ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ኣቦን ዓለውቲ ደቁን (1-9)

      • የሆዋ ልባዊ ዘይኰነ ኣምልኾ ይጸልእ (10-17)

      • “ነገር ነቕንዕ” (18-20)

      • ጽዮን ተመሊሳ እምንቲ ኸተማ ዀነት (21-31)

ኢሳይያስ 1:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ድሕነት የሆዋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 32:32
  • +2ዜና 26:22፣ ኢሳ 6:1
  • +2ዜና 27:1, 2
  • +2ዜና 28:1
  • +2ዜና 29:1, 2፣ 32:20
  • +ማቴ 1:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2001፡ ገጽ 12-13

ኢሳይያስ 1:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 50:4
  • +ዘዳ 1:31
  • +ዘዳ 4:25, 26፣ ህዝ 20:8

ኢሳይያስ 1:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንጐይታኡ ኣይፈልጦን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሆሴ 4:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2006፡ ገጽ 9-10

ኢሳይያስ 1:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 9:11
  • +ዘዳ 31:16፣ ኤር 2:5

ኢሳይያስ 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 5:3
  • +ነህ 9:34, 35፣ ዳን 9:8

ኢሳይያስ 1:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣይተጠወቐን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 10:34

ኢሳይያስ 1:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:33, 63
  • +2ነገ 18:11

ኢሳይያስ 1:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:13, 14፣ ኢሳ 8:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2006፡ ገጽ 8

ኢሳይያስ 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 19:24, 25፣ ዘዳ 29:22, 23፣ ሮሜ 9:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 125

ኢሳይያስ 1:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገዛእቲ።”

  • *

    ወይ፡ “ንትምህርቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 13:13፣ ኢሳ 3:8, 9
  • +ዘዳ 32:32፣ ይሁ 7

ኢሳይያስ 1:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ገንሸል ካብ ዕየት ዚዓቢ፡ ንእሽቶ ተባዕታይ በጊዕ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 15:22፣ ምሳ 15:8፣ ሆሴ 6:6፣ ሚክ 6:7
  • +ዘጸ 29:38
  • +ዘሌ 3:14-16
  • +ዘሌ 17:11
  • +ዘሌ 4:18, 21
  • +ዘሌ 16:5

ኢሳይያስ 1:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 16:16
  • +መክ 5:1፣ ሚል 1:8

ኢሳይያስ 1:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 21:27፣ ህዝ 8:11, 12
  • +ዘሁ 28:11
  • +ዘጸ 31:13
  • +ዘሌ 23:2
  • +ዘሌ 19:26

ኢሳይያስ 1:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ጸሊኣቶ እያ።”

ኢሳይያስ 1:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 15:29
  • +ማቴ 6:7
  • +ምሳ 28:9፣ ኢሳ 59:2፣ ድጕ 3:44
  • +ሚክ 3:2-4

ኢሳይያስ 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 4:14
  • +ኢሳ 55:7

ኢሳይያስ 1:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣቦ ዘይብሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚክ 6:8
  • +ዘዳ 10:18፣ ኤር 22:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/1998፡ ገጽ 14

ኢሳይያስ 1:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚክ 6:2፣ ያእ 4:8
  • +መዝ 51:7፣ ኢሳ 44:22፣ ሚክ 7:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 263-264

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 57

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2017፡ ገጽ 27

    ናብ የሆዋ ተመለስ፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 21

    1/12/2006፡ ገጽ 9

    1/7/2003፡ ገጽ 17

ኢሳይያስ 1:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:1, 2፣ ዮኤ 2:19

ኢሳይያስ 1:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:33፣ ምሳ 29:1

ኢሳይያስ 1:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 48:2
  • +ኤር 2:20
  • +2ሳሙ 8:15፣ 1ነገ 3:28
  • +2ዜና 19:9, 10
  • +ሚክ 3:1-3፣ ሉቃ 13:34

ኢሳይያስ 1:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስዋ ስርናይኪ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 22:18

ኢሳይያስ 1:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣቦ ንዘይብሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 3:14፣ ሚክ 3:9-11
  • +ዘጸ 23:8
  • +ዘጸ 22:22፣ ኤር 5:28

ኢሳይያስ 1:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 5:13

ኢሳይያስ 1:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 6:29, 30፣ 9:7፣ ሚል 3:3

ኢሳይያስ 1:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 12:3፣ 1ሳሙ 12:1, 3፣ ኢሳ 32:1፣ ህዝ 34:23
  • +ኢሳ 62:1

ኢሳይያስ 1:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 31:11

ኢሳይያስ 1:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 20:38
  • +1ነገ 9:6, 7

ኢሳይያስ 1:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ምስ ኣምልኾ ጣኦት ንእተተሓሓዘ ኣእዋምን ስፍራ ኣታኽልትን ዜመልክት ኪኸውን ኣለዎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 6:13
  • +ኢሳ 65:3፣ 66:17

ኢሳይያስ 1:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 17:5, 6

ኢሳይያስ 1:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ብቐሊሉ ዚነድድ ከም ገመድ ዝበለ ጽሕጎ።

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 1:12ዜና 32:32
ኢሳ. 1:12ዜና 26:22፣ ኢሳ 6:1
ኢሳ. 1:12ዜና 27:1, 2
ኢሳ. 1:12ዜና 28:1
ኢሳ. 1:12ዜና 29:1, 2፣ 32:20
ኢሳ. 1:1ማቴ 1:9
ኢሳ. 1:2መዝ 50:4
ኢሳ. 1:2ዘዳ 1:31
ኢሳ. 1:2ዘዳ 4:25, 26፣ ህዝ 20:8
ኢሳ. 1:3ሆሴ 4:6
ኢሳ. 1:4ዳን 9:11
ኢሳ. 1:4ዘዳ 31:16፣ ኤር 2:5
ኢሳ. 1:5ኤር 5:3
ኢሳ. 1:5ነህ 9:34, 35፣ ዳን 9:8
ኢሳ. 1:6ሉቃ 10:34
ኢሳ. 1:7ዘዳ 28:33, 63
ኢሳ. 1:72ነገ 18:11
ኢሳ. 1:82ነገ 18:13, 14፣ ኢሳ 8:7, 8
ኢሳ. 1:9ዘፍ 19:24, 25፣ ዘዳ 29:22, 23፣ ሮሜ 9:29
ኢሳ. 1:10ዘፍ 13:13፣ ኢሳ 3:8, 9
ኢሳ. 1:10ዘዳ 32:32፣ ይሁ 7
ኢሳ. 1:111ሳሙ 15:22፣ ምሳ 15:8፣ ሆሴ 6:6፣ ሚክ 6:7
ኢሳ. 1:11ዘጸ 29:38
ኢሳ. 1:11ዘሌ 3:14-16
ኢሳ. 1:11ዘሌ 17:11
ኢሳ. 1:11ዘሌ 4:18, 21
ኢሳ. 1:11ዘሌ 16:5
ኢሳ. 1:12ዘዳ 16:16
ኢሳ. 1:12መክ 5:1፣ ሚል 1:8
ኢሳ. 1:13ምሳ 21:27፣ ህዝ 8:11, 12
ኢሳ. 1:13ዘሁ 28:11
ኢሳ. 1:13ዘጸ 31:13
ኢሳ. 1:13ዘሌ 23:2
ኢሳ. 1:13ዘሌ 19:26
ኢሳ. 1:15ምሳ 15:29
ኢሳ. 1:15ማቴ 6:7
ኢሳ. 1:15ምሳ 28:9፣ ኢሳ 59:2፣ ድጕ 3:44
ኢሳ. 1:15ሚክ 3:2-4
ኢሳ. 1:16ኤር 4:14
ኢሳ. 1:16ኢሳ 55:7
ኢሳ. 1:17ሚክ 6:8
ኢሳ. 1:17ዘዳ 10:18፣ ኤር 22:3
ኢሳ. 1:18ሚክ 6:2፣ ያእ 4:8
ኢሳ. 1:18መዝ 51:7፣ ኢሳ 44:22፣ ሚክ 7:19
ኢሳ. 1:19ዘዳ 28:1, 2፣ ዮኤ 2:19
ኢሳ. 1:20ዘሌ 26:33፣ ምሳ 29:1
ኢሳ. 1:21መዝ 48:2
ኢሳ. 1:21ኤር 2:20
ኢሳ. 1:212ሳሙ 8:15፣ 1ነገ 3:28
ኢሳ. 1:212ዜና 19:9, 10
ኢሳ. 1:21ሚክ 3:1-3፣ ሉቃ 13:34
ኢሳ. 1:22ህዝ 22:18
ኢሳ. 1:23ኢሳ 3:14፣ ሚክ 3:9-11
ኢሳ. 1:23ዘጸ 23:8
ኢሳ. 1:23ዘጸ 22:22፣ ኤር 5:28
ኢሳ. 1:24ህዝ 5:13
ኢሳ. 1:25ኤር 6:29, 30፣ 9:7፣ ሚል 3:3
ኢሳ. 1:26ዘሁ 12:3፣ 1ሳሙ 12:1, 3፣ ኢሳ 32:1፣ ህዝ 34:23
ኢሳ. 1:26ኢሳ 62:1
ኢሳ. 1:27ኤር 31:11
ኢሳ. 1:28ህዝ 20:38
ኢሳ. 1:281ነገ 9:6, 7
ኢሳ. 1:29ህዝ 6:13
ኢሳ. 1:29ኢሳ 65:3፣ 66:17
ኢሳ. 1:30ኤር 17:5, 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 1:1-31

ኢሳይያስ

1 ኢሳይያስ*+ ወዲ ኣሞጽ ብዘመን ዑዝያን+ ዮታምን+ ኣሓዝን+ ህዝቅያስን፡+ ነገስታት ይሁዳ፡+ ብዛዕባ ይሁዳን የሩሳሌምን ዝረኣዮ ራእይ፦

 2 ኣቱም ሰማያት፡ ስምዑ፣ ኣቲ ምድሪ፡ ጽን በሊ፣+

የሆዋስ እዚ ተዛሪቡ ኣሎ፦

“ደቂ ኣዕብየን ተኸናኺነን፣+

ንሳቶም ግና ካባይ ዓልዮም።+

 3 ብዕራይ ንዓዳጊኡ፡

ኣድጊ ድማ ንመብልዕ ማል ዋናኡ ኣጸቢቑ ይፈልጦ እዩ፣

እስራኤል ግና ኣይፈልጠንን፡*+

ህዝበይ ከኣ ብኣእምሮ ኣይመላለስን እዩ።”

 4 እቶም ሓጥኣን ህዝቢ፡+

እቶም ዘርኢ እኩያት፡ ብልሹዋት ደቂ ዝዀኑ

ስሕተት ዝኸበዶም ህዝቢ፡ ወይለኦም!

ንየሆዋ ሓዲጎምዎ፣+

ነቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ንዒቖምዎ፣

ዝባኖም መሊሶምሉ።

 5 ንዕልወትኩም ምስ ወሰኽኩምሉስ፡ ዚቕጽል ኣበይ ክትውቅዑ ኢኹም፧+

ብዘሎ እቲ ርእሲ ሕሙም እዩ፣

ብዘሎ እቲ ልቢ ድማ ድኹም እዩ።+

 6 ካብ ከብዲ እግሪ ኽሳብ ርእሲ፡ ገለ ጥዑይ የብሉን።

ኣቝሳልን ስምብራትን ሓድሽ መቝሰልትን ጥራይ እምበር፡

ኣይተሓከመን፡* ወይ ኣይተዘነነን፡ ወይ ብዘይቲ ኣይለስለሰን።+

 7 ምድርኹም ባዲማ።

ከተማታትኩም ብሓዊ ነዲደን።

ጓኖት ንምድርኹም ኣብ ቅድሜኹም ይውሕጥዋ ኣለዉ።+

ጓኖት ከም ዝገልበጥዋ ባድም ኰይና እያ።+

 8 ጓል ጽዮን ከም ዳስ ኣብ ኣታኽልቲ ወይኒ፡

ከም ጎጆ ኣብ ግራት ኣጕርሲ፡

ከም እተኸብበት ከተማ ዀይና ተሪፋ ኣላ።+

 9 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ሒደት ዚድሕኑ እንተ ዘይሓድገልናስ፡

ከም ሶዶም ምዀንና፡

ንጎሞራ እውን ምመሰልና ኔርና።+

10 ኣቱም መለኽቲ* ሶዶም፡ ቃል የሆዋ ስምዑ።+

ኣቱም ህዝቢ ጎሞራ፡ ንሕጊ* ኣምላኽ ጽን በሉ።+

11 “እቲ ብዙሕ መስዋእትኹም እንታይ ይጠቕመኒ፧”+ ይብል የሆዋ።

“ዚሓርር መስዋእቲ ደዓውልኩምን+ ስብሒ ስቡሓትኩምን+ ፍጊዕ ኢሉኒ፣

ብደም+ ዝራብዓትን+ ገንሸላትን* ድቤላታትን+ ከኣ ደስ ኣይብለንን እዩ።

12 ኣብ ቅድመይ ክትርኣዩ ምስ እትመጹ፡+

ኣጸዳተይ ክትረግጹስ፡+

እዚ ኽትገብሩ ዝደለየኩም መን እዩ፧

13 ከንቱ መስዋእቲ እኽሊ ደጊም ኣይተምጽኡ።

ዕጣንኩም ኣባይ ፍንፉን እዩ።+

ሰርቂ ኣዋርሕን+ ሰናብትን+ ጻውዒት ኣኼባታትን፡+

—ንስሒር+ ምስ ፍሉይ ኣኼባ ኽዕገሶ ኣይክእልን እየ።

14 ንሰርቂ ኣዋርሕኩምን ንበዓላትኩምን ጸሊአዮ እየ።*

ጾር ኰይኑኒ ኣሎ፣

ብምጻሩ ደኺመ ኣለኹ።

15 ኣእዳውኩም ምስ እትዝርግሑ፡

ኣዒንተይ ካባኻትኩም ክሓብእ እየ።+

ብዙሕ እኳ እንተ ጸለኹም፡+

ኣይሰምዓኩምን እየ፣+

ኣእዳውኩም ብደም መሊአን እየን።+

16 ተሓጸቡ፡ ንጽሁ፣+

እከይ ግብርኹም ካብ ቅድሚ ኣዒንተይ ኣርሕቕዎ፣

ምግባር ክፉእ ሕደጉ።+

17 ምግባር ጽቡቕ ተምሃሩ፡ ፍትሒ ድለዩ፣+

ንጨቋኒ ኣርምዎ፣

ንመሰላት ዘኽታም* ተጣበቑ፣

ንመበለት ተማጐቱላ።”+

18 “እምበኣር፡ ንዑ እሞ ኣብ መንጎና ነገር ነቕንዕ” ይብል የሆዋ።+

“ሓጢኣትኩም ከም ቀይሕ ዝሕብሩ እኳ እንተ ዀነ፡

ከም ውርጪ ጻዕዳ ኪኸውን እዩ፣+

ከም ድሙቕ ቀይሕ ክዳን እኳ እንተ ዀነ፡

ከም ጸምሪ ኪኸውን እዩ።

19 ፍቓደኛታት እንተ ዄንኩምን እንተ ሰሚዕኩምን፡

ጽቡቕ እታ ምድሪ ኽትበልዑ ኢኹም።+

20 እንተ ኣቢኹምን እንተ ዓሊኹምን ግና፡

ኣፍ የሆዋ ተዛሪባ እያ እሞ፡

ብሰይፊ ኽትውሓጡ ኢኹም።”+

21 እታ እምንቲ ኸተማስ+ ከመይ ኰን ኣመንዝራ ዀነት!+

ፍትሒ ዝመልኣ ነበረት፣+

ጽድቂ ድማ ኣብኣ ትሓድር ነበረት፣+

ሕጂ ግና፡ ቀተልቲ ነፍሲ።+

22 ብሩርኪ ሓተላ ብረት ኰይኑ፣+

ስዋኺ* ብማይ ተጀሊሑ።

23 መሳፍንትኺ ነቓጻትን መሻርኽቲ ሰረቕትን እዮም።+

ነፍሲ ወከፎም ጉቦ ይፈትዉ፡ ደድሕሪ ህያባት ድማ ይጐይዩ።+

ንዘኽታም* ፍትሒ ኣየውጽኡሉን፣

ጕዳይ መበለት ድማ ናባታቶም ከቶ ኣይበጽሕን።+

24 ስለዚ፡ እቲ ናይ ሓቂ ጐይታ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡

እቲ ናይ እስራኤል ሓያል ከምዚ ይብል፦

“ወይለኦም! ንተጻረርተይ ከወግዶም እየ፣

ኣብ ልዕሊ ጸላእተይ ከኣ ሕነ ኽፈዲ እየ።+

25 ንኢደይ ድማ ኣንጻርኪ ኽመልሳ፡

ንሓተላ ብረትኪ ኸኣ ከም ብሳሙና ኸጽርዮ፡

ንዅሉ ርስሓትኪ እውን ከወግዶ እየ።+

26 ንፈራዶኺ መሊሰ ኸም ናይ ቀደም፡

ንኣማኸርትኺ ድማ ከም ናይ መጀመርታ ኽገብሮም እየ።+

ድሕርዚ፡ ከተማ ጽድቂ፡ እምንቲ ኸተማ ኽትብሃሊ ኢኺ።+

27 ጽዮን ብፍትሒ፡

እቲ ዚምለስ ህዝባ ኸኣ ብጽድቂ እተበጀወ ኪኸውን እዩ።+

28 ዓለውትን ሓጥኣንን ብሓደ ኺስበሩ፡+

እቶም ንየሆዋ ዚሓድግዎ ድማ ኪውድኡ እዮም።+

29 በቲ እተመነኹምዎ ገዘፍቲ ኣእዋምሲ ኺሓፍሩ እዮም፣+

በቲ ዝመረጽኩምዎ ስፍራ ኣታኽልቲ* እውን ክትዋረዱ ኢኹም።+

30 ከመይሲ፡ ኣቝጽልቱ ኸም ዝጸምለወ ዓብዪ ኦም፡+

ማይ ከም ዘይብሉ ስፍራ ኣታኽልቲ ኽትኰኑ ኢኹም።

31 ሓያል ሰብ ከም ልሕጺ፡*

ዕዮኡ ድማ ከም ቍልዒ ሓዊ ኪኸውን እዩ፣

ክልቲኡ ብሓደ ኺነድድ እዩ፣

ዜጥፍኦ ድማ ሓደ እኳ የልቦን።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ