ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 18
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ዓወታት ዳዊት (1-13)

      • ምምሕዳር ዳዊት (14-17)

1 ዜና መዋእል 18:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 5:8፣ 2ሳሙ 1:20
  • +2ሳሙ 8:1

1 ዜና መዋእል 18:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 24:17፣ መዝ 60:8
  • +2ሳሙ 8:2፣ 2ነገ 3:4

1 ዜና መዋእል 18:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:18፣ ዘጸ 23:31፣ 2ሳሙ 8:3, 4
  • +1ነገ 11:23
  • +1ሳሙ 14:47፣ 2ሳሙ 10:6፣ መዝ 60:ልዕለ ጽሑፍ
  • +2ዜና 8:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 11

1 ዜና መዋእል 18:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 20:7
  • +ዘዳ 17:16፣ መዝ 33:17

1 ዜና መዋእል 18:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:5-8

1 ዜና መዋእል 18:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ድሕነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 17:8

1 ዜና መዋእል 18:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:23
  • +1ነገ 7:15, 45

1 ዜና መዋእል 18:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:3
  • +2ሳሙ 8:9-11

1 ዜና መዋእል 18:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 20:1
  • +2ሳሙ 5:25
  • +1ሳሙ 27:8, 9፣ 30:18, 20
  • +እያ 6:19፣ 2ዜና 5:1

1 ዜና መዋእል 18:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 26:6፣ 2ሳሙ 3:30፣ 10:10፣ 20:6፣ 21:17
  • +1ዜና 2:15, 16
  • +2ሳሙ 8:13, 14

1 ዜና መዋእል 18:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ድሕነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 25:23፣ 27:40
  • +መዝ 18:48፣ 144:10

1 ዜና መዋእል 18:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:11
  • +2ሳሙ 8:15-18፣ 23:3, 4፣ መዝ 78:70-72

1 ዜና መዋእል 18:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 11:6
  • +1ነገ 4:3

1 ዜና መዋእል 18:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 30:14፣ ጸፎ 2:5
  • +1ነገ 1:38

ሓፈሻዊ

1 ዜና 18:11ሳሙ 5:8፣ 2ሳሙ 1:20
1 ዜና 18:12ሳሙ 8:1
1 ዜና 18:2ዘሁ 24:17፣ መዝ 60:8
1 ዜና 18:22ሳሙ 8:2፣ 2ነገ 3:4
1 ዜና 18:3ዘፍ 15:18፣ ዘጸ 23:31፣ 2ሳሙ 8:3, 4
1 ዜና 18:31ነገ 11:23
1 ዜና 18:31ሳሙ 14:47፣ 2ሳሙ 10:6፣ መዝ 60:ልዕለ ጽሑፍ
1 ዜና 18:32ዜና 8:3
1 ዜና 18:4መዝ 20:7
1 ዜና 18:4ዘዳ 17:16፣ መዝ 33:17
1 ዜና 18:52ሳሙ 8:5-8
1 ዜና 18:61ዜና 17:8
1 ዜና 18:81ነገ 7:23
1 ዜና 18:81ነገ 7:15, 45
1 ዜና 18:92ሳሙ 8:3
1 ዜና 18:92ሳሙ 8:9-11
1 ዜና 18:111ዜና 20:1
1 ዜና 18:112ሳሙ 5:25
1 ዜና 18:111ሳሙ 27:8, 9፣ 30:18, 20
1 ዜና 18:11እያ 6:19፣ 2ዜና 5:1
1 ዜና 18:121ሳሙ 26:6፣ 2ሳሙ 3:30፣ 10:10፣ 20:6፣ 21:17
1 ዜና 18:121ዜና 2:15, 16
1 ዜና 18:122ሳሙ 8:13, 14
1 ዜና 18:13ዘፍ 25:23፣ 27:40
1 ዜና 18:13መዝ 18:48፣ 144:10
1 ዜና 18:141ነገ 2:11
1 ዜና 18:142ሳሙ 8:15-18፣ 23:3, 4፣ መዝ 78:70-72
1 ዜና 18:151ዜና 11:6
1 ዜና 18:151ነገ 4:3
1 ዜና 18:171ሳሙ 30:14፣ ጸፎ 2:5
1 ዜና 18:171ነገ 1:38
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 18:1-17

1 ዜና መዋእል

18 ድሕርዚ፡ ዳዊት ንፍልስጥኤማውያን ሰዓሮምን ኣምበርከኾምን፣ ንጋትን+ ንዓድታታን ከኣ ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ወሰደ።+ 2 ንሞኣብ ድማ ሰዓሮ፣+ ሞኣባውያን ከኣ ንዳዊት ገላዉኡ ዀይኖም ግብሪ ኣምጽኡሉ።+

3 ዳዊት ከኣ ኣብ ፈለግ ኤፍራጥስ ስልጣኑ ኬቕውም ኪኸይድ ከሎ፡+ ንሃዳድዔዘር+ ንጉስ ጾባ+ ኣብ ጥቓ ሓማት+ ሰዓሮ። 4 ዳዊት ድማ ካብኡ 1,000 ሰረገላን 7,000 ፈረሰኛታትን 20,000 ኣጋር ተዋጋእትን ማረኸ።+ ዳዊት ከኣ 100 ፈረስ ሰረገላ ኣትሪፉ፡ ንዅሎም ቀንጀቦም።+ 5 እቶም ናይ ደማስቆ ሶርያውያን ንሃዳድዔዘር ንጉስ ጾባ ኺረድእዎ ምስ መጹ፡ ዳዊት ካብቶም ሶርያውያን 22,000 ቀተለ።+ 6 ዳዊት ድማ ኣብ ሶርያ ናይ ደማስቆ ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ፣ ሶርያውያን ከኣ ንዳዊት ገላዉኡ ዀይኖም ግብሪ ኣምጽኡሉ። የሆዋ ድማ ንዳዊት ኣብ ዝኸዶ ዘበለ ዓወት* ሃቦ።+ 7 ዳዊት ከኣ ከበብቲ ዋላቱ ወርቂ ኻብ ገላዉ ሃዳድዔዘር ወሲዱ ናብ የሩሳሌም ኣምጽኦ። 8 ዳዊት ድማ ካብ ጢብሓትን ኩንን፡ ከተማታት ሃዳድዔዘር፡ ኣዝዩ ብዙሕ ነሓሲ ወሰደ። ብእኡ ኸኣ ሰሎሞን ነቲ ባሕሪ ነሓስን+ ነቲ ኣዕኑድን ነቲ ኣቕሑ ነሓስን ገበረ።+

9 ቶዑ ንጉስ ሓማት፡ ዳዊት ንብዘሎ ሰራዊት ሃዳድዔዘር+ ንጉስ ጾባ+ ኸም ዝሰዓሮ ምስ ሰምዐ፡ 10 (ሃዳድዔዘር ምስ ቶዑ ብዙሕ ሳዕ ይዋጋእ ነበረ እሞ፡) ብኡብኡ ንንጉስ ዳዊት ብዛዕባ ድሕንነቱ ኺሓትቶን ንሃዳድዔዘር ተዋጊኡ ስለ ዝሰዓሮ ሓጐሱ ኺገልጸሉን ኢሉ፡ ንሃዶራም ወዱ ለኣኸሉ፣ ንሱ ድማ ኵሉ ዓይነት ኣቕሑ ወርቅን ብሩርን ነሓስን ኣምጽአ። 11 ንጉስ ዳዊት ከኣ ነዚ ምስቲ ኻብ ኵሎም ኣህዛብ፡ ማለት ካብ ኤዶምን ካብ ሞኣብን ካብ ዓሞናውያንን+ ካብ ፍልስጥኤማውያንን+ ካብ ኣማሌቃውያንን+ ዝወሰዶ ብሩርን ወርቅን፡ ንየሆዋ ቐደሶ።+

12 ኣቢሻይ+ ወዲ ጽሩያ+ ድማ ኣብ ስንጭሮ ጨው 18,000 ኤዶማውያን ቀተለ።+ 13 ኣብ ኤዶም ከኣ ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ፣ ኵሎም ኤዶማውያን ድማ ገላዉ ዳዊት ኰኑ።+ የሆዋ ኸኣ ንዳዊት ኣብ ዝኸዶ ዘበለ ዓወት* ሃቦ።+ 14 ዳዊት ድማ ኣብ ልዕሊ ዅሉ እስራኤል ነጊሱ ነበረ፣+ ንብዘሎ ህዝቡ ኸኣ ፍትሕን ጽድቅን ይገብር ነበረ።+ 15 ዮኣብ ወዲ ጽሩያ ድማ ኣብ ልዕሊ ሰራዊቱ ነበረ፣+ ዮሳፋጥ+ ወዲ ኣሒሉድ ከኣ መዝጋቢ ነበረ። 16 ጻዶቅ ወዲ ኣሒጡብን ኣሒሜሌክ ወዲ ኣብያታርን ድማ ካህናት ነበሩ፣ ሻውሻ ኸኣ ጸሓፊ ነበረ። 17 በናያ ወዲ የሆያዳ ድማ ኣብ ልዕሊ እቶም ክረታውያንን+ እቶም ጵለታውያንን+ ነበረ። ደቂ ዳዊት ከኣ ካብ ንጉስ ቀጺሉ ቐዳማይ ቦታ ነበሮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ