ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ተሰሎንቄ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ተሰሎንቄ—ትሕዝቶ

      • እቲ ጠሓስ ሕጊ ዝዀነ ሰብ (1-12)

      • ኪጸንዑ እተዋህበ ምዕዶ (13-17)

2 ተሰሎንቄ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 24:3
  • +1ተሰ 4:17

2 ተሰሎንቄ 2:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ብመንፈስ።” ኣብ ማህደረ ቃላት፡ ኣብ “መንፈስ” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ጸፎ 1:14፣ 2ጴጥ 3:10
  • +1ዮሃ 4:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 5

2 ተሰሎንቄ 2:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 4:1፣ 2ጢሞ 2:16-18፣ 4:3፣ 2ጴጥ 2:1፣ 1ዮሃ 2:18, 19
  • +ማቴ 7:15፣ ግብ 20:29, 30
  • +2ጴጥ 2:1, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2015፡ ገጽ 14-15

    15/9/2008፡ ገጽ 30

    1/9/2003፡ ገጽ 6

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1519

2 ተሰሎንቄ 2:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    7/2019፡ ገጽ 4

2 ተሰሎንቄ 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:29, 30፣ 1ቈረ 11:18, 19፣ 1ዮሃ 2:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    7/2019፡ ገጽ 4

2 ተሰሎንቄ 2:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:4፣ ራእ 19:15
  • +1ጢሞ 6:13-15፣ 2ጢሞ 4:1, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    7/2019፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2010፡ ገጽ 28

    15/9/2008፡ ገጽ 30

    ራእይ፡ ገጽ 282

2 ተሰሎንቄ 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 24:24
  • +2ቈረ 11:3

2 ተሰሎንቄ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 24:11

2 ተሰሎንቄ 2:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 24:5፣ 1ጢሞ 4:1፣ 2ጢሞ 4:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 7/2019፡ ገጽ 5

2 ተሰሎንቄ 2:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:17፣ 1ቈረ 6:11፣ 1ተሰ 4:7
  • +ዮሃ 6:44፣ ሮሜ 8:30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2008፡ ገጽ 30

2 ተሰሎንቄ 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 5:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2008፡ ገጽ 30

2 ተሰሎንቄ 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 15:58፣ 16:13
  • +1ቈረ 11:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2013፡ ገጽ 8-9

2 ተሰሎንቄ 2:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:10
  • +1ጴጥ 1:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1995፡ ገጽ 19

2 ተሰሎንቄ 2:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “የበርትዕዎን።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1995፡ ገጽ 19

ሓፈሻዊ

2 ተሰ. 2:1ማቴ 24:3
2 ተሰ. 2:11ተሰ 4:17
2 ተሰ. 2:2ጸፎ 1:14፣ 2ጴጥ 3:10
2 ተሰ. 2:21ዮሃ 4:1
2 ተሰ. 2:31ጢሞ 4:1፣ 2ጢሞ 2:16-18፣ 4:3፣ 2ጴጥ 2:1፣ 1ዮሃ 2:18, 19
2 ተሰ. 2:3ማቴ 7:15፣ ግብ 20:29, 30
2 ተሰ. 2:32ጴጥ 2:1, 3
2 ተሰ. 2:7ግብ 20:29, 30፣ 1ቈረ 11:18, 19፣ 1ዮሃ 2:18
2 ተሰ. 2:8ኢሳ 11:4፣ ራእ 19:15
2 ተሰ. 2:81ጢሞ 6:13-15፣ 2ጢሞ 4:1, 8
2 ተሰ. 2:9ማቴ 24:24
2 ተሰ. 2:92ቈረ 11:3
2 ተሰ. 2:10ማቴ 24:11
2 ተሰ. 2:11ማቴ 24:5፣ 1ጢሞ 4:1፣ 2ጢሞ 4:3, 4
2 ተሰ. 2:13ዮሃ 17:17፣ 1ቈረ 6:11፣ 1ተሰ 4:7
2 ተሰ. 2:13ዮሃ 6:44፣ ሮሜ 8:30
2 ተሰ. 2:141ጴጥ 5:10
2 ተሰ. 2:151ቈረ 15:58፣ 16:13
2 ተሰ. 2:151ቈረ 11:2
2 ተሰ. 2:161ዮሃ 4:10
2 ተሰ. 2:161ጴጥ 1:3, 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ተሰሎንቄ 2:1-17

2 ተሰሎንቄ

2 ግናኸ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዛዕባ እቲ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣብዚ ዚህልወሉን+ ንሕና ናብኡ እንእከበሉን እዋን፡+ እዚ ንልምነኩም ኣለና፦ 2 መዓልቲ የሆዋ*+ መጺኣ ኣላ ኢልኩም፡ ብድራኸ መንፈስ ብዚዝረብ ዘረባ፡*+ ወይ ብቓል፡ ወይ ካባና ብእትመስል ደብዳበ፡ ካብ ሓሳብኩም ቀልጢፍኩም ኣይትናወጹ፡ ወይ እውን ኣይትሰምብዱ።

3 ቅድም ክሕደት ከይኰነ፡+ እቲ ጠሓስ ሕጊ ዝዀነ ሰብ፡+ እቲ ወዲ ጥፍኣት+ ድማ ከይተገልጸ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ስለ ዘይትመጽእ፡ ብዝዀነ ይኹን ሓደ እኳ ኣየስሕትኩም። 4 ንሱ ባዕሉ ኣምላኽ ከም ዝዀነ ገይሩ እናኣርኣየ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ኣምላኽ ምእንቲ ኪቕመጥ፡ ኣምላኽ ኣብ ዚብሃል ወይ ኣብ ዚምለኽ ዘበለ ዅሉ ርእሱ ልዕል ዜብል ተጻራሪ እዩ። 5 ኣነ ገና ምሳኻትኩም ከለኹ፡ እዚ እነግረኩም ከም ዝነበርኩ ኣይትዝክርዎን ዲኹም፧

6 ብግዜኡ ምእንቲ ኺግለጽሲ፡ እቲ ሕጂ ዚኽልክሎ ዘሎ ትፈልጥዎ ኢኹም። 7 ምስጢር እዚ ጥሕሰት ሕጊ እዝስ ይዓዪ ኣሎ፣+ እዚ ግና፡ እቲ ዚኽልክሎ ዘሎ ኻብ መገዱ ኽሳዕ ዜልግስ ጥራይ እዩ። 8 ሽዑ ኸኣ፡ እቲ ጠሓስ ሕጊ ኺግለጽ እዩ፣ ንዕኡ እውን ጐይታና የሱስ ብመንፈስ ኣፉ ኼጥፍኦን+ ብምግሃድ እቲ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ከንቱ ኺገብሮን እዩ።+ 9 እቲ ጠሓስ ሕጊ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ግና፡ ብዅሉ ግብሪ ሓይልን ብናይ ሓሶት ትእምርትታትን ተኣምራትን+ ብተግባር ሰይጣን+ እዩ ዚኸውን፣ 10 እቶም ዚጠፍኡ፡ ንድሕነቶም ዚኸውን ፍቕሪ ሓቂ ስለ ዘይተቐበሉ ድማ፡ ሽዑ ንዓታቶም ከም ፍዳ ብዅሉ ጥበራ ዓመጻ+ የታልሎም እዩ። 11 ስለዚ ኸኣ እዩ ኣምላኽ፡ ንሓሶት ምእንቲ ኺኣምኑ፡ ብዜታልል ጽልዋ ኺስሕቱ ዝሓደጎም፣+ 12 ከምኡ ዝገበረ ድማ፡ ንሓቂ ስለ ዘይኣመኑ፡ የግዳስ ብዓመጻ ባህ ስለ ዝበሎም፡ ኵሎም ምእንቲ ኺፍረዱ እዩ።

13 ግናኸ፡ ኣቱም ብየሆዋ* እተፈቐርኩም ኣሕዋትና፡ ኣምላኽ ካብ መጀመርታ ብመንፈሱ ብምቕዳስን+ በታ ኣብ ሓቂ ዘላትኩም እምነትን ንድሕነት ስለ ዝሓረየኩም፡+ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኽ ከነመስግኖ ይግብኣና እዩ። 14 ክብሪ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ኽትረኽቡ፡ በቲ ዘበሰርናኩም ብስራት ገይሩ ናብዚ ጸዊዑኩም እዩ።+ 15 እምበኣር፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ጽንዑ፡+ ነቲ ብቓልና ወይስ ብደብዳበታትና እተመሃርኩምዎ ስርዓታት ሓዝዎ።+ 16 ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ባዕሉን እቲ ዘፍቀረና፡+ ብጸጋ እውን ናይ ዘለኣለም ምጽንናዕን ጽቡቕ ተስፋን+ ዝሃበና ኣቦና ኣምላኽን 17 ብዅሉ ሰናይ ግብርን ብቓልን ንልብኹም የጸናንዕዎን የጽንዕዎን።*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ