ዝነበሩ ተባዕትዮ ኣመናዝር ቤተ መቕደስ ከኣ፡+ ካብታ ምድሪ ኣርሓቖም።+

47 ሽዑ፡ ኣብ ኤዶም+ ንጉስ ኣይነበረን፣ ምስለኔ ግና ከም ንጉስ ነበረ።+

48 ዮሳፋጥ ድማ ናብ ኦፊር ከይደን ወርቂ ዜምጽኣ መራኽብ ተርሲስ* ሰርሐ፣+ እተን መራኽብ ኣብ ዔጽዮን-ገበር ስለ እተሰብራ ግና፡ ኣይከዳን።+ 49 ኣሓዝያ ወዲ ኣከኣብ ከኣ ንዮሳፋጥ፡ “ገላዎይ ምስ ገላዉኻ በተን መራኽብ ይኺዱ” በሎ፣ ዮሳፋጥ ግና ኣይፈተወን።

50 ዮሳፋጥ ድማ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፡+ ምስ ኣቦታቱ ኸኣ ኣብ ከተማ ዳዊት ኣቦኡ ተቐብረ፣ ኣብ ክንዳኡ ድማ ወዱ ዮራም+ ነገሰ።

51 ኣብ መበል 17 ዓመት ዮሳፋጥ ንጉስ ይሁዳ፡ ኣሓዝያ+ ወዲ ኣከኣብ ኣብ ሰማርያ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ነገሰ፡ ክልተ ዓመት ከኣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ነገሰ። 52 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ድማ ክፉእ ይገብር ነበረ፣ ብመገዲ ኣቦኡን+ ብመገዲ ኣዲኡን+ ብመገዲ እቲ ንእስራኤል ዘሕጥኦ የሮብዓም ወዲ ናባጥን ከኣ ተመላለሰ።+ 53  ከምቲ ኣቦኡ ዝገበሮ ድማ፡ ንበዓል ኣገልገሎን+ ሰገደሉን፡ ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከኣ ኣዀረዮ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ