ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ሌዋውያን ነቲ ታቦት ናብ የሩሳሌም ኣደየብዎ (1-29)

        • ሚካል ንዳዊት ነዓቐቶ (29)

1 ዜና መዋእል 15:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:1, 2፣ 1ዜና 16:1፣ መዝ 132:1-5

1 ዜና መዋእል 15:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 4:15፣ ዘዳ 10:8

1 ዜና መዋእል 15:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:12፣ 1ዜና 13:5

1 ዜና መዋእል 15:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 3:2, 3
  • +1ዜና 6:1

1 ዜና መዋእል 15:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 6:29, 30

1 ዜና መዋእል 15:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 23:6-8

1 ዜና መዋእል 15:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:18, 22

1 ዜና መዋእል 15:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:16, 18

1 ዜና መዋእል 15:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:17
  • +1ሳሙ 22:20፣ 1ነገ 2:27, 35

1 ዜና መዋእል 15:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:3
  • +ዘሁ 4:15፣ ዘዳ 31:9
  • +2ሳሙ 6:8

1 ዜና መዋእል 15:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 25:14፣ ዘሁ 4:6፣ 2ዜና 5:9

1 ዜና መዋእል 15:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብኽራርን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 33:2
  • +1ዜና 16:5፣ 2ዜና 5:12, 13

1 ዜና መዋእል 15:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 6:31, 33፣ 25:5
  • +1ዜና 6:31, 39፣ 25:1, 2፣ መዝ 83:ልዕለ ጽሑፍ
  • +1ዜና 6:31, 44

1 ዜና መዋእል 15:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:9

1 ዜና መዋእል 15:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 6:31-33
  • +1ዜና 25:1
  • +1ዜና 13:8

1 ዜና መዋእል 15:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 46:ልዕለ ጽሑፍ

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1520

1 ዜና መዋእል 15:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 16:4, 5
  • +መዝ 6:ልዕለ ጽሑፍ

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1509

1 ዜና መዋእል 15:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:27

1 ዜና መዋእል 15:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 16:4, 6

1 ዜና መዋእል 15:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 13:14
  • +2ሳሙ 6:4, 5, 12

1 ዜና መዋእል 15:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:13

1 ዜና መዋእል 15:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:14, 15

1 ዜና መዋእል 15:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 13:8
  • +1ዜና 16:4, 6
  • +2ሳሙ 6:5

1 ዜና መዋእል 15:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 17:1
  • +1ሳሙ 18:27፣ 2ሳሙ 3:13, 14
  • +2ሳሙ 6:16

ሓፈሻዊ

1 ዜና 15:12ሳሙ 7:1, 2፣ 1ዜና 16:1፣ መዝ 132:1-5
1 ዜና 15:2ዘሁ 4:15፣ ዘዳ 10:8
1 ዜና 15:32ሳሙ 6:12፣ 1ዜና 13:5
1 ዜና 15:4ዘሁ 3:2, 3
1 ዜና 15:41ዜና 6:1
1 ዜና 15:61ዜና 6:29, 30
1 ዜና 15:71ዜና 23:6-8
1 ዜና 15:8ዘጸ 6:18, 22
1 ዜና 15:10ዘጸ 6:16, 18
1 ዜና 15:112ሳሙ 8:17
1 ዜና 15:111ሳሙ 22:20፣ 1ነገ 2:27, 35
1 ዜና 15:132ሳሙ 6:3
1 ዜና 15:13ዘሁ 4:15፣ ዘዳ 31:9
1 ዜና 15:132ሳሙ 6:8
1 ዜና 15:15ዘጸ 25:14፣ ዘሁ 4:6፣ 2ዜና 5:9
1 ዜና 15:16መዝ 33:2
1 ዜና 15:161ዜና 16:5፣ 2ዜና 5:12, 13
1 ዜና 15:171ዜና 6:31, 33፣ 25:5
1 ዜና 15:171ዜና 6:31, 39፣ 25:1, 2፣ መዝ 83:ልዕለ ጽሑፍ
1 ዜና 15:171ዜና 6:31, 44
1 ዜና 15:181ዜና 25:9
1 ዜና 15:191ዜና 6:31-33
1 ዜና 15:191ዜና 25:1
1 ዜና 15:191ዜና 13:8
1 ዜና 15:20መዝ 46:ልዕለ ጽሑፍ
1 ዜና 15:211ዜና 16:4, 5
1 ዜና 15:21መዝ 6:ልዕለ ጽሑፍ
1 ዜና 15:221ዜና 15:27
1 ዜና 15:241ዜና 16:4, 6
1 ዜና 15:251ዜና 13:14
1 ዜና 15:252ሳሙ 6:4, 5, 12
1 ዜና 15:262ሳሙ 6:13
1 ዜና 15:272ሳሙ 6:14, 15
1 ዜና 15:281ዜና 13:8
1 ዜና 15:281ዜና 16:4, 6
1 ዜና 15:282ሳሙ 6:5
1 ዜና 15:291ዜና 17:1
1 ዜና 15:291ሳሙ 18:27፣ 2ሳሙ 3:13, 14
1 ዜና 15:292ሳሙ 6:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 15:1-29

1 ዜና መዋእል

15 ንሱ ድማ ኣብ ከተማ ዳዊት ንርእሱ ኣባይቲ ሃነጸ፣ ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከኣ ቦታ ኣዳልዩ፡ ድንኳን ተኸለሉ።+ 2 ሽዑ፡ ዳዊት፡ “የሆዋ ንሌዋውያን፡ ታቦት የሆዋ ኺጾሩን ወትሩ ኼገልግልዎን ሓርይዎም እዩ እሞ፡ ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ብዘይካኦም ሓደ እኳ ኣይጹሮ” በለ።+ 3 ዳዊት ድማ ንታቦት የሆዋ ናብታ ዘዳለወሉ ቦታ ምእንቲ ኼደይቦ፡ ንዅሎም እስራኤል ኣብ የሩሳሌም ኣከቦም።+

4 ዳዊት ከኣ ንደቂ ኣሮንን+ ንሌዋውያንን+ ኣከቦም፦ 5 ካብ ቀሃታውያን፡ ኡርኤል እቲ ሓለቓን 120 ካብ ኣሕዋቱን፣ 6 ካብ መራራውያን፡ ዓሳያ+ እቲ ሓለቓን 220 ካብ ኣሕዋቱን፣ 7 ካብ ጌርሾማውያን፡ ዮኤል+ እቲ ሓለቓን 130 ካብ ኣሕዋቱን፣ 8 ካብ ደቂ ኤሊጻፋን፡+ ሸማዕያ እቲ ሓለቓን 200 ኻብ ኣሕዋቱን፣ 9 ካብ ደቂ ኬብሮን፡ ኤሊኤል እቲ ሓለቓን 80 ኻብ ኣሕዋቱን፣ 10 ካብ ደቂ ዑዚኤል፡+ ኣሚናዳብ እቲ ሓለቓን 112 ካብ ኣሕዋቱን። 11 ዳዊት ድማ ንጻዶቅን+ ንኣብያታርን+ እቶም ካህናትን ንኡርኤልን ንዓሳያን ንዮኤልን ንሸማዕያን ንኤሊኤልን ንኣሚናዳብን እቶም ሌዋውያንን ጸዊዑ፡ 12 ከምዚ በሎም፦ “ንስኻትኩም ርእስታት ማይ ቤታት ሌዋውያን ኢኹም። ንስኻትኩምን ኣሕዋትኩምን ተቐደሱ፣ ታቦት የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከኣ ናብታ ዘዳለኹሉ ቦታ ኣደይብዎ። 13 ኣብቲ ቐዳማይ ግዜ ንስኻትኩም ስለ ዘይጾርኩምዎ፡+ ነቲ ግቡእ ስርዓት ድማ ስለ ዘይደለናዮ፡+ ቍጥዓ የሆዋ ኣምላኽ ፈንጢሱ ኣባና ተኻዕወ።”+ 14 እቶም ካህናትን ሌዋውያንን ከኣ ንታቦት የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኬደይብዎ ተቐደሱ።

15 እቶም ሌዋውያን ድማ፡ ከምቲ ሙሴ ብቓል የሆዋ ዝኣዘዞ፡ ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ በቲ ዘንግታት ገይሮም ኣብ መንኵቦም ጾርዎ።+ 16 ዳዊት ከኣ ነቶም ኣሕሉቕ ሌዋውያን፡ ንኣሕዋቶም እቶም ዘመርቲ፡ ብናውቲ ሙዚቃ፡ ማለት ብበገናን ብመሰንቆን*+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተሰነዩ ተሓጒሶም ምእንቲ ኺዝምሩ፡ ኪሸምዎም ነገሮም።

17 እቶም ሌዋውያን ድማ ንሄማን+ ወዲ ዮኤል፡ ካብ ኣሕዋቱ ኸኣ ንኣሳፍ+ ወዲ በረክያ፡ ካብ ኣሕዋቶም መራራውያን ድማ ንኤታን+ ወዲ ቁሻያ ሸምዎም። 18 ምሳታቶም ከኣ እቶም ኣብ ካልኣይ ክፋል ዝነበሩ ኣሕዋቶም፡+ ማለት ዘካርያስ፡ ቤን፡ ያዓዚኤል፡ ሸሚራሞት፡ የሒኤል፡ ዑኒ፡ ኤልያብ፡ በናያ፡ ማዓስያ፡ ማቲትያ፡ ኤሊፌለሁ፡ ሚቅኔያ፡ ዖቤድ-ኤዶምን የዒኤልን እቶም ሓለውቲ ኣፍ ደገ ነበሩ። 19 ሄማንን+ ኣሳፍን+ ኤታንን እቶም ዘመርቲ፡ ብጸናጽል ሸሓኒ ነሓሲ ይጻወቱ ነበሩ፣+ 20 ዘካርያስን ዓዚኤልን ሸሚራሞትን የሒኤልን ዑኒን ኤልያብን ማዓስያን በናያን ከኣ ብዓለሞት*+ ብእተቓነየ በገና ይጻወቱ ነበሩ፣ 21 ማቲትያን+ ኤሊፌለሁን ሚቅኔያን ዖቤድ-ኤዶምን የዒኤልን ዓዛዝያን ድማ ኣለይቲ ዀይኖም ብሸሚኒት*+ ብእተቓነየ መሰንቆ ይጻወቱ ነበሩ። 22 ከናንያ+ እቲ ሓለቓ ሌዋውያን ከኣ ክኢላ ነበረ እሞ፡ ንጕዕዞ ይቈጻጸር ነበረ፣ 23 በረክያን ኤልቃናን ድማ ሓለውቲ ኣፍ ደገ እቲ ታቦት ነበሩ። 24 ሸባንያን ዮሳፋጥን ናትናኤልን ዓማሳይን ዘካርያስን በናያን ኤልዔዘርን እቶም ካህናት ከኣ ኣብ ቅድሚ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዓው ኣቢሎም መለኸት ይነፍሑ ነበሩ፣+ ዖቤድ-ኤዶምን የሒያን እውን ሓለውቲ ኣፍ ደገ እቲ ታቦት ነበሩ።

25 ዳዊትን ዓበይቲ እስራኤልን ኣሕሉቕ ሽሕን ድማ ንታቦት ኪዳን የሆዋ ኻብ ቤት ዖቤድ-ኤዶም+ ብሓጐስ ኬደይብዎ ይኸዱ ነበሩ።+ 26 እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ነቶም ንታቦት ኪዳን የሆዋ ዝጾሩ ሌዋውያን ምስ ሓገዞም፡ ሸውዓተ ዝራብዕን ሸውዓተ ድዑልን ሰውኡ።+ 27 ዳዊት ድማ ብቕጭን ዓለባ እተገብረ እጅገ ዘይብሉ ቐምሽ ላዕሊ ተኸዲኑ ነበረ፣ ኵሎም እቶም ነቲ ታቦት ዝጾሩ ሌዋውያንን እቶም ዘመርትን ከናንያ እቲ ሓለቓ ጕዕዞን ዘመርትን እውን ከምኡ ተኸዲኖም ነበሩ፣ ዳዊት ከኣ ኤፎድ በፍታ እውን ተኸዲኑ ነበረ።+ 28 ኵሎም እስራኤላውያን ንታቦት ኪዳን የሆዋ ብእልልታ፡+ ብደሃይ ቀርኒ፡ ብመለኸት፡+ ብጸናጽል ሸሓኒ፡ በገናን መሰንቆን+ ድማ ብድሙቕ እናወቕዑ ኣደየብዎ።

29 ታቦት ኪዳን የሆዋ ናብ ከተማ ዳዊት ኪኣቱ ኸሎ ግና፡+ ሚካል+ ጓል ሳኦል ብመስኰት ኣንቈልቊላ ጠመተት እሞ፡ ንጉስ ዳዊት ኪሰራሰርን ኪጻወትን ርእያ፡ ብልባ ነዓቐቶ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ