ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ሳሙኤል 23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • መወዳእታ ዘረባ ዳዊት (1-7)

      • ጅግንነት ጀጋኑ ዳዊት (8-39)

2 ሳሙኤል 23:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 49:1፣ ዘዳ 33:1
  • +1ሳሙ 17:58፣ ማቴ 1:6
  • +2ሳሙ 7:8
  • +1ሳሙ 16:13
  • +1ዜና 16:9

2 ሳሙኤል 23:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 12:36፣ 2ጢሞ 3:16
  • +ግብ 1:16፣ 2ጴጥ 1:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 16-17

2 ሳሙኤል 23:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4፣ መዝ 144:1
  • +ምሳ 29:2፣ ኢሳ 9:7፣ 32:1
  • +ዘጸ 18:21፣ ኢሳ 11:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2009፡ ገጽ 14

    15/12/1995፡ ገጽ 26

2 ሳሙኤል 23:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚል 4:2፣ ማቴ 17:2፣ ራእ 1:16
  • +መዝ 72:1, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1995፡ ገጽ 26

2 ሳሙኤል 23:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:16, 19፣ 1ዜና 17:11፣ መዝ 89:3, 28, 29፣ 132:11
  • +ኢሳ 9:7፣ 11:1፣ ኣሞ 9:11

2 ሳሙኤል 23:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:10

2 ሳሙኤል 23:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 10:7፣ 20:7፣ 1ዜና 11:10
  • +1ዜና 11:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 10

2 ሳሙኤል 23:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 11:12-14
  • +1ዜና 27:1, 4

2 ሳሙኤል 23:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ድሕነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 8:4
  • +መሳ 15:14, 16፣ 1ሳሙ 14:6፣ 19:5

2 ሳሙኤል 23:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ድሕነት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 3:8፣ 44:3

2 ሳሙኤል 23:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓድታት ድንኳን።”

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:20, 35፣ 1ሳሙ 22:1
  • +እያ 15:1, 8፣ 2ሳሙ 5:22፣ 1ዜና 11:15-19

2 ሳሙኤል 23:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:1, 4፣ 1ዜና 12:16

2 ሳሙኤል 23:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 9:9፣ 17:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 91

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 76-77

2 ሳሙኤል 23:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 17:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 91

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 76-77

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2005፡ ገጽ 19

2 ሳሙኤል 23:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 26:6፣ 2ሳሙ 21:17
  • +2ሳሙ 2:18፣ 1ዜና 2:15, 16
  • +1ዜና 11:20, 21

2 ሳሙኤል 23:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ወዲ ሓደ ሓያል ሰብኣይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:18፣ 20:23፣ 1ነገ 1:8፣ 2:29፣ 1ዜና 27:5, 6
  • +እያ 15:21
  • +1ዜና 11:22-25፣ ምሳ 30:30

2 ሳሙኤል 23:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 2:18, 23፣ 1ዜና 2:15, 16፣ 27:1, 7
  • +1ዜና 11:26-41

2 ሳሙኤል 23:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 27:1, 10
  • +1ዜና 27:1, 9

2 ሳሙኤል 23:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 27:1, 12
  • +እያ 21:8, 18፣ ኤር 1:1

2 ሳሙኤል 23:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 27:1, 13

2 ሳሙኤል 23:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 27:1, 14
  • +መሳ 2:8, 9

2 ሳሙኤል 23:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 15:31፣ 16:23፣ 17:23፣ 1ዜና 27:33

2 ሳሙኤል 23:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 2:53

2 ሳሙኤል 23:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 11:3፣ 1ነገ 15:5

ሓፈሻዊ

2 ሳሙ. 23:1ዘፍ 49:1፣ ዘዳ 33:1
2 ሳሙ. 23:11ሳሙ 17:58፣ ማቴ 1:6
2 ሳሙ. 23:12ሳሙ 7:8
2 ሳሙ. 23:11ሳሙ 16:13
2 ሳሙ. 23:11ዜና 16:9
2 ሳሙ. 23:2ማር 12:36፣ 2ጢሞ 3:16
2 ሳሙ. 23:2ግብ 1:16፣ 2ጴጥ 1:21
2 ሳሙ. 23:3ዘዳ 32:4፣ መዝ 144:1
2 ሳሙ. 23:3ምሳ 29:2፣ ኢሳ 9:7፣ 32:1
2 ሳሙ. 23:3ዘጸ 18:21፣ ኢሳ 11:3
2 ሳሙ. 23:4ሚል 4:2፣ ማቴ 17:2፣ ራእ 1:16
2 ሳሙ. 23:4መዝ 72:1, 6
2 ሳሙ. 23:52ሳሙ 7:16, 19፣ 1ዜና 17:11፣ መዝ 89:3, 28, 29፣ 132:11
2 ሳሙ. 23:5ኢሳ 9:7፣ 11:1፣ ኣሞ 9:11
2 ሳሙ. 23:6መዝ 37:10
2 ሳሙ. 23:82ሳሙ 10:7፣ 20:7፣ 1ዜና 11:10
2 ሳሙ. 23:81ዜና 11:11
2 ሳሙ. 23:91ዜና 11:12-14
2 ሳሙ. 23:91ዜና 27:1, 4
2 ሳሙ. 23:10መሳ 8:4
2 ሳሙ. 23:10መሳ 15:14, 16፣ 1ሳሙ 14:6፣ 19:5
2 ሳሙ. 23:12መዝ 3:8፣ 44:3
2 ሳሙ. 23:13እያ 15:20, 35፣ 1ሳሙ 22:1
2 ሳሙ. 23:13እያ 15:1, 8፣ 2ሳሙ 5:22፣ 1ዜና 11:15-19
2 ሳሙ. 23:141ሳሙ 22:1, 4፣ 1ዜና 12:16
2 ሳሙ. 23:16ዘሌ 9:9፣ 17:13
2 ሳሙ. 23:17ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 17:10
2 ሳሙ. 23:181ሳሙ 26:6፣ 2ሳሙ 21:17
2 ሳሙ. 23:182ሳሙ 2:18፣ 1ዜና 2:15, 16
2 ሳሙ. 23:181ዜና 11:20, 21
2 ሳሙ. 23:202ሳሙ 8:18፣ 20:23፣ 1ነገ 1:8፣ 2:29፣ 1ዜና 27:5, 6
2 ሳሙ. 23:20እያ 15:21
2 ሳሙ. 23:201ዜና 11:22-25፣ ምሳ 30:30
2 ሳሙ. 23:242ሳሙ 2:18, 23፣ 1ዜና 2:15, 16፣ 27:1, 7
2 ሳሙ. 23:241ዜና 11:26-41
2 ሳሙ. 23:261ዜና 27:1, 10
2 ሳሙ. 23:261ዜና 27:1, 9
2 ሳሙ. 23:271ዜና 27:1, 12
2 ሳሙ. 23:27እያ 21:8, 18፣ ኤር 1:1
2 ሳሙ. 23:281ዜና 27:1, 13
2 ሳሙ. 23:301ዜና 27:1, 14
2 ሳሙ. 23:30መሳ 2:8, 9
2 ሳሙ. 23:342ሳሙ 15:31፣ 16:23፣ 17:23፣ 1ዜና 27:33
2 ሳሙ. 23:381ዜና 2:53
2 ሳሙ. 23:392ሳሙ 11:3፣ 1ነገ 15:5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ሳሙኤል 23:1-39

2 ሳሙኤል

23 መወዳእታ ዘረባ ዳዊት እዚ እዩ፦+

“ቃል ዳዊት ወዲ እሴይ፡+

ቃል እቲ ናብ ላዕሊ እተላዕለ ሰብኣይ፡+

እቲ ቕቡእ+ ኣምላኽ ያእቆብ፡

እቲ ጥዑም ዘማሪ መዝሙራት+ እስራኤል።

 2 መንፈስ የሆዋ ብኣይ ተዛረበ፡+

ቃሉ ኣብ ልሳነይ ነበረ።+

 3 ኣምላኽ እስራኤል ተዛረበ፣

እቲ ኸውሒ እስራኤል+ ንዓይ በለኒ፦

‘እቲ ኣብ ልዕሊ ሰብ ዚገዝእ ጻድቕ ምስ ዚኸውን፡+

ብፍርሃት ኣምላኽ ምስ ዚገዝእ፡+

 4 ከምቲ ደበና ኣብ ዘይብሉ ንግሆ

ጸሓይ እትበርቀሉ ብርሃን ንግሆ እዩ።+

ከምቲ ኻብ ምድሪ ሳዕሪ ዜብቍል+

ድሕሪ ዝናም ዚህሉ ድምቀት እዩ።’

 5 ቤተይ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከምኡ ደይኰነትን፧

ከመይሲ፡ ብዅሉ ዝርዝር እተሰርዐን ውሑስን

ናይ ዘለኣለም ኪዳን ኣትዩለይ።+

ምሉእ ድሕነተይን ኵሉ ደስታይን ስለ ዝዀነ፡

ስለዚ ደይኰነን ዜብቍለለይ፧+

 6 ዘይጠቕሙ ሰባት ግና ከም ኣሻዅ ቈጥቋጥ ኵሎም ይድርበዩ፣+

ከመይሲ፡ ብኢድ ኪትሓዙ ኣይክእሉን እዮም።

 7 ሰብ ኪትንክዮም ከሎ፡

ሓጺንን ዛብያ ዂናትን ምሉእ ብምሉእ ይተዓጠቕ፣

ንሳቶም ድማ ኣብ ቦታኦም ብሓዊ ጠሪሶም ይንደዱ።”

8 ስማት ጀጋኑ ዳዊት እዚ እዩ፦+ ዮሼብ-ባሸቤት እቲ ታሕክሞናዊ፡ ርእሲ እቶም ሰለስተ።+ ንሱ ብሓንሳእ ኣብ ልዕሊ 800 ቕቱላት ኲናቱ ኣልዓለ። 9 ድሕሪኡ፡ ኣልኣዛር+ ወዲ ዶዶ+ ወዲ ኣሖሒ እዩ። ንሱ ኻብቶም ፍልስጥኤማውያን ንውግእ ኣብኡ ምስ ተኣከቡ ዘባጨዉሎም፡ ምስ ዳዊት ዝነበሩ ሰለስተ ጀጋኑ እዩ። ሽዑ፡ ሰብ እስራኤል ምስ ኣንሰሓቡ፡ 10 ንሱ ኣብ መትከሉ ቘይሙ፡ ኢዱ ኽሳዕ እትደክምን ኢዱ ኣብታ ሰይፊ ኽሳዕ እትለግብን ንፍልስጥኤማውያን ቀተሎም።+ የሆዋ ድማ በታ መዓልቲ እቲኣ ዓብዪ ዓወት* ኣምጽአ፣+ እቶም ህዝቢ ኸኣ ነቶም ቅቱላት ኪገፍፉ ደድሕሪኡ ተመልሱ።

11 ድሕሪኡ፡ ሻማ ወዲ ኣጌ እቲ ሃራራዊ እዩ። ፍልስጥኤማውያን ድማ ኣብ ሌሒ፡ ኣብ ሓንቲ ብርስን ዝመልአት ግራት ተኣከቡ፣ እቲ ህዝቢ ኸኣ ብሰሪ ፍልስጥኤማውያን ሃደመ። 12 ንሱ ግና ኣብ ማእከል እታ ግራት ቈይሙ ኣድሓና፡ ንፍልስጥኤማውያን ድማ ቀተሎም። የሆዋ ኸኣ ዓብዪ ዓወት* ኣምጽአ።+

13 ካብቶም 30 ርእስታት ድማ ሰለስተ ብግዜ ዓጺድ ናብ ዳዊት ናብ በዓቲ ዓዱላም ወረዱ፣+ ሓደ ጭፍራ* ፍልስጥኤማውያን ከኣ ኣብ ስንጭሮ* ረፋይም ሰፊሩ ነበረ።+ 14 ዳዊት ድማ ሽዑ ኣብ ዕርዲ ነበረ፣+ ጭፍራ ፍልስጥኤማውያን ከኣ ኣብ ቤት-ልሄም ነበረ። 15 ዳዊት ድማ፡ “ካብቲ ኣብ ጥቓ ኣፍ ደገ ቤት-ልሄም ዘሎ መዕቘሪ፡ ማይ ክሰቲ እንተ ዝኽእልሲ መን ምሃበ፧” ኢሉ ትምኒቱ ገለጸ። 16 ሽዑ፡ እቶም ሰለስተ ጀጋኑ ነቲ ሰፈር ፍልስጥኤማውያን ጥሒሶም፡ ካብቲ ኣብ ጥቓ ኣፍ ደገ ቤት-ልሄም ዘሎ መዕቘር ማይ ድማ ማይ ቀዲሖም፡ ንዳዊት ኣምጽኡሉ፣ ንሱ ግና ምስታዩ ኣበየ፡ ንየሆዋ እውን ኣፍሰሶ።+ 17 “ኦ የሆዋ፡ እዚ ኽገብርሲ ዘይሕሰብ እዩ! ደም እዞም ህይወቶም* ቀቢጾም ዝኸዱ ሰባትዶ ኽሰቲ እየ፧”+ ከኣ በለ። ስለዚ፡ ምስታዩ ኣበየ። እቶም ሰለስተ ጀጋኑ እዚ ነገር እዚ ገበሩ።

18 ኣቢሻይ+ ሓው ዮኣብ ወዲ ጽሩያ+ ድማ፡ ርእሲ ኻልኦት ሰለስተ ነበረ። ንሱ ኸኣ ኣብ ልዕሊ 300 ቕቱላት ኲናቱ ኣልዓለ፣ ከምቶም ሰለስተ ድማ ስሙይ ነበረ።+ 19 ካብቶም ካልኦት ሰለስተ ዝኸበረ እኳ እንተ ነበረ፡ ሓለቓኦም እውን እንተ ዀነ፡ ማዕረ እቶም ቀዳሞት ሰለስተ ግና ኣይበጽሐን።

20 በናያ+ ወዲ የሆያዳ ኣብ ቃብጽኤል+ ብዙሕ ጅግንነታዊ ተግባር ዝገበረ ተባዕ ሰብኣይ* ነበረ። ንሱ ነቶም ክልተ ደቂ ኣርኤል ናይ ሞኣብ ቀተሎም፣ ብመዓልቲ ውርጪ ድማ ናብ ጕድጓድ ማይ ወሪዱ ኣንበሳ ቐተለ።+ 21 ንሓደ ገዚፍ ግብጻዊ ሰብኣይ እውን ቀተሎ። ኣብ ኢድ እቲ ግብጻዊ ዂናት እኳ እንተ ነበረ፡ ንሱ ብበትሪ ገጠመሉ እሞ፡ ነቲ ዂናት ካብ ኢድ እቲ ግብጻዊ መንዚዑ፡ ብገዛእ ኲናቱ ቐተሎ። 22 በናያ ወዲ የሆያዳ እዚ ነገር እዚ ገበረ፣ ከምቶም ሰለስተ ጀጋኑ ኸኣ ስሙይ ነበረ። 23 ካብቶም ሰላሳ ዝኸበረ እኳ እንተ ነበረ፡ ማዕረ እቶም ሰለስተ ግና ኣይበጽሐን። ዳዊት ድማ ኣብ ልዕሊ ዘብዐኛታቱ ሸሞ።

24 ዓሳሄል+ ሓው ዮኣብ ካብቶም ሰላሳ ነበረ፦ ኤልሓናን ወዲ ዶዶ ኻብ ቤት-ልሄም፡+ 25 ሻማ እቲ ሓሮዳዊ፡ ኤሊቃ እቲ ሓሮዳዊ፡ 26 ሔለጽ+ እቲ ጳልጣዊ፡ ዒራ+ ወዲ ዒቄሽ እቲ ተቆዓዊ፡ 27 ኣቢ-ዔዘር+ እቲ ዓናቶታዊ፡+ ሜቡናይ እቲ ሑሻታዊ፡ 28 ጻልሞን እቲ ኣሖሓዊ፡ ማሃራይ+ እቲ ነጦፋታዊ፡ 29 ሔለብ ወዲ ባዓና እቲ ነጦፋታዊ፡ ኢታይ ወዲ ሪባይ ካብ ጊብዓ ናይ ብንያማውያን፡ 30 በናያ+ ሓደ ጲርዓቶናዊ፡ ሂዳይ ካብ ርባታት* ጋዓሽ፡+ 31 ኣቢ-ዓልቦን እቲ ዓርባታዊ፡ ዓዝማዌት እቲ ባርሑማዊ፡ 32 ኤልያሕባ እቲ ሻዓልቦናዊ፡ ደቂ ያሸን፡ ዮናታን፡ 33 ሻማ እቲ ሃራራዊ፡ ኣሒያም ወዲ ሻራር እቲ ሃራራዊ፡ 34 ኤሊፈለጥ ወዲ ኣሓስባይ ወዲ ማዓካታዊ፡ ኤሊዓም ወዲ ኣሒቶፌል+ እቲ ጊሎናዊ፡ 35 ሔጽሮ እቲ ቀርሜሎሳዊ፡ ጳዓራይ እቲ ኣርባዊ፡ 36 ይግኣል ወዲ ናታን ካብ ጾባ፡ ባኒ እቲ ጋዳዊ፡ 37 ጸለቅ እቲ ዓሞናዊ፡ ናሕራይ እቲ ብኤሮታዊ፡ ተሰካሚ ኣጽዋር ዮኣብ ወዲ ጽሩያ፡ 38 ዒራ እቲ ዪትራዊ፡ ጋሬብ እቲ ዪትራዊ፡+ 39 ኡርያ+ እቲ ሔታዊ፡—ኵሉ ዅሎም 37።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ