ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ካልእ ዕዮታት ህንጸት ሰሎሞን (1-11)

      • ኣብታ ቤተ መቕደስ ዚግበር ኣምልኾ ተወደበ (12-16)

      • መራኽብ ሰሎሞን (17, 18)

2 ዜና መዋእል 8:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንቤተ መንግስቱን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:37, 38፣ 7:1፣ 9:10

2 ዜና መዋእል 8:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንደቂ እስራኤል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:1

2 ዜና መዋእል 8:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዳግም ሰርሓ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 14:28
  • +1ነገ 9:17-19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/1999፡ ገጽ 28-29

2 ዜና መዋእል 8:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 16:5
  • +እያ 16:1, 3፣ 1ዜና 7:24

2 ዜና መዋእል 8:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:44, 48
  • +1ነገ 4:26

2 ዜና መዋእል 8:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:18-21፣ ዘሁ 13:29
  • +1ነገ 9:20-23

2 ዜና መዋእል 8:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:63፣ 17:12
  • +እያ 16:10፣ 2ዜና 2:17, 18

2 ዜና መዋእል 8:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 8:11, 12
  • +ዘሌ 25:39

2 ዜና መዋእል 8:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 5:16፣ 9:23፣ 2ዜና 2:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2005፡ ገጽ 19

2 ዜና መዋእል 8:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:1
  • +1ነገ 7:8፣ 9:24
  • +ዘጸ 29:43

2 ዜና መዋእል 8:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:3
  • +2ዜና 4:1
  • +ዘሌ 1:3

2 ዜና መዋእል 8:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 28:9
  • +ዘሁ 28:11-15
  • +ዘዳ 16:16
  • +ዘሌ 23:6
  • +ዘሌ 23:15, 16
  • +ዘሌ 23:34

2 ዜና መዋእል 8:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 24:1
  • +1ዜና 6:31, 32፣ 15:16፣ 16:37, 42፣ 25:1
  • +1ዜና 26:1

2 ዜና መዋእል 8:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኵሉ ብግቡእ እተዳለወ ነበረ፣ ኵሉ ተወድአ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:1
  • +1ነገ 7:51

2 ዜና መዋእል 8:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 33:1, 35፣ 1ነገ 22:48
  • +ዘዳ 2:8፣ 2ነገ 14:21, 22፣ 16:6
  • +1ነገ 9:26-28

2 ዜና መዋእል 8:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ታለንት፡ 34.2 ኪ.ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:11
  • +1ነገ 22:48፣ መዝ 45:9
  • +1ነገ 10:22
  • +መክ 2:8

ሓፈሻዊ

2 ዜና 8:11ነገ 6:37, 38፣ 7:1፣ 9:10
2 ዜና 8:21ነገ 5:1
2 ዜና 8:42ነገ 14:28
2 ዜና 8:41ነገ 9:17-19
2 ዜና 8:5እያ 16:5
2 ዜና 8:5እያ 16:1, 3፣ 1ዜና 7:24
2 ዜና 8:6እያ 19:44, 48
2 ዜና 8:61ነገ 4:26
2 ዜና 8:7ዘፍ 15:18-21፣ ዘሁ 13:29
2 ዜና 8:71ነገ 9:20-23
2 ዜና 8:8እያ 15:63፣ 17:12
2 ዜና 8:8እያ 16:10፣ 2ዜና 2:17, 18
2 ዜና 8:91ሳሙ 8:11, 12
2 ዜና 8:9ዘሌ 25:39
2 ዜና 8:101ነገ 5:16፣ 9:23፣ 2ዜና 2:18
2 ዜና 8:111ነገ 3:1
2 ዜና 8:111ነገ 7:8፣ 9:24
2 ዜና 8:11ዘጸ 29:43
2 ዜና 8:121ነገ 6:3
2 ዜና 8:122ዜና 4:1
2 ዜና 8:12ዘሌ 1:3
2 ዜና 8:13ዘሁ 28:9
2 ዜና 8:13ዘሁ 28:11-15
2 ዜና 8:13ዘዳ 16:16
2 ዜና 8:13ዘሌ 23:6
2 ዜና 8:13ዘሌ 23:15, 16
2 ዜና 8:13ዘሌ 23:34
2 ዜና 8:141ዜና 24:1
2 ዜና 8:141ዜና 6:31, 32፣ 15:16፣ 16:37, 42፣ 25:1
2 ዜና 8:141ዜና 26:1
2 ዜና 8:161ነገ 6:1
2 ዜና 8:161ነገ 7:51
2 ዜና 8:17ዘሁ 33:1, 35፣ 1ነገ 22:48
2 ዜና 8:17ዘዳ 2:8፣ 2ነገ 14:21, 22፣ 16:6
2 ዜና 8:171ነገ 9:26-28
2 ዜና 8:182ሳሙ 5:11
2 ዜና 8:181ነገ 22:48፣ መዝ 45:9
2 ዜና 8:181ነገ 10:22
2 ዜና 8:18መክ 2:8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 8:1-18

2 ዜና መዋእል

8 ኣብ መወዳእታ እተን ሰሎሞን ንቤት የሆዋን ንቤቱን* ዝሃነጸለን 20 ዓመት፡+ 2 ሰሎሞን ነተን ሒራም+ ንሰሎሞን ዝሃቦ ኸተማታት ዳግም ሰርሐን፣ ንእስራኤላውያን* ከኣ ኣብአን ኣስፈሮም። 3 ሰሎሞን ድማ ናብ ሓማት-ጾባ ኸይዱ ሓዛ። 4 ኣብ በረኻ ኸኣ ንታድሞር ሰርሓ፣* ንዅለን እተን ኣብ ሓማት+ እተሰርሓ ኸተማታት መኽዘን እውን ሰርሐን።+ 5 ንላዕለዋይ ቤት-ሖሮንን+ ንታሕተዋይ ቤት-ሖሮንን+ ድማ፡ መካበብያን መዓጹን ተገዳማትን ዘለወን እተዓርዳ ኸተማታት ገይሩ ሰርሐን፣ 6 ንበዓላትን+ ንዅለን ናይ ሰሎሞን ከተማታት መኽዘንን ንዅለን ከተማታት ሰረገላታትን+ ንኸተማታት ፈረሰኛታትን ነቲ ሰሎሞን ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ሊባኖስን ኣብ ኵላ ምድሪ ግዝኣቱን ኪሰርሖ እተመነዮ ዘበለን ከኣ ሰርሐ።

7 ኵሎም እቶም ካብ ሔታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን+ ዝተረፉ፡ ካብ እስራኤል ከኣ ዘይኰኑ ህዝቢ፡+ 8 እቶም እስራኤላውያን ዘየጽነትዎም+ ኣብታ ምድሪ ዝተረፉ ዘርኦም፡ ሰሎሞን ንዓታቶም ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ብግዲ ዚሽቅሉ ሸቃሎ ገበሮም።+ 9 እስራኤላውያን ግና ተዋጋእቱን ኣሕሉቕ ሓገዝቱን ኣሕሉቕ ሰብ ሰረገላታቱን ፈረሰኛታቱን ነበሩ እምበር፡+ ሰሎሞን ካባታቶም ንዕዮኡ ባሮት ኣይገበረን።+ 10 ኣብ ልዕሊ እቲ ህዝቢ ዝነበሩ ኣዘዝቲ፡ 250 ናይ ንጉስ ሰሎሞን ኣሕሉቕ ሓለፍቲ ነበሩ።+

11 ሰሎሞን ድማ ንጓል ፈርኦን+ ካብ ከተማ ዳዊት ናብታ ዝሃነጸላ ቤት ኣደየባ፣+ ከመይሲ፡ “እተን ታቦት የሆዋ ዝኣተወን ቦታታት ቅዱሳት ስለ ዝዀና፡ ሰበይተይ እኳ እንተ ዀነት፡ ኣብ ቤት ዳዊት ንጉስ እስራኤል ክትቅመጥ የብላን” ኢሉ ነበረ።+

12 ሰሎሞን ድማ ኣብቲ ኣብ ቅድሚ እቲ ገበላ+ ዝሰርሖ መሰውኢ+ የሆዋ፡ ዚሓርር መስዋእቲ ንየሆዋ ኣቕረበ።+ 13 ከምቲ ትእዛዝ ሙሴ ብሰናብቲ፡+ ብሰርቅታት ወርሒ፡+ በቲ ምዱብ በዓላት ሰለስተ ሳዕ ኣብ ዓመት፡+ ማለት ብበዓል ቅጫን+ ብበዓል ሰሙናትን+ ብበዓል ዳስን፡+ ነንመዓልቲ ዚግባእ ልማድ ስዒቡ ይስውእ ነበረ። 14 ከምቲ ኣቦኡ ዳዊት ዝሰርዖ ኸኣ፡ ነቶም ክፍልታት ካህናት+ ኣብ ኣገልግሎቶም፡ ነቶም ሌዋውያን ድማ ኣብ ቅድሚ ኻህናት ከምቲ መዓልታዊ ልማዶም ኪውድሱን+ ኬገልግሉን ኣብቲ እተመደበሎም ዕዮ፡ ነቶም ሓለውቲ ኣፍ ደገ እውን ኣብ ክፍልታቶም ኣብ እተፈላለየ ኣፍ ደገታት+ ሸሞም፣ ከመይሲ፡ ዳዊት እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ ከምኡ ኣዚዙ ነበረ። 15 ካብቲ ንኻህናትን ንሌዋውያንን ብዛዕባ ዝዀነ ነገር ወይ ብዛዕባ ማዕከናት እተዋህበ ትእዛዝ ንጉስ ድማ ኣየላገሱን። 16 ስለዚ፡ ዕዮ ሰሎሞን፡ ካብታ መሰረት ቤት የሆዋ እተሰረተትላ+ መዓልቲ ኣትሒዙ ኽሳዕ እታ እተፈጸመትላ፡ ኵሉ ብግቡእ እተወደበ ነበረ።* ቤት የሆዋ ኸኣ ተወድአት።+

17 ሽዑ፡ ሰሎሞን ናብተን ኣብ ገምገም ባሕሪ ምድሪ ኤዶም ዘለዋ ዔጽዮን-ገበርን+ ኤሎትን+ ከደ።+ 18 ሒራም+ ድማ ብገላዉኡ ገይሩ መራኽብን ምኩራት ባሕረኛታትን ሰደደሉ፣ ንሳቶም ከኣ ምስ ገላዉ ሰሎሞን ናብ ኦፊር+ ከይዶም፡ ካብኣ 450 ታለንት* ወርቂ+ ወሲዶም ናብ ንጉስ ሰሎሞን ኣምጽእዎ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ