ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • መሰውእን ባሕርን ገበራታትን (1-6)

      • ቀወምቲ ቐነዲልን ሰደቓታትን ኣጸዳትን (7-11ሀ)

      • ምዝዛም ኣቕሑ እታ ቤተ መቕደስ (11ለ-22)

2 ዜና መዋእል 4:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 38:1, 2፣ 1ነገ 8:22

2 ዜና መዋእል 4:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዕቘሪ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:20፣ 38:8
  • +1ነገ 7:23-26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 82

2 ዜና መዋእል 4:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:18

2 ዜና መዋእል 4:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 52:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2005፡ ገጽ 19

2 ዜና መዋእል 4:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣስታት 7.4 ሰ.ሜ.። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

  • *

    ሓደ ባት፡ 22 ሊ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2008፡ ገጽ 15

    1/12/2005፡ ገጽ 19

2 ዜና መዋእል 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:38, 39
  • +ዘሌ 1:9፣ 9:14
  • +ዘጸ 29:4

2 ዜና መዋእል 4:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:12, 15
  • +ዘጸ 37:17
  • +ዘጸ 40:24

2 ዜና መዋእል 4:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 4:19

2 ዜና መዋእል 4:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 27:9፣ ዘሌ 6:16
  • +1ነገ 6:36
  • +1ነገ 7:12

2 ዜና መዋእል 4:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:39

2 ዜና መዋእል 4:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 27:3
  • +1ነገ 7:40-46

2 ዜና መዋእል 4:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 3:17
  • +1ነገ 7:17

2 ዜና መዋእል 4:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:20
  • +ኤር 52:22

2 ዜና መዋእል 4:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:27, 38

2 ዜና መዋእል 4:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:23, 25

2 ዜና መዋእል 4:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 38:3
  • +2ዜና 2:13, 14

2 ዜና መዋእል 4:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 13:27, 28

2 ዜና መዋእል 4:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 7:47፣ 1ዜና 22:3, 14፣ ኤር 52:20

2 ዜና መዋእል 4:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:13
  • +ዘጸ 37:25, 26፣ ራእ 8:3
  • +ዘጸ 25:23, 24፣ 1ነገ 7:48-50፣ 2ዜና 4:8

2 ዜና መዋእል 4:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:31, 37

2 ዜና መዋእል 4:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:31, 32
  • +1ነገ 6:33-35

ሓፈሻዊ

2 ዜና 4:1ዘጸ 38:1, 2፣ 1ነገ 8:22
2 ዜና 4:2ዘጸ 30:20፣ 38:8
2 ዜና 4:21ነገ 7:23-26
2 ዜና 4:31ነገ 6:18
2 ዜና 4:4ኤር 52:20
2 ዜና 4:61ነገ 7:38, 39
2 ዜና 4:6ዘሌ 1:9፣ 9:14
2 ዜና 4:6ዘጸ 29:4
2 ዜና 4:71ዜና 28:12, 15
2 ዜና 4:7ዘጸ 37:17
2 ዜና 4:7ዘጸ 40:24
2 ዜና 4:82ዜና 4:19
2 ዜና 4:9ዘጸ 27:9፣ ዘሌ 6:16
2 ዜና 4:91ነገ 6:36
2 ዜና 4:91ነገ 7:12
2 ዜና 4:101ነገ 7:39
2 ዜና 4:11ዘጸ 27:3
2 ዜና 4:111ነገ 7:40-46
2 ዜና 4:122ዜና 3:17
2 ዜና 4:121ነገ 7:17
2 ዜና 4:131ነገ 7:20
2 ዜና 4:13ኤር 52:22
2 ዜና 4:141ነገ 7:27, 38
2 ዜና 4:151ነገ 7:23, 25
2 ዜና 4:16ዘጸ 38:3
2 ዜና 4:162ዜና 2:13, 14
2 ዜና 4:17እያ 13:27, 28
2 ዜና 4:181ነገ 7:47፣ 1ዜና 22:3, 14፣ ኤር 52:20
2 ዜና 4:192ነገ 24:13
2 ዜና 4:19ዘጸ 37:25, 26፣ ራእ 8:3
2 ዜና 4:19ዘጸ 25:23, 24፣ 1ነገ 7:48-50፣ 2ዜና 4:8
2 ዜና 4:20ዘጸ 25:31, 37
2 ዜና 4:221ነገ 6:31, 32
2 ዜና 4:221ነገ 6:33-35
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 4:1-22

2 ዜና መዋእል

4 መሰውኢ ነሓሲ+ ኸኣ ገበረ፣ እዚ ድማ 20 እመት ዝንውሓቱ፡ 20 እመት ዝግፍሑ፡ 10 እመት ዝቝመቱ ነበረ።

2 ናይ ፍሲ ባሕሪ*+ ኸኣ ገበረ። ንሱ ድማ ከቢብ ዝቕርጹ ዀይኑ፡ ካብ ሓደ ወሰን ኣፉ ኽሳዕ እቲ ሓደ ወሰን ኣፉ 10 እመት፡ ቍመቱ ኸኣ 5 እመት፡ ዙርያኡ ምስ ተለክዐ ድማ፡ 30 እመት ዝንውሓቱ ገመድ ኰነ።+ 3 ኣብ ትሕቲ እቲ ወሰን ኣፉ ኸኣ ብዙርያኡ ኣብ እመት ዓሰርተ ሓምሓም ዝቕርጹ ስልማት+ ኰይኑ ኣብ ዙርያ እቲ ባሕሪ ነበረ። እቲ ሓምሓማት ድማ ክልተ መስርዕ ኰይኑ ምስኡ ብሓደ ብፍሲ እተሰርሐ ነበረ። 4 ኣብ ልዕሊ 12 ብዕራይ+ ከኣ ተነብረ፣ 3 ናብ ሰሜን ገጾም፡ 3 ናብ ምዕራብ ገጾም፡ 3 ናብ ደቡብ ገጾም፡ 3 ድማ ናብ ምብራቕ ገጾም ገይሮም ነበሩ። እቲ ባሕሪ ኸኣ ኣብ ልዕሊኦም ተነብረ፣ ናይ ኵላቶም ድሕሪት ድማ ናብ ማእከል ኣቢሉ ነበረ። 5 ርጕዱ ኸኣ ክንዲ ስፍሓት ኢድ* ነበረ፣ እቲ ኣፉ ድማ ከም ኣፍ ጽዋእ ኰይኑ፡ ከም ዕምባባ ሹሻን ተገብረ። እቲ መትሓዚ ኸኣ 3,000 ባት* ኪሕዝ ይኽእል ነበረ።

6 ድሕርዚ፡ ብእኡ ምእንቲ ኺሕጸቡ ዓሰርተ ገበራ ገይሩ፡ ሓሙሽተ ብየማን፡ ሓሙሽተ ድማ ብጸጋም ኣንበረ።+ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን ነገር ከኣ ኣብኡ ይሓጽቡ ነበሩ።+ እቲ ባሕሪ ግና፡ እቶም ካህናት ዚሕጸቡሉ ዝነበረ እዩ።+

7 ካብ ወርቂ ድማ ከምቲ ውጥኑ+ ዓሰርተ ቐዋሚ ቐንዴል ገይሩ፡+ ኣብታ ቤተ መቕደስ፡ ሓሙሽተ ብየማን፡ ሓሙሽተ ኸኣ ብጸጋም ኣንበሮ።+

8 ዓሰርተ ሰደቓ ገይሩ ድማ፡ ኣብታ ቤተ መቕደስ፡ ሓሙሽተ ብየማን፡ ሓሙሽተ ኸኣ ብጸጋም ኣንበሮ፣+ 100 ጭሔሎ ወርቂ እውን ገበረ።

9 ነቲ ኣጸድ+ ካህናትን+ ነቲ ዓብዪ ኣጸድን+ መዓጹ እቲ ኣጸድን ድማ ገበረ፣ ነቲ መዓጹ ኸኣ ብነሓሲ ለበጦ። 10 ነቲ ባሕሪ ድማ ብሸነኽ የማን፡ ናብ ደቡባዊ ምብራቕ ኣቢሉ ኣንበሮ።+

11 ሒራም ከኣ ድስትታትን መጽሓሪታትን ጭሔሎታትን ገበረ።+

በዚ ኸምዚ፡ ሒራም ነቲ ንንጉስ ሰሎሞን ኣብ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዝሰርሓሉ ስራሕ ፈጸሞ፣+ 12 ማለት ነቲ ኽልተ ዓንድን+ ነቲ ኣብ ርእሲ እቲ ኽልተ ዓንዲ ዝነበረ ጭሔሎ ዝቕርጹ ኣራእስ ዓንድን፡ ነቲ ኣብ ርእሲ እቲ ኣዕኑድ ዝነበረ ጭሔሎ ዝቕርጹ ኽልተ ርእሲ ዓንዲ ዚኸድን ክልተ መርበብ፡+ 13 ነቲ ንኽልተ መርበብ ዚኸውን 400 ሮማን፡+ ነንሓደ መርበብ ዚኸውን ክልተ መስርዕ ሮማናት፡ ነቲ ኣብቲ ኣዕኑድ ዝነበረ ጭሔሎ ዝቕርጹ ኽልተ ርእሲ ዓንዲ+ ዚኸውን መኽደኒ፡ 14 ነቲ ዓሰርተ ዓረብያን ነቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ዓረብያታት ዘሎ ዓሰርተ ገበራን፡+ 15 ነቲ ባሕርን ነቶም ኣብ ትሕቲኡ ዘለዉ 12 ብዕራይን፡+ 16 ነቲ ድስትታትን ነቲ መጽሓሪታትን ነቲ ሻኳታትን ፈጸሞ።+ ሒራም-ኣቢው+ ንዅሉ እዚ ኣቕሑ እዚ ንንጉስ ሰሎሞን፡ ንቤት የሆዋ፡ ካብ እተዀልዐ ነሓሲ ሰርሓሉ። 17 እቲ ንጉስ ኣብ ከባቢ ዮርዳኖስ ኣብ መንጎ ሱኮትን+ ጸሬዳን፡ ኣብ ረጒድ ካይላ ኣፍሰሶ። 18 ሰሎሞን ድማ ንዅሉ እዚ ኣቕሑ እዚ ኣዝዩ ኣብዝሖ፣ ሚዛን እቲ ነሓሲ ኸኣ ኣይተፈልጠን።+

19 ሰሎሞን ድማ ንዅሉ እቲ ንቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዚኸውን ኣቕሑ ሰርሖ፣+ ማለት ነቲ መሰውኢ ወርቂ፡+ ነቲ እንጌራ ምርኣይ ዚንበሮ ሰደቓታት፡+ 20 ነቲ ኸምቲ ስርዓት ኣብ ቅድሚ እታ ውሽጣዊት ክፍሊ ዚበርህ ካብ ጽሩይ ወርቂ እተገብረ ቐወምቲ ቐነዲልን ቀነዲሉን፡+ 21 ነቲ ኻብ ወርቂ፡ ካብ ዝጸረየ ወርቂ እተገብረ ዕምባባታትን ቀነዲልን መንቀርቀራት መጥፍእን፡ 22 ነቲ ኻብ ጽሩይ ወርቂ እተገብረ መቐዛት መጥፍእን ጭሔሎታትን ጽዋኣትን መትሓዚታት ሓውን፡ ነቲ ኻብ ወርቂ እተገብረ ኣፍ ደገ እታ ቤትን ንቕድስተ ቕዱሳን ዚኸውን ውሽጣዊ መዓጹኣን+ ንመዓጹ እታ ቤተ መቕደስን ሰርሖ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ